ኤርትራ ኣበይ ኣላ? ሓዋርያዊ ተግባር እዩ! ሓገዝ ኣብ ኢሮብ ኣራዕ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ก.พ. 2024
  • #Ewunawi #Fiker #civil #organization #(EFCO) is non governmental and non profit Humanitarian Organization. it registered under EFDR CSO
    እላማታት ትካል እውናዊ ፍቅር
    እላማታት ትካል ሲቪል እዉናዊ ፍቅር
    1/ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ብሰብ ስራህ ይኩን ብተፈጥሮ ከምኒ ስደትን ጦርነትን ዝኣምሰሉ ሓደጋ አብ ዝበፅሐሉ እዋን ንወድሰብ ኣድላይን መሰረታዊ ዝኮኑ እታዎታት ምቕራብ
    2/ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ዉሑስ ሰላምን ቅሳነትን ንክረጋገፅ ምስ መንግስታዉን፣ዘይመንግስታዉን ትካላት ኩሉ ብፅሒት ዘለዎም አካላት፣ ማህበረሰባት ፣ግለሰባት፣ መራሕቲ ሃይማኖት ፣ ከምኡዉን ምስ ግብረሰናይ ትካላት ሓቢርካ ምስራሕ።
    3/ዜጋታት ጉዳይ ሃገሮምን ሕብረተሰቦምን ይምልከተና እዩ ብዝብል መንፈስ ንሰላምን ፍትሕን ከምኡዉን ዕብየት ሃገሮም እጃሞም ንከበርክቱን ንክቃለሱ ጥጡሕ ባይታ ምፍጣር።
    4/ማሕበረ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ብድሆታት ኣብ ምፍታሕ ዜጋታት ኣካል እቲ መፍትሒ ብምግባር ምስ ዝምልከቶም አካላት ምስራህ
    5/እቲ ናይ ልዕልናን ከፍታን ዘመን ናብ ቦትኡ ንምምላስ ከምኡዉን እቶም ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታትን ቅርስታትን ወለድና ዝሕሉ ፣ ኣብ ምህዞን ምርምርን ዘድሃበ ሓድሽ ወለዶ ምፍራይ።
    እዉናዊ ፍቅሪ ሲቪል ድርጅት
    አድራሻ አ.አ
    ☎️ 251-993813665
    251-914740855
    ቴሌግራም ቁፅሪ 251-989679876
    ኢሜል ewnawifiker2021@gmail.com
    ፌስቡክ ፔጅ ewnawi fiker NGO
    አካዉንት ቁፅሪ ንግድ ባንክ 1000373447971
    ዶላር አካዉንት $ 1000379526725

ความคิดเห็น • 28

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 หลายเดือนก่อน +13

    ሓደ ኣይኮናን ብዙሕ ነገር ኣሎ ካባኹም ዝፈልየና ጥልመት ሓሶት ስርቂ ጃህራ ዘይናትካ ምድላይ ዓመጽ ምውራር ምጥራር ንሱኹም ረድእየት ዝለመድኩም ንሕና ካኣ ብጻዕርና እሾኽ መርገም ዝኮንኩም ጎራብቲ

  • @user-bs2oi2db1g
    @user-bs2oi2db1g หลายเดือนก่อน +9

    ሰላም ዝባሃል ምስ ተጋሩን ስነሓሳብ ተጋሩን ዘለዎም ሰላም ዝባሃል የለን ለመንቲ ቆማላት ካብ ምልማን አየውጽእኩም ፈጣሪ።

  • @abebateklemariam3033
    @abebateklemariam3033 หลายเดือนก่อน +6

    መርዛማት ጠለምቲ ሓሳዳት ኣይትፀወዕዎ እቲ ኩቡር ሽም ሃገረይ ለመንቲ ተመፅዋቲ ኣይኮነን ሰብ ኣይተዳናግሩ ።

  • @user-cq3mv9fs6g
    @user-cq3mv9fs6g หลายเดือนก่อน +6

    ኤርትራ ጨናዊ ስርናይ አይትዕድልን ኢያ
    ለመንቲ

  • @fisshayemezgebu8858
    @fisshayemezgebu8858 หลายเดือนก่อน +1

    Mejmerta yekreta hetetu AB leli AB Ertraweyan zesegokumo.Aynreseon ena lomi yehwat ena malet newramat ekum.
    Mengsti Eritrea hezben aytfelaleyou.

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi2547 29 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ዝሓለፈ ዘበናት ስቅያትና በሰብ ትግራይ ከምዝኾነ ኩሉ ከም ታሪኽ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ዘይሕባእ ክፈአት እዩ :: ሕጅዉን ይቕጽሉ አለዉ ድሕር ደጊም መን ከአምኖም ::

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน +1

    ዶብና ፈንጂ ጌርና ክንሓጽሮ ኢና ባሕርና እንትደሊና ግመል ከነስትየሉ ኢና ንስኹምን ኩዕንትኹምን መን ከልኪልኩም

  • @Ana-hs4zt
    @Ana-hs4zt หลายเดือนก่อน

    ኣብ ገጠራትን ጎቦታትንስ ፃዕዳ ትሽርቲን ፃዕዳ ጫማን ዶ ይግበር እዩ ማች ንምግባር ድዩ😂😂

  • @Gebregewergishagos
    @Gebregewergishagos 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤Eritrean doners

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ርእሲ ጅግና ራእሲ ወልደሚካኤል ብእተፈጸመ ታሪኻዊ ክሕደት ዚሰክሐ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ'ውን ፡ ህወሓታውያን ነቲ መሰል ርእሰ ውሳነ ህዝቢ ኤርትራ ኣሚኖምን ኣጽዲቖምን ኬብቅዑ ፡ ኣብ ክብሪ ግዝኣታዊ ልኡላውነት መሬት ኤርትራ ግን ዶባት ጥሒሶም መሬትን ዜጋታትን ኤርትራ ምግባቶም ዳግማዊ ጥልመት'ዩ ተፈጺሙ ። ኮይኑ ኸኣ እዚ ንመሰሉን ልኡላውነት መሬቱን ብመሪር ቃልሱን ዘይተኣደነ መስዋእትን ዘረጋገጸ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ነቲ መስዋእቲ ዚኸፈለሉ ህዝብን መሬትን እምበር ፡ መሬትን ህዝብን ጎረቤት ንምግባትሲ ኮይኑ ኣይፈልጥን ። ብዚኾነ ግን ፡ ኵሉ ብዘይ ሰላም ብላሽ ስለዚኾነ ፡ እዞም ክልተ ህዝቢታት'ዚኣቶም ሰላምን ራህዋን ኪውንኑን ኬስተማቕሩን መሰሎም ኢዩ'ሞ ፡ ፖለቲከኛታትን ውድባትን ሓለፍቲ ፡ ወለዶታትን መሬታትን ግን ነበርቲ ምዃኖም ኪዝንጋዕ ኣይግባእን ። እሞ እዚ ሰላም ንምውራድ ዚካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ'ዚ ፡ ምስ'ቲ ትግራይ ትግርኚ - ኣግኣዚያን ዚብል ፍሹል ሽርሓዊ ምንቅስቓስን ፡ ባሕሪ ኢዩ ዶብና ዚብል ንዕቀትን ትምክሕትን ዚዓብለሎ ህንዱድን ዓመጻዊን ጎስጓስን ፡ ከቶ ዘይተሓሓዝ ምስ ዚኸውን ጥራሕ'ዩ ኣብ መንጎ'ዞም 2 ውጹዓት ህዝቢታት ሰላም ኪሰፍን ዚኽእል ።

  • @TeberihAdem-sl3mb
    @TeberihAdem-sl3mb หลายเดือนก่อน

    Ata.hade.aykonan.komal.ayndèlÿkumn.leyabu..

  • @user-ql1uv9yb4q
    @user-ql1uv9yb4q 24 วันที่ผ่านมา

    Hade aykonen hadu u aytbeli

  • @kidane6417
    @kidane6417 หลายเดือนก่อน +1

    Gena abza raskum alna funfnat foo serqti telamat medngrti lemus men katlalkum

  • @user-kk7dl9ow1w
    @user-kk7dl9ow1w หลายเดือนก่อน +2

    ቆፈቃፈ አጋመ ምሳኩም ገና

  • @user-ql1uv9yb4q
    @user-ql1uv9yb4q 24 วันที่ผ่านมา

    Gexkum,trhak tegaru xeaku ane

  • @Ana-hs4zt
    @Ana-hs4zt หลายเดือนก่อน

    ኣብኡ ገፅ ጥራሕ ድኩም ትከዱ ናብ ካልእ ከባቢታት ትግራይ ዉን??

  • @kidane6417
    @kidane6417 หลายเดือนก่อน +1

    Lemnti

  • @JohnIbraham-bj8pc
    @JohnIbraham-bj8pc หลายเดือนก่อน +1

    Hada coienom aifltm

  • @SELAMINFO
    @SELAMINFO 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብኣዊነት ወሰን (ዶብ) ኣይግድቦን። እዚ ክልተ ሓደ ህዝቢ መፃኢኡ ብሩህ ንክከውን መንእሰይ ወለዶ ኣብ ሓድነት ክዓስል ግድን እዩ።

    • @mena_media
      @mena_media  4 หลายเดือนก่อน

      የቅንየልና ! ሓቒ እዩ ኩልና ነናይ እጃምና ነዉፍይ አበርክቶና ድማ ዘልአለማዊ ድሙቕ ታሪክ ኮይኑ ክዝከር ይነብር! ሰላም ንወድሰብ ኩሉ!

    • @user-xh4dp6ij4r
      @user-xh4dp6ij4r หลายเดือนก่อน

      ኣብ ርእሲ ጅግና ራእሲ ወልደሚካኤል እተፈጸመ ታሪኻዊ ክሕደት ዚሰክሐ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ'ውን ፡ ህወሓታውያን ነቲ መሰል ርእሰውሳነ ህዝቢ ኤርትራ ኣሚኖምን ኣጽዲቖምን ኬብቅዑ ፡ ኣብ ክብሪ ግዝኣታዊ ልኡላውነት መሬት ኤርትራ ግን ዶባት ጥሒሶም መሬትን ዜጋታትን ኤርትራ ምግባቶም ዳግማዊ ጥልመት'ዩ ተፈጺሙ ። ኮይኑ ኸኣ እዚ ንመሰሉን ልኡላውነት መሬቱን ብመሪር ቃልሱን ዘይተኣደነ መስዋእትን ዘረጋገጸ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ነቲ መስዋእቲ ዚኸፈለሉ ህዝብን መሬትን እምበር ፡ መሬት ጎረቤት ንምግባትሲ ኮይኑ ኣይፈልጥን ። ብዚኾነ ግን ፡ ኵሉ ብዘይ ሰላም ብላሽ ስለዚኾነ ፡ እዞም ክልተ ህዝቢታት'ዚኣቶም ሰላምን ራህዋን ኪውንኑን ኬስተማቕሩን መሰሎም ኢዩ'ሞ ፡ ፖለቲከኛታትን ውድባትን ሓለፍቲ ፡ ወለዶታትን መሬታትን ግን ነበርቲ ምዃኖም ኪዝንጋዕ ኣይግባእን ። እሞ እዚ ሰላም ንምውራድ ዚካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ'ዚ ፡ ምስ'ቲ ትግራይ ትግርኚ - ኣግኣዚያን ዚብል ፍሹል ሽርሓዊ ምንቅስቓስን ፡ ባሕሪ ኢዩ ዶብና ዚብል ንዕቀትን ትምክሕትን ዚዓብለሎ ህንዱድን ዓመጻዊን ጎስጓስን ፡ ከቶ ዘይተሓሓዝ ምስ ዚኸውን ጥራሕ'ዩ ኣብ መንጎ'ዞም 2 ውጹዓት ህዝቢታት ሰላም ኪሰፍን ዚኽእል ።

  • @TeberihAdem-sl3mb
    @TeberihAdem-sl3mb หลายเดือนก่อน

    Komalat.tekes..atbelu.kab.meretikum.lezat.leyabu.hasewti.

  • @themadman5763
    @themadman5763 หลายเดือนก่อน

    B rediet hangolu zbesbese hzbi ms beham haxabi chama tegombahi wdb 😂😂😂😂 kulu gzie chibcheba kem bambula

  • @samiman1498
    @samiman1498 หลายเดือนก่อน

    nesarat lawet do kkkkkk🤣🤣🤣🤣

  • @kakutes4966
    @kakutes4966 22 วันที่ผ่านมา

    wey seynisemo zeybilna , kab meas dealu lementi zitekbulu hizbkum bitimet tealishu zeyhagezkumsi falfala meakora zeykedenet meriyet kedenet kiblu aqom eyom

  • @yosefgeberay2143
    @yosefgeberay2143 หลายเดือนก่อน

    Hej guys no weyne Eritrea is Eritrea

  • @amine4019
    @amine4019 หลายเดือนก่อน

    AEritrea ab adi halo ala

  • @JohnIbraham-bj8pc
    @JohnIbraham-bj8pc หลายเดือนก่อน

    Sarakete