Solo Media ፣ ተሓቲተ ሰለ ዝኣበኹ እየ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2022
  • ሶሎ ሚድያ
    ሓንቲ ካብተን ንስለ ሓቅን ኤርትራዊ ሃገራዊ ክብረትናን ደው ዝበላ ናይ ሚድያ ማዕከናት ሶሎ ሚድያ እያ። ሶሎ ሚድያ ክንዮ ምቅዋምን ምድጋፍን መንግስቲ ንሃገራዊ ረብሓታት ኣብ ቅድሚት ሰሪዓ፥ ኤርትራዊ ሃገራዊ ስኒት ኣብ ምኹስኳስ ትርከብ። ሚድያ ኣህላኺ ግዜ፡ ጉልበትን ንዋትን ብተወሳኺ ረዚን ሓላፍነት ዝጠልብ ዕማም እዩ። ብዘይ እዞም ዝተጠቕሱ ረቛሒታት ሚድያ ክቕጽልን ክዓብይን ፈጺሙ ኣይክእልን። ሶሎ ሚድያ ካብዚ ዘላቶ ክትስስንን ክትቅጽልን እንድሕር ኮይኑ እቶም ኩልና ብህዝብናን ሃገርናን እንግደስ፥ ንመንግስቲ ምቅዋምን ብመጻኢ ዕድል ህዝብን ሃገርን ምጥላዕን ክልተ ዝተፈላለየ ዛዕባ ምዃኑ ኣሚንና ሃገርና ንዝኾነ ባዕዳዊ ዕንደራን ተንኮላትን ኣሕሊፍና ኣይንህብን እንብል ደቂ ኤርትራ ንሶል ሚድያ ኢደይ ኢድካ ኢልና ከነማዕብላን ካብ ዲያስፖራ ሓሊፋ ናብ ዓዲ ንኽትበጽሕ እጃምና ንግበር።
    ንእትገብርዎ ሓገዛት ምስጋናን ኣቐዲምና ነቕርብ።
    ሶሎ ሚድያ ድምጺ ርትዕን ሓቅን
    www.gofundme.com/f/solomedia?...

ความคิดเห็น • 654

  • @solomedia9376
    @solomedia9376  2 ปีที่แล้ว +76

    gofund.me/b3061ea2

  • @eritreaalazar5496
    @eritreaalazar5496 2 ปีที่แล้ว +53

    ናይ ብሓቂ ብስልቲ፡ ኣጆኺ ቀጽልዮ፡ ጌጋ መናብርትና ዩ፡ ካብ ጌጋ ዘይመሃር ጥራሕ ዩ ደንቆሮ። ዓባይ ኣብነት ከምትኾንዮም ነዞም ንእሽቱ ኣሕዋትኪ ኣይጠራጠርን የ። ዉርዙይን ክቡርን ብህልን መንነትን ኣለና ሞ ዉረስዮ ኣውርስዮ ኣብጎንኺ ኣለና።

  • @loriwaterson6852
    @loriwaterson6852 2 ปีที่แล้ว +64

    ኤርትራዊነት ክቡር መንነት🇪🇷

  • @lilimehari1751
    @lilimehari1751 2 ปีที่แล้ว +43

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosiefweldesion89
    @yosiefweldesion89 2 ปีที่แล้ว +23

    ናይ በሓቂ ብልጽቲ ሰብ ቡሉጽ ሓሳብ ብልጽቲ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 2 ปีที่แล้ว +52

    ኤርትራዊ ክቡር መንነት።

  • @meryemabdelkadr432
    @meryemabdelkadr432 2 ปีที่แล้ว +41

    ክልተ ሙቁራት ዕድመ ይሃብኩም።ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👌😘😘

  • @omeromer5512
    @omeromer5512 2 ปีที่แล้ว +24

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 2 ปีที่แล้ว +16

    እምኒ ዓረ ከምቀደምና ሞ ንትረረ ተተቐይሩ አብልዕለና መንዘይፈከረ ከምኡሉአሎ ከይተቐየረ ኮምኡዩ ዞሎ እቲ ወረ ኮምኡዩ ዞሎ ትወረ

  • @Abdulwassie
    @Abdulwassie 2 ปีที่แล้ว +29

    ኤርትራዊ ክስዕር ኢዩ:: ስለምንታይ ንዝብሉ ኣብ ሓቂ ስለ ዘሎ : ዘይ ናቱ ስለ ዘይደሊ: ሃገራዊ 100%

  • @wetrunekuludelewat8095
    @wetrunekuludelewat8095 2 ปีที่แล้ว +24

    I'm proud to be Eritrean. And to have a great brother like you Selie.

  • @peacetoworld1516
    @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +27

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪

  • @afenasolomon6794
    @afenasolomon6794 2 ปีที่แล้ว +39

    ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘልኣለም ተከቢሩን ተሓፊሩን ክነብር እዩ።

  • @asmerashqor8736
    @asmerashqor8736 2 ปีที่แล้ว +23

    So proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsat792
    @elsat792 2 ปีที่แล้ว +26

    ጀግና ኤርትራዊ አጆካ ንፉአ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว +13

    እንቃዓ ናብ መበል 32 ዝኽሪ ፈንቅል አብጽሐና ቡስውአትና ዝመጸት ሃገር ብሐደ ጠጠው ንበለላ ኤርትራውነት ፍቅሪ'ዮ..🙏❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹💐

  • @kidanegmedhin4942
    @kidanegmedhin4942 2 ปีที่แล้ว +14

    ብቶንኮሎም ቐዳምት ብኣታሓሳስብኦም ዳሕረዎት።ውሑዳትን ጽፉፋትን ኤርትራውያን ኡኹላት ኢና ።ክንግራህ የብልናነ ይኣኽለና ምግራህ ነስተውዕል ደቂ ኤረይ።ቲቲ ሴሌ ብጣዕሚ ነመሰ3ግነኩም ቐጽልዎ

  • @almazdesale8329
    @almazdesale8329 2 ปีที่แล้ว +7

    ቲቲ ጅግና ጽቡቅ ገርክዮም

  • @romodanomer9981
    @romodanomer9981 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣጆኺ ወዕሮ ሓፍተይ

  • @user-ks6kx8fm5r
    @user-ks6kx8fm5r 2 ปีที่แล้ว +9

    ኤረትራዊነት ኩቡር መንነት ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ንሐይልታት ኤረትራ ኤረትራ ዓደይ ንቅድሚት ዓወት ንሐፋሽ