🛑ሚስጢር የዉጽእእእእእእ | ብዛዕባ ጌታቸዉ ረዳ ዝበሃል | ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ጉድድ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024
- #tigray #ethiopia #eritrea
🛑ሚስጢር የዉጽእእእእእእ | ብዛዕባ ጌታቸዉ ረዳ ዝበሃል | ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ጉድድ
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu - บันเทิง
ጌችዋ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልውኻ 😥ጎይታ ራያዋ ጀግና ራየታይ🥰
እው ማዓርይ ጎይታ ራያና ❤ራየታይ❤
360 የትግራይ ሕዝብ ጠላቶች ናቸው የትግራይ ሕዝብ እርስ በራሱ አንዲገዳደል ነው የሚመኙት የትግራይ ሕዝብ መሪውን የመግደል ታሪክ የለውም መሪዎቹን አይገድልም ❤️💛💪
ብትክክል ማጊ ሓወይ ኣብዚ ሀዚ ሳዓት ንተጋድላይ ድርፊ ዘይ ኮና ሓገዝ እዩ ዝዲሊዮ
እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልካ ጌችዮ ጅግና🙏💔🥺🥺😥
ፅቡቅ ኢሉ ኣሎ ዝሓውና👍👍
❤❤❤ማጊ ሓውና ናይ ኢትዮጵያ ብር ምርጋጹ አይትጉሄ ደሓር ድማ እቲ ገንዘብ ተረገጸ አይተረገጸ ዋግኡ አይውስኽ አይንኪንዩ! ንማህሌት ግን አምላኽ ይሓግዛ አብቶም ዝተሸገሩን ሓገዝ ዘድልዮም ከተውዕሎ መታን❤❤❤
ንተጋዳላይ ዝበልካዮ ጎበዝ ማጊ ሓወይ ይመችህ ❤❤❤❤❤
ኣጓላት እውን ይባሃል እዩ ንትሕቲ ዕድመ ዘለዋ ካብ 13 ክሳብ 18 ንዘለዋ
መፅኻለይዶ መፅኻለይዶ ክፅበካ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ፀላኢ ኣይንስማዕ ንሕና ተጋሩ ብቻ ንከባበር ሓደ ኾይንና ንፀላእትና ንቃለስ ንሓሉ ማይ ዝመስሉ ኣሕዋትና ከፊልና ኢና ብተለይ ተጋሩ ለብሙ ዓድኹም ህዝብኩም ኣይትበድሉ ምስ ህዝብና ኩኑ Never ፀላኢ ኣይስዕረናንን
Meniu tselaiki?
ናይ ብሓቂ ልቦና ዝተመሎኦ፣ሓሳብ❤❤
እዚ ናይ E 360 ዜና ብኽልተ መንገዲ ኢና ንሪኦ
ግን ብክልቲኡ መንገዲ ሃፕን እንተገይሩ ንትግራይ ጥፍኣት እዩ
እንካዕ ብሰላም መፀካኣ❤❤❤❤❤
እንካዕ ሰላም መፃካ ብሮ ኩሉ ግዜ እየ ልካታተለካ ግን ኮሞንት ልመጀመሮያ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ ግን ብጣዕሚ እዩ ፅብቅ መደባትካ ቀፅለሉ ብሮኒ ❤❤❤❤❤❤
ኣታ ማጊ ዓሪከይ ንዓኻ ኽሪኢ ከለኹ ስ ብጣዕሚ እየ ዝስሕቅ እና ቀፅለሉ ይመችኻ ዝ ዓሪከይ ❤❤❤❤
Enkuae beselam metsaka maghiy shekor hawey ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሚጊተይ🥰🥰🥰🥰
Magy ደርፍ ጀምር 🎉🎉
💦💦💦🙏🙏👏# ጌችዋ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልውኻ🙏🙏👏🙏
Sister rayya . You are absolutely right. Beautiful woman 👩.
ኣዋልድ ግን ብትግረን ግእዝን እዩ ማጊ ነብሲ🙄
ጌታቸዉ ፈጣር ይሓልዮ እንታይ ገይሩዎም እዩ ክንቀትሎ እና ዝብሉ 🤔🥺 ናይ ማህለት ግን ስለ ዝፎትዉዋ ይኾን ዝሸሎሙዋ ታይ ሽግር ኣሎዎ ማግየ እና ንኹሉ ብሕማቅ ኣይንጠምቶ ❤የኔ ማዓር
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሚጊተይ❤❤❤❤❤
ኡይይይይ ጌች እንታይ ገይርዎም ደቅዛ ኣእዱግ😪😪😪😭🙆♀️🙆🙆🙆🙆🙆🙆🙆🙆
ማጊ ዶ ክብለካ ማጊ ጽቡቅ ድርጊ ስኒ ብፍላይ ምሳካ ይቱብ ተተጅምረኒ ከምይ ደስ ምብለኒ ሽመይ ክንግረካ ክትፍልጠኒ ዓብለል ራንቦ ኢልካ ድለየኒ 🙏🙏🙏
ጌታቸው ፈጣሪ ይሀልውካ ፅዮን ማርያም ቀቅድሚዑ ሀልውዮ
🎉magi angal aytkun gidefom
Yzinaneyu♥️♥️♥️♥️♥️♥️ythadesu💛💛💛💛💛💛💛💛
አታ ማጊቲ ታይ ገበርናካ እንኳዕ ብደሓን ፀናሕኹም ኢልካስ ካብኡስ ሲያ ። ሰዓትኻባ ወስኸሉ ዋዕ
ማጊተይ ❤️ ኣይ ኣምላኸይ እስኪ ባዕልኻ እስኪ ንዚ የዋህ ህዝቢ ሰላምካ ለኣከሉ 😥ተጋሩ ከም ተጋሩ ሓደ ሰብ ክጠፋና ኣይንደልይ እንካን ሓደ መራሒ ንሕና ሓቢርና ክንስምዓማዕ ኣለና በጃኹም 😥🙏ኣዋልድ ይበሃል ኣጋላትለ ይበሃል እዩ ይሰምዕ እየ
ማጊተይ ለ እዛ ቪድዮ ከይወዳእካ ጋል ኢልካ 😀
አብ ቁምነገር ዘለዎ ነገር አድህብ መደብካ እናዘናግዐ ቁምነገር ሐዘል ይኩን።ሀጠው ቀጠው አይብዛሕ
ማጊ ብጣዕሚ ኢኻ ጎብዝ ኣጋላልፃ ንፍዑ❤❤
ትኽኽል ብጣዓሚ😢😢
ካብ ምኸጫጭ አጆኪ በርትኢ እናበልኩም ቀሰ ብቀሰ እናአረምኩም ብትቋንቋ ከይተሸማቀቀት ንክትለምድ ምገባር አለኩም።
ሃይይይይ
Nono mahileyt tegadalay nabeliki atshekiti tsomom nahaderus 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
የሐዝን እዩ 😢😢
Magitay mejmerya selam yeblka kaxila ane ab libya alku 100 eba sedadlay kaxila ka ab serhka awet yemnylka kaxelo behnkweta eya zexbyka
Tegdiska malslay eka zarkey maray
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ማጊተይ ሽኮር❤❤❤
Wesab wesab...
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤❤
ደናቁር ህዝብና ናተሳቀየ ስ እዝኣቶም ቅርሺ ይብትኑ የሕዝን 😭😭
ማጊተይ እንኾዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ትክክል ማጊ ሓቀኛ ሰብ❤❤❤❤❤❤❤
ተዋነይቲ ፖለቲካ ፡ ዘየቋርጹ ተኸታተልቲ ጉደኛታት ድራማታት ይዓዩ ፣ ተመልከቲ ድማ ኣይርድኣናን ፡ ግንከ ምክትታል ኣይነቋርጽን'ሞ ክንግረም ከኣ ንነብር 😢
🌾🌾🌾🙏🕊
ማጊየይይይ ብሳሕቅ ጀሚረዮ😊💖
ብሰንክካ ክንርእዯም ዘይንደሊ ንርእዯ ኣለና
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Are temechikani btaemiii keep it up bro
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
She is good
ባይዘወይ ፋራ ኢካ ማጊ ሽኮር😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mag❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ታይ እዩ ኹልኻ ኡይይይይ በል ዝይትብለና ልምንታይ ገድፍኻያ😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤💝
ማጊ ብ/ሚ ኣብ ተቅርቦም ርእቶታካ ከየድነቅኩኳ ክሓልፍ ኣይደል ሓደ ካብኡ ኣብ ሆቴል ትግራይ ዝተገብረ ገንዘብ ምንስናስ እዩ
❤😂flika wqaa gutay
❤❤❤❤❤
ህንደይ አገራሚ እዩ ለሎ አታወደይ ሰጣኒዝም ልበዘሖ ዘመን ካበዚ ፈተና የምሓረና ማጊ ባዐልኻ ሓሉ ላብ ናይት ክለብ ከይትኸድ ok.....
Welcome ❤❤❤
❤❤❤
ማጊ ሓውና ብተዓሚ እንዲና ንፈትወካ ሓደሓደ ግዜ ከኣ ሲ ብዛዕባ እብዚ ሊቢያ ዘለና የሕዋትካ ከኣ ባ ደሃይ ግበር ማለት ነዓካ ብዙሓት ተኻታተልቲ ስለ ዘለዉካሲ ዘክረና ሓበሬታ የሕልፈልና ምስ ሰናይ ይቅሬታ።
ኢኒኮዓ ብስላምመፃኣኺ❤❤❤❤❤❤❤
Agalat win ybhal u
ኣብ ክለብ ትግራይ ከምዚ ዝኣመሰለ ክትርኢ ተጋሩ መዓት ደናቁር ሓቂፍ ኣብ ትግራይ ብ ደርፊ ተጋዳላይ ኢልካ Tdf ጊሒፍ ኣይ!
Bahta getami bravo 👏
Newegyee, lemen tserefeyee .. yekenyeleyeee
Maggy.Ezeom.dardaom.Amsleni.tmetsdraom.
.Amlakyesboko
✌️✌️🔥
ንእንቁላሊሕ እጓል እዩ እምበር ኣጓል ኣይኮነን ኣጓላት ይባሃል እዩ ብናይ ሓደ ሰብ ርእይቶ ትኽክል እዩ ኢልካ ምድምዳም ትኽክል ኣይኮነን ንብዙሓት ዓበይቲ ሰባት ጠይቅካ ምርግጋፅ ኣድ ላይ እዩ
ይመችኩሙ 💊
This is the power of Alchol
የኔ ማጊ ስወድህ እኮ
እኔ ለሞልቃቂት ድሙ እህቷ ነኝ 😅
ዝ ሓውና ቋንቋ ከከም ዓዱ እዩ ዝግለፅ ኣጓላት ማለት ድማ ምንም ስሕተት የብሉይ❤❤
የዕቢኻ ወደይ ዞም ሃምዙይ ልበሉ ሰባት እዮም እኮ አሸጊሮም እኒአዉ። ሰላም ነበረት ዓዲ ኣቦ ጎይታና ላቖፀሩ ቃላት ላሰንጠቑ እዙይ ክኾን የብሉይ ኣቦ ጎይታንኡ አምሓራይ እዩ ላበሉ ኸዚ ዛትግራዉነተይ ላመንመነት እያ ትኸድላ። ምሕረት የዉርደሎም።
❤❤❤❤❤❤
ዋይ😭
❤❤❤❤❤❤❤
አጓላት "ጓ" ብምልሕላሕ ኣዋልድ ማለት'ዩ። ትኽክል እዩ። "እና" ምባል'ዩ ለይትኽክል ዝመስለኒ።
❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏
ፈጣሪ አብዘለካ ይሓልካ
magi bro 😘💙
😢😢😢 ኣይ ጋቹዋይ ብጣዕሚ ኣሒዝንኒ ኢ/ር ይሓልውኻ ጌቹየ❤❤
ታይ ዘሕዝን ኣለኪ ጓለይ
ታይ ዘሕዝን ኣለኪ ጓለይ እጭ
❤❤
ናይታ ጓል ግን ኣነ ኣብኣ ሪአዮ ምድማር ክባሃል
ማጊ አይትጋገ አጎላት ማለት ጌጋ የኾነይ አሕና ደቂ እንደርታይ ራያይ ቋንቋና እዩ አዋልድ ውን ይበሃል እዩ አጎላት ስለልበለ ተጋግዩ አይትበል ላዕላይ ትግራይ ጎረቤትና ትግርኘኦም ስለልማሳሰል አሕና ተጋጊና ኢና ማለት የኾነይ ክንቅሮ አይንደልይ ላህጃናይ ቋንቋናይ ጨለዶ አረምቲ አይትኹኑና
ትክክል
አይ አሕዋት😢😢😢😢😢😢😢
❤️❤️❤️❤️❤️
ክልቲኡ ይበሀሉዩ ጓልን ዘአጎለን ይፋላለ እዩ
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿💐💐💐
አይምሰልካ አይምሰልካ አይምሰልካ ተጋሂዱ እዩ ንፍጥም ጠልጣል ኡቲ ጉድካ ፣ ማይ ምሕቋን እዩ ሀዚ ክትቀብሮ ተፈተንካ፡፡
Agame.temina.tblu.gah.ybelu.
❤😊
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ቀንዲ ትግርኛ ጎልል ኣጛላት ይባሃል
👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉
ጌቺ ንፎዕ እዩ ግን ምጥንቃቅቅ ፅቡቅ እዩ ናይዞም ጎሮቤትና ኣይትስመዑ ግን ምጥንቃቅ ዘይምዝንጋዕ ሂወት ሓንሳብ እያ