ደም ሃዊስና ኢና፦

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ደም ሃዊስና ኢና፦ መደብ ምስ ተስፋይን ሰማርን

ความคิดเห็น • 295

  • @adbt3565
    @adbt3565 หลายเดือนก่อน +34

    ኣነ ናይዞም 2 ሰባት ደልየት ወይ ቃልሲ ካበይ ናበይ እዩ ከመይ ክኮኑ ይቃለሱ ናይ በሃቂ ንፍትሒ ይቃለሱ ድዮም ኣዝዮም ዓዘፍዘፍ ይብሉ ዘይ ርደኣካ

    • @truthalwaysprevails6669
      @truthalwaysprevails6669 หลายเดือนก่อน +1

      Xbuk gerka eznka Ms kefetkayo eyu zrdaka

    • @russomgebremikael1110
      @russomgebremikael1110 หลายเดือนก่อน

      ኣቱም ሰባት ካብ ሓሶት ንውጻእ እዚ ዝዛረብዎ ዘለው ሲ እንታይ ክተውጽሉ ደሊዂሙ በቃ ውሓጥዋ ...ህድእ ኢልኲም ስምዕዋ ዶስ ...?ዋ በሉ እዚ ናይ ተስፋይ ሰምሃር የናስ ማስቲካ የሴፍ ዓቢ ሓሳብ ክስዕር ኢዪ እንበርከስ ....ስለዚ ንነብስኻ ምሕሳው ዝኸፍእ የለን ዋ ካብ ሓሶት ንውጻእ...

  • @medeber0077
    @medeber0077 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ከምዚ ዶ ስብ ይቅየር እዩ አንቱም ስባት እዚኦም ስባት ነዚ ተበጊሱ ዘሎ ማዕበል ንምቅታል ዝገብርዎ ዘለው ምዕፋር ናይ ብሐቂ ደቂ ሻዕብያ ጀጋኑ ቀጽልዎ ንኢስያስ ምድሐን 👍🏽👍🏽🙏🙏🙏

  • @Men1109
    @Men1109 หลายเดือนก่อน +17

    ኣብ ኪንዲ ን ህግደፍ ንተቃላሲ ምህራም እንታይ እዩ ትርጉሙ።

  • @tedrosmengistab2551
    @tedrosmengistab2551 หลายเดือนก่อน +5

    It not only national, its international to remember a person pass away to the same aim.

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 หลายเดือนก่อน +9

    ዮዲታ፤ ተስፊኖ ፤ ሰማር
    ናይ ሎምዓልቲ ኣቃራርባኹም ብጣዕሚ እየ ተመሲጠ፥
    ነቲ ሓቂ ካብሱሩ ብዕምቆት ኣርኢኹምና

  • @awethaile4013
    @awethaile4013 หลายเดือนก่อน +6

    ዮዲታ ዝጎደለ ምምላእ ንላመድ down down ምግባር ንግደፎ please

  • @user-wt2uy2jh8n
    @user-wt2uy2jh8n หลายเดือนก่อน +11

    These two gentleman's are saying the truth. Truth real hurts but they are saying the true.

  • @wahs1235
    @wahs1235 หลายเดือนก่อน +13

    ወይለየከ እዘን ሰባት ደኣ ኣበይ ድየን በጺሐን ዘለዋ ? እዛ ቻነል ዉን ኣቢሳ ያ ዘላ። ገለ ምግባር ዩ። ብዉሑዱ ኢድና ምስሓብ ዶ ከይንስእን።

    • @ወዲትግርኛ
      @ወዲትግርኛ หลายเดือนก่อน

    • @user-ij3gh2fd8i
      @user-ij3gh2fd8i หลายเดือนก่อน

      ፈቲንኩም እኮ ግን መልሳ ወሲኻ ትሓድር ኣላ ኮ 🤣

    • @wahs1235
      @wahs1235 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-ij3gh2fd8i ኣበይ ሪኢኽና ከም ዝፈተና ምጥሪ ደርሆ ክክክክክክክክ

    • @user-ij3gh2fd8i
      @user-ij3gh2fd8i หลายเดือนก่อน

      @@wahs1235 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጎስጋስ ይግበረላ ኔሩ ኣይፈለትካን ዲኻ ሓሳኽ 🤣🤣🤣

    • @wahs1235
      @wahs1235 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-ij3gh2fd8i ሓሲኽኪ ለኺ ናጀርያውያን ክንጉስጉሰልኪ ኢና ኣቲ ጨናዊት ፋሕፋሕ ከብሉኺ ዮም፡፡ ነዘን በራዩ ወዲአሙኽን ዮም፡ሓዳሽ ባርያ ዲኺ ትኾኒ ዘለኺ ንስኺ ኸ።

  • @berheweldemichael9472
    @berheweldemichael9472 หลายเดือนก่อน +3

    ኮለል አይትበሉ በርገድ ንሐመዱ ነቶም ዝተሰውኡ አባላቶም ዘክረሰማእታት ክገብሩ ቁቡሉን ንብሪን ኢዪ። ተስፉ ቁረጹ አባላት በርገድ ንሐመዱ አኸባ ጉልባብ ሰላም ዐባይ-ትግሬይ አይመጽኡን ኢዮም።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 หลายเดือนก่อน

    እዛም ሰባት ጥዕና ኣለወም ድዮ ፡ ።

  • @Josi_Gesamanda
    @Josi_Gesamanda หลายเดือนก่อน +8

    ⁉⁉ እዞም ሰባት ሓንቲ ንእሽተይ ጫፍ ናይ ሓቂ ሒዞም ካብ ክውንነትን ሓቂን ሃውቲቶም ኣብ ህልወሳ ዝነብሩ ፡ ካብ ዓቐን ዝሓለፈ ፍትወት ዝና ዘለዎምን ኣምሰሉታት እዮም! ቁሩብ ጺዒሮም ንህዝቢ ዝጠቅም እንተዝገብሩ፣ እቲ ዝሓልምዎ ዘለዉ ዝናን ክብርን ምረኸቡ። ኣንተኾነ ኣብዉልቃዊ ጽልእን ናይዉሽጢ ጸገምኩምን ተረቢጽኩም ፡ ንቑሩብ ግዜ ንሰብ ኣደናጊርኩም፡ ግዜኹምን ግዜ ዉሱናት ሰባት ኣባኺንኩም ዘፍ ትብሉ ጽላሎት ኢኹም⁉⁉

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน +18

    እዛ ዘለናዮ ሽው ናብ ሐሜታ ሽው ዝተቀየርት ትመስል🤔

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

      እስኻ ሓማይ ስለዝኾንካ እያ ከምኡ መሲላትካ ህግደፋውያን ሕሜትን ሓሶትን ጥራይ ስለ ትፈልጡ እሱ ኢዩ ፍልጥትኩም ድኑሳት ድሙራት ደቂ ጎንደር።

    • @binyammehreteab8598
      @binyammehreteab8598 หลายเดือนก่อน

      ይገርም እዩ

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

      @@tsegaygebru9534 እይብሉኻን እዮም ወዲ ብፅብጽ ሽርሙጣ መበልት ወዲ ቆፃሪ ፍርንጭት ኢስይስ ነታ ሽርሙጣ እዴኻ ክምኡ በላ ወዲ ቡታኔላ ጎንድር ናባይ እይፅጋዕን እዩ ትግራዎይ በለኒ እዞም ጭዎታት ሕzbi 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @abduselamhassen-gr3sl
    @abduselamhassen-gr3sl หลายเดือนก่อน

    ብታአሚ ብሉጽ ሃሳብ ❤❤❤ ከልቲፍኩም ሙጹና በጃኩም

  • @peace.c
    @peace.c หลายเดือนก่อน +1

    መምሃራን ፍትሕን ሓቅን ብርዕኹም ይዛሪ🙏

  • @tekiealem1791
    @tekiealem1791 หลายเดือนก่อน +11

    እዞም ክልተሰባት ሐንቲ ርእሲ ፍርያት አረጋይ ሐጎስ ኢዮም ዕላማኣም ንተቃለስቲ ምህራም ስራሕና ኢሎም ተታሐሒዞሞ

  • @warrihabesha
    @warrihabesha หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ንፍዓት፣እቲ ዶሮና ኩሉ ግዜ ኢኹም ተጽሪይዎ ዘለኹም።ዝናብ ዘይብሉ ግመ ኩሉ ግዜ ተጽርይዎ ኣለኹም። መንእሰይ ካብ ግመን ዶሮናን ተጠንቀቁ።

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 หลายเดือนก่อน +4

    What is wrong to give respect and to remembering who past way. Even we have a culture if someone died we always do remember.

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ መራር ኢያ ንክትቅበላ ካኣ ይከብደካ ኢዩ።
    ሰለዚ ጹቡቅ ኣሎኩም ንስካትኩም።

  • @russomghebremicael1760
    @russomghebremicael1760 หลายเดือนก่อน +3

    ድራር ፈረሰ ሐዘሞ ናይ 21ክፍለ ዘመን ብደው ዝሞተ ዕሱብ ናይ አጋንንቲ ሳሕል እዩ አብ ምዕራባዊ ሀገር እንዳነበረ ብድንቁርና ዝዓወረ ዘሕዝን ፍጡር

  • @TesKiflu
    @TesKiflu หลายเดือนก่อน +6

    Yodita ezom zemtsakiyom mesel yblu gin mesel seb ayfeltun iyom

  • @user-iz7ls8vh1b
    @user-iz7ls8vh1b หลายเดือนก่อน +1

    ነብስኹም እንዶ መጀመርታ ተሰርሑ ዓጀውጀወ ናይ ዓባይ ድስት ሓሳዳት ሳሕል ዝሰምዓኩም ይህን ዓጌፋ

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 หลายเดือนก่อน +3

    ተስፋይን ሰመን ወትሩ ሕደ ቓላት ብተደጋጋሚ ይዛረቡ እዮም ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ከኣ ኣብ ልዕሊ ብርጊድ ንሐመዱ , ብስልጠነ ብመምህር በየነ , ሄኖክን ኩሉ ግዝየ ኣሉታዊ ቓላት ብምዝራብ ርእይቶኦም ካብ ተግሳጽ ወጺኡ እዩ ። ክልቲኦም ብንዕቀት የስሕቁ ። ሕማቕ ጠባይ ፈጺሙ ተቐባልነት የብሉን ።
    ዮዲት እውን ከቶ ኣይኣረመቶምን ፣ ተሓጒሳ እውን ትሰሞዕ ። እዚ ኸም ቈልዓ ሕማቕ ጠባይ እዩ ። ሰመርን ተስፋይን ንሰባት ምሉእ ብምሉእ ኪጸልኡም ይደፋፍእዎም ኣለዉ ።
    ሎሚ ግና ይሕቩ
    ዝሓሸ ኽብል ፣ ዮዲት እውን እንተ ዀነት ርእይቶኣ ሂባ:: ሃሌሉያ !

  • @ruuruuer6302
    @ruuruuer6302 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ልዕሊ ተቓለስቲ ሚኒን

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn หลายเดือนก่อน

    ሰመረን ተስፋይን ዮዲትን ጽቡቅ እዩ ዘሎ ቀጽልዎ ወቀሳኹምን ኔቄፈታኹምን ማዕዳኹምን ዉፉይ ክኣ ይቅበሎ እዩ እዚ ኣባሃህላኹም 💙💙💙

  • @TesfaldetTewelde-hj8fz
    @TesfaldetTewelde-hj8fz หลายเดือนก่อน +11

    ሚኒንንን ጀሚርኪን ካኣ እዋይ ዉርደት ከይመትካ ሂግደፍ ዚእለ እተኮይኑ እቲ መንገዲ ኣርኡይና

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +1

      እስኻ ሓደ ዕውር ሕቡእ ህግደፍ ኢኻ ኣርኢናካውን ኣይተለልዮን ኢኻ ኣይትሕተት ስቕ ኢልካ ደግፍ ምስ ኣቶና ርኢኻ ትጸድፍ።

    • @garykifle8817
      @garykifle8817 หลายเดือนก่อน

      Youdit eziome eritreawian ayekonen shabia kab tigray eyom koluet keliwo wesidomom ab sahel abyom hejie ni akelguzay hezoma niadom kekedu eyu kalsom

  • @asgedombeyene8771
    @asgedombeyene8771 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጸባ ኣቦታትኩም ዘይኑቡር ፍልስፍና ኣምጺኦም ኮለል ዘቡሉና ከይኣኽለናስ ንሱኹም ክልተ ዑቡዳት ኮለል ክንብል ተሓስቡ እተሃሊኹ ኣይትኸውንን እያ።

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ሰባት
    ድራር ርእሱ ዝተናወጸ ህበይ እዩ።
    ዘይተረዳኣኒ ነገር ስለምንታይ ነዚ ዕቡድ ህበይ ኣያ ትብልዎ
    ዘለኹምካብ ክቱር ድንቁርንኡን ርእሰ ምትሓቱን ዝተላዕለ ምሉእ
    መዋእሉ ጽውጽዋይ ናይ ጽጉማት ሰባት ከዋህልል ዕድሚ ኡ
    ብከንቱ ዘሕለፈ እዩ።ብዛዕባ እዛ ሀገረ ሓማሴን ሕጂ ኤርትራ
    ትበሃል ዘላ ኩሉ እቲ ዛንታ ብሂል ይኹን ብጽሑፍ ኣብ ኣስመራን
    ከባቢኣን እዩ ዝርከብ እምበር ኣብ ጭው ዝበለ በረኻ ኣብ እንዳ
    ኣህባይ ዛንታና ክንረኽቦ ኣይንኽእልን ኢና

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ሒቶናሒጊ ኚንዳቢ ቁዋሕ ኢየ።

  • @tesbamicael9132
    @tesbamicael9132 หลายเดือนก่อน +2

    yodit temen negdef subuk srah serihklom meazin ab tekawemti gerkyo elamaki nay bhki temen

  • @user-lt6id9mu8k
    @user-lt6id9mu8k หลายเดือนก่อน +1

    ሳንዳይ ዮዲት ምምስኻርን ዘዝተዘርበ ዘረባ ምልቃምን ጥራይ ኮይኑ ስራሕኪ፡

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle หลายเดือนก่อน +1

    ሰማርን ተስፋይን ስነሓሳባብትኩም ዝድግፎ ኣሎ ዘይሰማምዓሉ ክኣ ኣሎ ፡ብዝያዳ ግን ኣብዛ ናይ ሎሚ ደም ሓዊስና ኢና ኢልኩም ክትገልጽዋ ዘምሰኹም ግን ኣይተረድኣትንን ማልት ንቃለስ ኢና ዘለና ኣብ ቃልሲ ከ ብዘይ ሞት ከመይ ኣቢልካ ኢኻ ክትዛዝሞ ፡እዚ ኣብ ጉዕዞ ንቃለሶ ዘለና ቃልሲ ዝመቱና ናትና ዲና ክንብሎም ወላስ ብከመይ ኢና ክንርእዮም ትደልዩ ዘለኹም ፡ንሕና ንዝመቱና ግድን ንዕኦም ከምቲ ዓለም ለኻዊ ዝኽሪ ንክንዝክሮም ሽግር የብሉን ግን እቲ ቀንዲ ሓላፍነት ናይ ዘለዉ ህሉዋት ስድራቤቶምን ደቆምን ግን ክህልወና ከም ዘለዎ ኢዩ ፡ካብዚ ወጻኢ ግን ከመይ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ ኢኹም ትብሉና ዘለኹም፡

  • @yonitewolde9029
    @yonitewolde9029 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰባት እንታይ ወራድዋም ተቃለስቲ አይኮንኑ ተቃለስቲ መሲሎም ነዚ ቃልሲ ክእንቅጽ ዝተሱኡ እዮም የደንጉጽካ ነቲ ሕቒ ይሽፎኑዋ አለው ነዚ ከኣ ቅኒኢ ጥራይ እዩ ካልእ መምክነያታ ይብሎምን .።

  • @sedamft15
    @sedamft15 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲት ዓሻ ተመሲልካ ድራሮም ወዲኣሎም ክምስ እንዳ በልኪ ሰባት ተዘልፊ ኣለኺ ጽባሕ ካልእ መኣልቲ እዩ ?

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch หลายเดือนก่อน +3

    Ygdef mendef denakur Eyom

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ አዚኦምስ ኣብ ሳሕል ብስድነት ከምቶም ዘዕበይዎም ተጋደልቲ ዓያሹ ኮይኖም ተሪፍም ንመን ክትምህሩ ምስ ሕብረተሰብ ዘይዓበኩም

  • @tadesehagos3746
    @tadesehagos3746 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ሸንኮለል ዘንብር ፍረ ዘይብሉ ዘረባ።

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 หลายเดือนก่อน

    I love it We need harnet Eritrean people Mast thanks 🙏👍

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi หลายเดือนก่อน +1

    ሕመታ ኮይኑ ስራሕኩም አሞ ጾሎት ፈትኑ ብከመይ ኢኩም ለውጢ ትደልዩ ዘለኩም።

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 หลายเดือนก่อน +1

    እንተይ ኢዩ ሓሳቦም ምርድኦም ኣጸጋሚ ኢዩ። ከመይ ጌሮም ክቃለሱ ከምዝደልዩ ብዝያዳ ተትሓትዮም ጽቡቕ ነይሩ። ተዘይኮይኑ ካብ ንኽዛረቡ ዘለዎም ምርባጽ ዘረባ ኣደይ ለቱ ኣየውፍ ኣየእቱ። ዕላምኦም እንታይ ኢዩ ?

  • @fitsumtesfay6020
    @fitsumtesfay6020 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰባት እዚኦም ደለይቲ ለውጢ ድዮም ዋላስ ዓንቀፍቲ ለውጢ ኣብ ባይታ ከ እንታይ ይስርሑ ?
    ኩሉ ግዜ ኣብ ሓንቲ ሜድያ ኮይኖም ንተቃለስቲ ከቋናጽቡ ክዝልፉ ጥራሕ ኢና ንርኦም ዘለና ብቐደሙ ፍርያት ሻዕብያ ዘዕበየቶም እንታይ ክንጽበ

  • @robelghide116
    @robelghide116 หลายเดือนก่อน +2

    Axrywom kema geirkum kab hji.👍👍👍

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 หลายเดือนก่อน

    That's is very clear message very good (hanasi explain) continue thanks 🙏💙🛂

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน +1

    Eway sheger the evil dictator is lucky old man 🤷‍♂️

  • @haileabraha9194
    @haileabraha9194 หลายเดือนก่อน +1

    ብትዕቢት ቃላትን ሰሓቅን ክትእርሙ

  • @dawitgg9400
    @dawitgg9400 หลายเดือนก่อน +1

    ይቃለስ ኣለኹ ዝብል እንደሕር ነዚ ሓሳባት ርእይቶ ነቃፍታ እንድሕር ዝይርደኦ ኣሎ ። ይቃለስ ኣለኹ ኸይብል ፓሎታካ ስውእ ደው ይበል።

  • @asefawabreha2369
    @asefawabreha2369 หลายเดือนก่อน +1

    These young men are very funny Generation 🤣🤞🌿 " our people perish for lack of knowledge" ይብሉ ኣለዉ. 👉 They deserve Medal 🥇 🥇🌿🌿

  • @kiflethegreat9056
    @kiflethegreat9056 หลายเดือนก่อน +1

    ንአቀፌታ ጽቡቅ እዩ። እዚ ናትኩም ግን ካብ ነቀፌታ ሓሊፉ ናብ ምትህልላኽን ትዕቢትን ገጹ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። Please control your words. Try to discuss with other poeple, not only you. ንበይኑ ዝጎዩ ሰብ ቀዳሚ የብሉን እዩ ዝበሃል። ስለዚ ንስኹም ከኣ ሰብ ሓዊስኩም ሓሳባት ምልውዋጥ ልመዱ።

  • @simonmenghistab
    @simonmenghistab หลายเดือนก่อน

    ኣነ ናይዞም ክልተ ሰብ ዘረባ ይገርመኒ ኢዩ ዕንቅፋት ኣይትግበሩ እንተኽኢልኩም ሱቅ ክኣልሉልና በጃኹም

  • @meakeleghabreab4722
    @meakeleghabreab4722 หลายเดือนก่อน

    የዲት ሰምሃር ተስፋይ ጽቡቕ መደብ ዉፉይ ክሳብ ቁሩብ ግዜ ዝጸንሖ ታራ ዓቢ እዩ ሕጂ ግን ኣይግድን።እቲ ዝዓበየ ጸገምና እቲ ዝሕተት ዘሎ ዘይኮነስ እቶም ነቲ ሕቶ ዝምልሱ ደገፍቱ ቦሃልቲ እዮም።ነብሲ ወከፍ ዜጋ ናይ ሓሳቡ ወናኒ ክኸውን ኣለዎ ነቲ ዝብሎ ክኣ ሓላፍነት ክወስደሉ ኣለዎ ።

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኩም ደለይቲ ፍትሕ ኣይኮንኩምን ዕንቅፋት ኢኩም

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 หลายเดือนก่อน

    ዝኽረ ሰማእታት አብ ካሊእ ሀገር ሰሚዔን ሪኤን አይፈልጥን
    ዝሓለቐ አተሓሳስባ ሒዞም ተረቢሽና

  • @samiwedikust6794
    @samiwedikust6794 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ክንደይ ሃተፍተፍ ዩ
    ምስ ዉፉይስ ሐራይ ኣባኢስኩምና
    ናትኩም እጃም ከ እንታይ እስከ ኣርኡይና እንተዘየለ ንዝሰርሕ ሰብ ኣይትወንጅሉ ባባባባባዕዕዕዕዕ

  • @samuelyemane4703
    @samuelyemane4703 หลายเดือนก่อน +1

    ውልቃዊ ናጽነቶም ተጠቂሞም ክኑቅፊ ጹቡቅ እንድዩ ንተቃለስቲ ነቲ ጽቡቅ ከም ጹቡቁ ኣቀሚጦም ነቲ ጌጋ ከኣ ከም ጌጋ ከቀምጥዎ ኣሉዎም እዚኣ ግን ቀፍቃፍ ያ

  • @efremzeray7991
    @efremzeray7991 หลายเดือนก่อน

    Xere kalsi konkum beka. Yodit hito do tesenu

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍♥️♥️💙💙 አጆኩም አዚኹም ብሱላት 👍🙏🩷🙏💙💙💙 ሓሳባት ስለ ትምጽኡ 💙 ኢስያስ ልክዕ ሓደ ወገን ዝበሎ በዐል ሰልጠነ ይደግምዎ አለዉ፥
    ብሓሳባት ስለ ትትንትኑ አገዳሲ መግልጽታት መሃርዩ ፥

  • @medeber0077
    @medeber0077 หลายเดือนก่อน +1

    አንቱም ስባት ብዛዕባ ኢስያስ ምዝራብ ገዲፍኩሟ ብዛዕባ ውፍይ ጥራሕ ኳንኩም ስራሕኩም ደቂ ስውአት

  • @liyategay874
    @liyategay874 หลายเดือนก่อน +1

    መርሐባ ኩሉ ዝተረዶኦም ፍጥረት ከማኩም ይብዝሑ ፍታሕ ክርከብ ምሳኩም ከአ ዮናስ እንተተምጽእዎ ምደመቀ እዚ ዝከይድ ዘሎ ከማኩም ዝተረድኦ መንእሰይ የለን ገንዘቦምን ነብሶምን ጠፋኦም ከይደከምኩም ምጹና ኤርትራውያን ከትስዕስዑ እንዳ በሉ ዝስዕስዑ ሳዕሳዕቲ መደርቲ ፈላጣት ዝመስሎም ፍትሒ አንጸበ

  • @Taezaz
    @Taezaz หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዮዲት። ነዞም እሕዋት እስከ ኣብ ቀጻሊ መደብኪ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ሕተትለይ።
    ህዝቢ ኤርትራ ፡ ነቲ እዞም ኣሕዋት(ሰማርን ተስፋይን) ዝብልዎ ዘለዉ " መሰል" ብኸመይ መገዲ ኢዩ ክረኽቦ ዝኽእል? ብኻልእ ኣዘራርባ ፡ ነቲ መሰልና ከሊእና ዘሎ ስርዓት ብኸመይ መገዲ ክንኣልዮ ንኽእል? ዝኾነ መገዲ ወይ ስትራተጂ እንተለዎም ይንገሩና።ነዞም ደገ ዘለና ዓዲ ከእትወና ዝኽእል ስትራተጂ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ድማ ካብዚ " ክፉእ ሰታይ ደም ዝኾነ ስርዓት" ክገላገለሉ ዝኽእል ስትራተጂ?
    የቀንየለይ

  • @yohannesabraham7711
    @yohannesabraham7711 หลายเดือนก่อน +2

    What is right and wrong every human is unik respect idia individ eritrean temkehti i am z best foooo

  • @sedamft15
    @sedamft15 หลายเดือนก่อน +1

    መርዚ እምበር መድሃኒት ኣይኮነን ሰማር ወዲ ዓባይ ድስቲ

  • @user-iy8mx4gh6r
    @user-iy8mx4gh6r หลายเดือนก่อน +1

    ታሪኽ ምዕራፍ የብሉን ዱዩ ?ትጋዩ አለኹም ተስፋይ :ሰምሃር ን

  • @tesfaizeray9410
    @tesfaizeray9410 หลายเดือนก่อน

    ኢዚኦም ሰባት ዝዛረቡዎን ጠል ዘትበዕን የለንሞ ዊዒሎም ሓዲሮም ምስ ህግደፍ ክጽንበሩ ኢዮም በርከ ጎስጓሶም ኩኩ ሓደ ኢዩ ተቃለስቲ ብዘይጠቅም ምቁንጻብ

  • @mulualemaraya7716
    @mulualemaraya7716 หลายเดือนก่อน

    Abaguratat nabakum eya. Tesfay hawey. Dehan meliekiri endo meharu.

  • @HappyIndoorPlant-qc7ry
    @HappyIndoorPlant-qc7ry หลายเดือนก่อน

    Tesfay& samray hasabkum endo akemtu wey nzserh seb asrhu

  • @muluefrezgi-xd2is
    @muluefrezgi-xd2is หลายเดือนก่อน

    Natkum srhu wey gud sik elka eyu gizu wufuy ❤

  • @user-wu1td1nq4k
    @user-wu1td1nq4k หลายเดือนก่อน

    ኣቓልቦ ዝሰኣኑ ደቂ 10ይ ቢሄር ስርሑ እንዶ ሰብ ክስዕበኩም ብጸርፍ ዘለፋን ዝርከብ ዝና ኣይረኸብ ዝና ኣዱ ብሌና ኣፈወርቂ ሞኒካ ሪኢኹም ተማሃሩ

  • @AtakltiGe
    @AtakltiGe หลายเดือนก่อน

    ተስፋይን ሰማርን ወላ እኻ ድልየትኩም እንተኮነ ደስ ዝበለኩም ከትዛረቡ በተሓሳስባኹም ግና ሕብረተሰብ ኢና ንምህር ዘለና ኢልኩም ትሓስቡ ስለዘለኹም እንተስ ብፍላጥ ኮነ ኢልኩም ወይስ ብዘይፍላጥ ጌጋ መልእኽቲ ኢኹም ተሕልፉ ዘሐኹም ።

  • @goitomshishay9815
    @goitomshishay9815 หลายเดือนก่อน

    Selam hasewti

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน

    ንውፉይ ምትንካፍ ዕሽነት እዩ፡፡

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi หลายเดือนก่อน +1

    ባዓል ንስኩም ደኣ ደም ዘይኮነ ረሃጽ ክትሕውስ አውን ፍቃደኛ ኣይኮንካን። አቲ ለውጢ ብከመይ ኢካ ክትመጽአ አትደልዩ ዘለኩም

  • @berheweldemichael9472
    @berheweldemichael9472 หลายเดือนก่อน

    ኮለል አይትበሉ ኤርትራ መአስ ተፈጢራ ብዘየገድስ፣ ወደባት አሎ፣ ዐዲ ዝመስረቱ ኩሎም ደቀባት ኢዮም።

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 หลายเดือนก่อน

    ናይ ስዉእ ሐደራ አይተፈጸመን ኢዩ:
    ሽምዐ ምብራህ አይኮነን ሐደራ ናይ
    ስዉእ :: ብሰንኪ ዕላማ እንተሐሊፉ
    ተሰዊኡ ገጋ እንተልኩም እሞ ካልእ
    ቃል ሀቡዎ::

  • @user-ij3gh2fd8i
    @user-ij3gh2fd8i หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ እዮም ከድኣ ምስ ገሸ ጥራይ ዛረባ ምሽ ቀንዩ ሽዑ ድኣ ደይትዛረቡ 🤔

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

      እስኻኸ ድኣ ብድሕሪት ተሓቢእካ ትሓሚ ወጺእካ ዘይትምልሰን ንምታይ።

  • @mulualemaraya7716
    @mulualemaraya7716 หลายเดือนก่อน

    Nay xebxab aymliketokum eu. Seltene win aymlikoton ab nay wefri selam.

  • @BerihuWeldemichael
    @BerihuWeldemichael หลายเดือนก่อน

    ክልተ ጸማማት መሸቀጢ ናይ ስራኤል ገርኩማ ስለ ዝሓለፈኩም ዓዛፋት ሓሳዳት።

  • @YonasFissehayePeter
    @YonasFissehayePeter หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ብሓሳብ ኢዩ ተሳዒሩ፡ከማኹም ዝበለ ናይ ሓሳብ ተቓላሲ ድማ ኢዩ ዘድልዮ ዘሎ❤❤❤

  • @tuemzghifissha7054
    @tuemzghifissha7054 หลายเดือนก่อน +1

    hasabom zeymhurna hasab entelewom. nay wufuy dea biezna endina nisemio zelena. berged nihamedu yelen zibil hasab hizka nay wufuy ykun nay berged nihamedu migimgam wey mitntan ayegedsin

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf หลายเดือนก่อน

    ዳርክሽን ቀይሩ
    ❤❤❤❤

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw หลายเดือนก่อน

    "LEFLAFFTI GENA KITLIFLIFFU EKHUM::"

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 หลายเดือนก่อน +2

    ን ደለይቲ ፍትሒ ክትቃለሱ ካብትጅምሩ ዝገድፈኩም የለን ደቂ ሳሕል 🩵🩵🩵

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    አካለጉዚይ ጁጋኑ ሚኺኖም ይፈሊጢዩ።8ደቁ ሰበይቱ መኪና ፊያት ተስሊፉ።

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 หลายเดือนก่อน

    ዕስለ ትብል ቃል ንከም ጻጸ ንህቢ አንበጣ ትጥቀመሉ ቃል ደአምበር ፍርይ ዝበለ ክቁጸር ንዝክአል ዕስለ
    አይባሃልን ኢዩ ግን ናይ ሎሚ መደርቲ ግን ተዘዉትርዎ ንሰምዕ ኦዚ ኸአ ነቲ ስነጽሑፍ ትግርኛ ሃሳዩ
    ኮይኑ ይሶምዐኒ ::

  • @user-wt2uy2jh8n
    @user-wt2uy2jh8n หลายเดือนก่อน +2

    I'm learning more and more things from these two gentlemen every day. They changed my perception in eritrean politics thanks.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ ኢሲራኤል ቀተልቲ ሒዛቶም ፊሪዲ ኒዓዓ ይሚሊከቲ።

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 หลายเดือนก่อน

    Kab kulu niali gn n Yodit zeymdnak aykealn kem gual n kulu tikiel ❤❤❤ bertiu ajokum

  • @leakefisseha2131
    @leakefisseha2131 หลายเดือนก่อน

    ወላሃደ ኣይተረደኣንን

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz หลายเดือนก่อน

    ብኸመይ ንሃርሞ እምበር እዚስ ሓሳብ ኣይኮነ ሪእቶ ዉን ኣይኮነን ፈሽልኩም ዳኣ ምበር ፍሹላት😮

  • @milliontareke6728
    @milliontareke6728 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ nice one guys Thanks

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም ዝበልሑ ናይ ደምበ ዓጋመ ! 😂😂😂😂😂
    ተስፋይ ዓንጃል ኣታ ግደፍ ኣታ ግደፍ?
    መንእሰይ!
    ምስዞም ኣከለ-ጉዛይ ቃለሲ ገንዘብካን ግዜካን ሂወትካን ምብካን እዩ! ምስዚኦም ዕቁብ ከማን ኣይትእተዉ ከሳራ እዩ።

  • @user-vf2mj6rb1z
    @user-vf2mj6rb1z หลายเดือนก่อน

    Well said guys do continuous

  • @msghinadesta3155
    @msghinadesta3155 หลายเดือนก่อน

    Ajanda Nay bealkum zeytiserhu shinifila sahl

  • @gebrieltsehaymereb4169
    @gebrieltsehaymereb4169 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ዕላማ ናይዞም 2 ሰባት ኣይርድኣንን እንዲዩ።ብዝገደደ ኮይኑ ዝረኸብክዎ ኪኣ ናትኪ'ዩ ንምንታይ ንምህራም'ዩ እዚ ኩሉ ትገብርዮ ዘለኺ።ንምኻኑ'ኸ ተቃለስቲ ዲኹም ብሓቂ ፧እንተኾንኩም'ከ ኣበየናይ መደብ ወይ ውዳቤ ትነጥፉ ብኽብረት ክትምልስለይ ይሓተኪ የቀንየለይ ብኽብሪ ስለ ትምልስለይ።

  • @berhanefitsum8227
    @berhanefitsum8227 หลายเดือนก่อน

    ስላም ስላም የዲት ፡ስምሃር፡ተስፈይ ትምህርትኩም ጽብቅ ነይሩ ሕጂ ግን ከምዚ ህልክ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣሎ ምክንያቱ እንድሕሪ ውፊይን፡ስልጠነ እንድሕሪ ይጋገዩ ሃልዮም ንምንታይ ዘይትዛራረብሉ ኣብ ሓደ መስመር ወይ ላይፍ ንምንታይ ዘይተራከብኩም እሂን ምሂን ዘይትባሃሉ ፡የዲት ካኣ እስከ ኣራክብዮም እዚ ሕብረተስብ ምርድዳእ እምበር ምፍልላይ ኣየድልየናን እንተኪኢልኪ ንውፉይ፡ ስልጠነ ,ስምሃር፡ተስፈይ
    ኣቅርብርልና ሓቅነቱ ክንፈልት

  • @YohccPjbki
    @YohccPjbki หลายเดือนก่อน

    Wefe king 👑

  • @MuluAbraha-wi8yd
    @MuluAbraha-wi8yd หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ክንድቲ ዝፈትወኩም ጸሊኤኩም::እዋእ ጸላኢኹም ገዲፍኩም ስ ንተቃለስቲ ትቃለሱ ውፉይ ከምዚ በለ ሰልጠነ ከምዚ በለ ኣያይ ድራር ከምዚ በለ እናበልኩም ዘዝተዛረብዎ ክትሃርሙ ትመጽኡ ሲ እንታይ እዩ ዕላማኹም
    ኣይተረደአንን እሞ እቲ ጸላኢና ትብሉዎ ዳኣ ማዓስ ኢኹም ክትቃለስዎ ኣብ ተቃለስቲ ምህራም ግዜኹም እናጥፋእኩምዎ

  • @ziadahaile9074
    @ziadahaile9074 หลายเดือนก่อน

    MESEL MESEL MESEL Hiji wun MESEL. I like your views guys. Thank you Zelenayo Show.

  • @yonasberhane577
    @yonasberhane577 หลายเดือนก่อน +1

    Naybhaki atman hsdna ember hasab aysemanalkumn😮😅

  • @zeb2531
    @zeb2531 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ትጋገ ኣለኻ ፡ውፉይ ሓሳዊ፡ሰራቂ፡ወገናዊ፡ፖለቲካ እንዶ ዘይብሉ ብሃም ሰብ ኢዩ።

  • @tesbamicael9132
    @tesbamicael9132 หลายเดือนก่อน +1

    yodit ms agayshki hasadat ekum kab egdef zkalesuka natkum ygedid emo yodit tgebriyo zeleki nay bhaki kehtiteki eyu hade mealti edki ktfdeyo eki ansar tekalesti bhakayat sebat tesrfna aleki .degefti egdef zeytblu aghidkum werhi bzaeba wufuy des eluki tsemeyom aleki

  • @NahomDebesay
    @NahomDebesay หลายเดือนก่อน

    ሳላኹም ፖለቲካ ክርደኣና ጀሚሩ፡ ዉፉይ ብጣዕሚ ነድንቖ ኔርና ሕጂ ግን ኣንፈቱ ናብ ምስሓት ይኸይድ ኣሎ ( ዳርጋ ሰኺሩ)፡ ዝበዝሕ ነገር ግን ሳላ ዕሽነት ሰልጠነ እዩ ዝቃላዕ ዘሎ።