ሊብያ እታ ቀዳመይቲ ክርስትያናዊት ሃገር ||

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 74

  • @davesolobeloved
    @davesolobeloved  วันที่ผ่านมา +8

    ተገዲስኩም ስለ ምክትታልኩም የመስግነኩም፣ ኣብዛ ቻነል ኣባላት ዘይኮንኩም ድማ ኣሕዋት ሳብስክራይብ ክትገብሩ ጽቡቕን ንዕቤትን ዝርግሐን ትሕዝቶ እዛ መደብ ሓጋዚ እዩ፣ የቐንየለይ! ሰላምኩም ይብዛሕ !

  • @akiltekle5235
    @akiltekle5235 วันที่ผ่านมา +4

    ጎይታ ይባርካ መደባትካ ኩሉ ኢየ ዝከታተሎ ብጣዕሚ መሃሪ ኢዩ ቀጺሎ

  • @SaraMokonnen-ds5oe
    @SaraMokonnen-ds5oe 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቕንየልና ሓወይና ተባረኽ 🙏🏼❤❤❤

  • @hiwettesfai4970
    @hiwettesfai4970 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምግላጽ አምላክ ዘመንካ ይባርክ ከማካ ይብዙሑልና።❤❤❤❤❤❤❤

  • @sababerhe9843
    @sababerhe9843 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ሐውይ አምላክ ሰማይ ዘመን ሂወትካ ይባረክ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @helenkidanegebremeskel319
    @helenkidanegebremeskel319 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay bihaki bilux seb amelak yeimiroka yibarek ,azina tebarikna ,bereketna eka neseka

  • @hame8185
    @hame8185 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥአናን ይሃብካ!!!!!!!

  • @fessehayeamanuel
    @fessehayeamanuel 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Brillant lecteur we are happy hear from you historic evidence of truth

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ ታሪኽ ስለ ዝሰራሕኻ የቐንየልና

  • @DanielDemoz
    @DanielDemoz วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታ የሱስ ይዕዚዙ ይባርኽካ ብሩኽ ሰብ ❤❤❤❤

  • @ghidaymenghesha9618
    @ghidaymenghesha9618 วันที่ผ่านมา +1

    Thank son god blessed you for your service.

  • @Jesusi5p
    @Jesusi5p วันที่ผ่านมา +1

    ሰላምካ የብዝሕ ኣምላኽ 🙏🙏🙏

  • @chelseawi
    @chelseawi วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ክቡር ሓው ከመይ ትከውን፡ ኣብ ሕወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ። ኣጆካ ቀጽሎ ጽቡቅ ንምሃር ኣሎና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ። ንሕጂ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
    ደቂ ኩሽ ሴባን፡ ሓውላን፡ሳብታን፡ ራዕማን ፡ሳብታካን እዮም። ራዕማን ንሸባን፡ ዴዳንን ወሊዱ፡ ሕጂ እዚ ሸባን፡ ወዲ ራዕማን ወይ ክኣ ሓደ ካብ ደቂ ኩሽ ድዩ፡ ነዚ ኣብ ዞባና ክሳብ የመን ዝበጽሕ ሳባውያን እንዳተባህለ ዝጽዋዕ ዘሎ፧ ንግስቲ ሳባ ካልኣይ ስማ ንግስቲ ኣዜብ ውን ትብሃል እያ። እዚ ሳባውያን ግን ካበይ ዝመጸአ ይከውን ሓደ ክብ ደቂ ኩሽ ዶ ይመስለካ፧
    የቀንየለይ

  • @hiwettesfai4970
    @hiwettesfai4970 วันที่ผ่านมา

    የብዝሓልካ ጎይታ ምግላጻቱ።

  • @josyjohn2458
    @josyjohn2458 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዊት ሓወይ ይበል ዘብል ኣቀራርባ ኢዩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርኽካ ኣዚዩ ሃናጺ መዱብ እዩ በርትዕ ቀጽሎ ክጼልየልካ ኢየ

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Smart seb egziabher xegueu yebzehalka bertie ayoka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @semhar9630
    @semhar9630 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Betmiy xubuq medb eiyka teqrb Egzabeher feltetka, yedbro🙏👍🙏

  • @mhretHADGU
    @mhretHADGU วันที่ผ่านมา +1

    ንፊዕ ቀጽሉ❤❤❤❤

  • @samdori2441
    @samdori2441 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Waw

  • @mezgebemusse6637
    @mezgebemusse6637 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you

  • @EdenDebrezion
    @EdenDebrezion วันที่ผ่านมา

    Selam hawey, Egziabiher brkkk yeblka. Ezi fltetn tbebn zhabeka Amlak ymesgen, memelisu ybarkka. Yekenelna ketslo. 🙏

  • @tedutetu2431
    @tedutetu2431 วันที่ผ่านมา

    Amazing Bless you Brother

  • @Awelker.sied23
    @Awelker.sied23 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Heset

  • @God-db9vp
    @God-db9vp วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ እዩ ሓወይ፡ እታ ቀንዲ ሓሳብካ ኤውሮጳውያን ኣይኮኑን ክርስትና ናብ ኣፍሪቃ ኣምጽዮሞ ካብ ኮነስ፡ እዚ ሃገርናን ኢትዮጵያን ማለት ግዝኣት ኣክሱም፡ ኣብ ዓለም ካልኣይቲ ሃገር ክርስትና ወግዓዊ ሃይማኖቱ ዝገበረ ምኳኑ ክትውስኸላ ኔርካ፡ ድሕሪ ኣርመንያ ማለተይ እየ፡ ብዝኾነ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ።

  • @AlazarAraya-o8e
    @AlazarAraya-o8e วันที่ผ่านมา +2

    ኣበይ ክረኽበካ ይኽእል ዳዊት ❤❤❤❤❤❤❤❤ ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሚነ ኣለኹ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓወይ

    • @hallowiegehts477
      @hallowiegehts477 วันที่ผ่านมา

      Ane keman kirekbo ydeli eye GBU more and more

    • @Tomas-komita
      @Tomas-komita วันที่ผ่านมา

      ሞስሊም ድኻ ነይርካ?

    • @znkidmit
      @znkidmit 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Tomas-komitaጽቡቕ መልሲ፣ እያ ንዝርድኦ፣ ጎይታና መድሓንና እየሱስ ክርስቶስ ሕጂ ዝተፈጥረ መስልዎም፣

  • @TeklemariamMogos
    @TeklemariamMogos วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ hawey natey Anbesa Ayiti donigena

  • @mhretHADGU
    @mhretHADGU วันที่ผ่านมา

    ❤❤Thank you

  • @shalomsara9461
    @shalomsara9461 วันที่ผ่านมา

    God bless you more blessed buzuh nfeltalena tbark

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา

    ምዕራባውያን ዘተአታተውዎ ክርስትና አፍሪቃ የለን

  • @efizenat8712
    @efizenat8712 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dave blessed amazing thank you so much and if its OK can you say something about the "salvation of nations " is it at the end of time ??

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ብሩኽ ወደይ
    ኢትዮጵያ ዝብል ቅጽል ስም ብመጽሓፍ ቅዱስ ከምዝቡሉ ኣቦታት ኣፍሪቃ ብምሉኡ መብርሂ እንተትህበና ጽቡቕ ኔሩ።

  • @FrewoiniGeorge
    @FrewoiniGeorge วันที่ผ่านมา

    Wow 🎉

  • @Yosantewelde-abraham
    @Yosantewelde-abraham วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TebirhTewelde
    @TebirhTewelde วันที่ผ่านมา

    Yesssssss

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ገሊጽካዮ ገዜ ዘይብልካ ከይትኸዉን ንዓና ደንጉካና እዚ መንከራ ኩናት ኣብ 25 እዩ ዝመስል ዘሎ

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 วันที่ผ่านมา

    GBU more and more ❤❤❤

  • @Adonasbhat
    @Adonasbhat วันที่ผ่านมา

    Dave buruk👍👍👍👍

  • @HenSamedia8480
    @HenSamedia8480 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @eliaskifle4430
    @eliaskifle4430 วันที่ผ่านมา

    Welcome bro

  • @ykealokahsay5464
    @ykealokahsay5464 วันที่ผ่านมา

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c วันที่ผ่านมา

    Dave burk 🙏🥰👍🙏🙏

  • @shalomshalom8265
    @shalomshalom8265 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @DestaYowhanes
    @DestaYowhanes วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉bless 🙌 🙏 ✨️ ❤️

  • @dawittesfay8581
    @dawittesfay8581 วันที่ผ่านมา

    Dave amelak yebarka beruk katselo te bv ark

  • @danielyohanes6651
    @danielyohanes6651 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ጸረክርስቶስ ብ10 ሃገራት እስላም ዝቖመት እያ ድሮ እኳ ክትምስረት ጀሚራ ኣላ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp วันที่ผ่านมา

      ጌጋ. ቀዳመይቲ እስራኤል እያ ብድሕሪኣ ኩለን ምዕራባውያንን ኣዕራብን ጸረ ክርስቶስ እዩ።

    • @fih7949
      @fih7949 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አብ ጎቦ አርማጌዶን ከይዳ ኽአ ብሓዊ ክትብላዕ ያ ።

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 วันที่ผ่านมา

    Dave Jgna🎉❤

  • @abassasli9690
    @abassasli9690 วันที่ผ่านมา

    Way slale abi gega temahirka msa

  • @taezazwoldu5302
    @taezazwoldu5302 วันที่ผ่านมา

    So great brief! The problem of this world is Jews didnt accept christianity but still they are part of old testament portions. The emergence of moslem sunni in 700th century also diverted christianity by sword, shia emerges 1400. Hope todays world can realise fully about true jesus factfull mission to be understood.

  • @Esamussiewedinazu
    @Esamussiewedinazu วันที่ผ่านมา

    amxaa habesha eba kttnelna mkaalka do

  • @fuhur
    @fuhur วันที่ผ่านมา

    ሰላም ክቡር ሓወይ
    ብኢንስትግራም ወይ ( ኣንስቲ,ግራም )ክክክክክ
    መልእኽቲ ገዲፈልኻ ኣለኹ ሞ ።
    ተገዲስኻ መልስኻ ሃበኒ ተገዲስኻ ።

  • @MaernetBerhane-p6t
    @MaernetBerhane-p6t วันที่ผ่านมา

    Goita ybarkka sle kulu tghatkan agelguletka

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 วันที่ผ่านมา

    Beijica wedy rusawn ameit iyosus iyom ity bsim ieysus hsawy amazi sega yorsalem katu niy nalim kpala iyu sigay yorsalem icatu nenbulom icabalom iyu dheray ktefi iyu deblena mzhafi kudus anericawn iyom nhaky anrhako

  • @Meritey
    @Meritey วันที่ผ่านมา

    Libya da hji adi aslam koyna ala kem krstyan zxelwo keman yeblomn

  • @berakiyowhans2776
    @berakiyowhans2776 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋእ ሓወይ እንታይ ኢካ ደኣ 😅😅😅😅😂😂😂

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา

    እዞም አብ አፍሪቃ ዘለዉ እስልምና አፍቲ አብ እስራኤል ዝግበር ናይ አርማ ጌዶን ኲናት ከም ዝሳተፉ አንፃር ፅዮናውያን ክኾኑ እዮም
    ሃገራት ዓረብ ድማ ብቐንዱ

    • @fih7949
      @fih7949 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓዊ ካብ ስማይ ወሪዳ ኽአ ክትበልዖም ያ

  • @African90
    @African90 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😅😅😅😅way dunqurina

  • @kevenbelay
    @kevenbelay 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰናይ ንዓኻ አዚ ክትፈልጥ ግን ዘኽኣለካ ወይ ብኸመይ ፈሊጥካዮ ካበይ ከ ኣምጺኻዮ

  • @september626
    @september626 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    No farsawuyan iranawuyan eyom don’t lie

  • @hayatabdulkaderabdulkader9988
    @hayatabdulkaderabdulkader9988 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂

    • @Mera4729
      @Mera4729 วันที่ผ่านมา

      Why you (😂)

  • @berekethabtom
    @berekethabtom วันที่ผ่านมา

    Punt ni Somali and dejibuty etho eri eyu libiya ayikonen

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved  23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      What I said is Put (Phut) not Punt!

  • @znkidmit
    @znkidmit 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋእ ኣታ እዚ ወዲ እንታይ ጸገም ኣሎዎ፣ ጥዑይ ዱ? መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትመራመረሉ፣ ከይጽድፈካ ኩለን ሃገራት በጽሕወን😂 ቧእ ኣምላኽ ምድርን ሶማይን ከም ዝፈጠረ ኣይትዘንግዕ፣ ሕቶ ኣምላኽ ምድርን ሰማይን ፈጥሩ ካብ ፈጠረ ነዘን 194 ሃገራይ ከ እየሱስ ክርስቶስ ዱ ሰይምወን? ምድርን ሰማይን ባሕሪን ሰብን ምፍጣሩ እኹል ዶ ኣይኮነን ንወዲ ሰብ ቧእ፣ እየሱስ ክርስቶስ ክኣ ምርጫ ከም ዝገደፈልና ኣኽብረልና፣ መንእሰይ ግዜኻ ኣብ ካልእ የሕልፎ ይቋወመካ የለኹንኣገዳስ ዝበልካዮ ክትምህረና ብዛዕባ ነይረን መጽሓፍ ቅዱስ ጠቅስወን ዘገድስ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን፣ ሕሉፍ ሕሉፍ እየ ኣብ ህሉው ምዝራብ ይሓይሽ፣

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @WedihayleWedihayle-n1u
    @WedihayleWedihayle-n1u วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @shamhabtom
    @shamhabtom วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @fhjih578
    @fhjih578 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤