DW International መግለፂ ቅዋም ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 752

  • @samisami-m4z
    @samisami-m4z 9 วันที่ผ่านมา +16

    ፈጣሪ ኣቦይ ብዝሓለፈ ይኣኽለኩም ይበለና ሰላም የውርደልና 🙏🥺

  • @TigrayTigray-hd8co
    @TigrayTigray-hd8co 10 วันที่ผ่านมา +16

    ብትክክል ኣብዚ ኣሎ እቲ ሓቂ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ❤❤❤❤❤❤

  • @Hayetyoutube
    @Hayetyoutube 10 วันที่ผ่านมา +46

    አብ ተግባር ይውዓል ❤❤❤❤ሰራዊት ትግራይ ዋሕስ ህዝቡ ብሓቂ

    • @LidyaTeweldeGebremedhin
      @LidyaTeweldeGebremedhin 9 วันที่ผ่านมา

      ትግራይ ማለት ናይ ዕዳጋ ዓርቢ ዓድዋን ኣክሱምን ውክልና ጥራሕ ድያ እቲ ሰታዪ ደም ዝበስበሰ ጉጅለ እቲ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት ዝፈልጥ ኣይመስለንን 20 ዓዲ ወጀራት ራያ 70 እንደርታ ዓጋመ ተንቤን ሳምረ ሰሓርቲ መቀለ እኮ ካብ ሕወሓት ወፃኢ ኮይነን እየን መንእሰይ ሓንቲ ሰጉምቲ ተጀሚሮም ኣብ ሓንቲ ለይቲ ክቆፃፀሮም እዩ እቲ መንእሰይ እኮ ተኩሲ ዝክእል ናይ ኩናት ተመኩሮ ዘለዎ እዩ በሉ ጀምሩ እታ ስረ ሕዚ ትርአ

  • @mas4658
    @mas4658 10 วันที่ผ่านมา +16

    ተመስገን ብሃንቀውታ ንፅበዬ ዝነበረ እዮ ወሓስ ህዝቢ ትግራይ TDF ሕዚ ዓሪፍና አብጎንኹም አለና ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kerkebedeley
    @kerkebedeley 10 วันที่ผ่านมา +18

    TDf for life❤

  • @ابرهاالحبشي
    @ابرهاالحبشي 10 วันที่ผ่านมา +22

    እግዚአብሔር ሓድነት ይፍጠረልና 😢😢😢

  • @TeameMeasho
    @TeameMeasho 9 วันที่ผ่านมา +6

    ዜናምክትታል ካብ ዘቋርፅ ነዊሕ ገይረ ነይረ ተመስገን ካብዚ ዝጥዕም ዜና የለን ❤❤❤

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 10 วันที่ผ่านมา +22

    ትሕቲ እግዚኣብሄር ዓንዲ ሑቔና ጽላልና መድሓንትና እግዚኣብሄር ይሓልኹም ዐይና ፀላኢኹም ይደፈን ኣያታትና ደቅና እግዚኣብሄር ይሓልኹም ወላዲተ ኣምላኽ ትሓልኹም ጽላላ ተውድቐልኩም!!!!!!!!!ዕልልልልልልልልልልልል
    ዞም ደቀይ እዚኣ ክንሰምዕ ደንጒኹምና ጨኒቑና እንድዩ ነይሩ ኣግንዕ!!!!!!!

  • @amenkuku9580
    @amenkuku9580 10 วันที่ผ่านมา +18

    እዋናዊ መግለፂ ብሕፁፅ ናብ ተግባር ምእታው ይግባእ

  • @NegasiAbadi-s4v
    @NegasiAbadi-s4v 10 วันที่ผ่านมา +45

    ጠስሚ ልብኻ ዘስቲ መግለፂ አቅዋም TDF ይበል።ናይብሓቂ TDF መድሕን ህዝቢ።

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 10 วันที่ผ่านมา

      😁😁😁😁🤼‍♂️👖

    • @gitech1887
      @gitech1887 10 วันที่ผ่านมา

      haha foshkalat

    • @simontekle8266
      @simontekle8266 10 วันที่ผ่านมา

      @@gitech1887ግደፍ ጌታቸው ሳኒታይዘር

    • @ካብኤል
      @ካብኤል 9 วันที่ผ่านมา +1

      ስርዓት ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ከይጠፈኤ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣይቐስንን እዩ ። ስለዚ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኹነት ስርዓት ኢሰያስ ክጠፍእ ኣለዎ ። ንሕውሓት ካብ ኣዲስ ዘውረደ ምስ ኣምሓራን ኦሮሞን ሓቢሩ ስርዓት ኢሰያስ እዩ ። ምስ ኣብዪ ሓቢሩ ጆኖሳይድ ዝፈጸመ ን ኣብዪ ጆነሳይድ ክፍጽም ዝደፈኤ ስርዓት ኢሰያስ ሎሚ ከኣ ንትግራይ ኣብ ክልተ ክመቕላ ይጽዕር ኣሎ ፡ ስለዚ ህዝቢ ትግራይን መራሕቲ ትግራይን ኩሉ ሓይሉ ኣሰሊፉ ናብ ኢሰያስ ክኸውን ኣለዎ ቀዳምነቱ ኢሰያስ ከሎ ህዝቢ ትግራይ ቐሲኑ ኣይድቅስን እዩ ። ተጋሩ ኣሕዋትና ካብ መጀምርያ ክሳብ ሎሚ ምንጪ ሽግርኩም ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ንምእላይ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኮንኩም ንኢሰያስ ምጉሓፍ ተሰለፉ ተዘይ ኮይኑ ፡ ኢሰያስ ንትግራይ ካብ ኤርትራ ንላዕሊ ከፍርሳ እዩ ።

  • @rg3449
    @rg3449 10 วันที่ผ่านมา +15

    Jeganu TDF well done 💪💪💪

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul 10 วันที่ผ่านมา +12

    እግዚኣብሀር የፅልልኩም ይሓልኹም ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ። ሓቂ ሕዝካ ኣብጎድኒ ሓቅን ፍትሕን ጠጠው ምባል መሰረታት ዓወት እዮም።

  • @almaz-v9n
    @almaz-v9n 6 วันที่ผ่านมา

    ናይብሓቂ ደሰ ዝብል መግለጺ ኣብ ተግባር የሪአና ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @ሰላምለሁሉም-ኀ5ጰ
    @ሰላምለሁሉም-ኀ5ጰ 9 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    እቲ ሓቂ እዙይ እዩ ትርግታ ልቢ ህዝቢ ትግራይ እዚ እዩ እንድያም ደንጉዮም🤔

  • @PeterAbadi-v5l
    @PeterAbadi-v5l 10 วันที่ผ่านมา +18

    አያታትና ጀጋኑ ብፆትኩም ዘይጠለምኩም 😢 አብ ካሕሳኹም አብ ካሕሳ ስውኣትና የውዕለና 💪 ትግራይ ትስዕር ❤💛❤️

  • @NegashGebremedhin
    @NegashGebremedhin 10 วันที่ผ่านมา +18

    ግርም ብጣዕሚ ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ

  • @abrhahaftu8182
    @abrhahaftu8182 10 วันที่ผ่านมา +23

    ብጣዕሚ ፅቡቅ መግለፂ....ቶሎ ናብ ተግባር ይቀየር

  • @ermiasabay6352
    @ermiasabay6352 9 วันที่ผ่านมา +3

    Long awaited just decision, thank you TDF, very proud of you.❤❤❤

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 10 วันที่ผ่านมา +22

    ይሔ ጀግና ሲናገር ሲያምርበት ❤❤❤❤

    • @nigusredae8502
      @nigusredae8502 9 วันที่ผ่านมา

      አባልተህ ሞተሃል

    •  5 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ጅግና ኢዩ ንዓኻ። ኣብ ዕፅዋን ክባን ብደሚቕ ዝተመርዓወ። ህዝብና ናይ ሓሶት ዜና ኣንቢቡ ንባዕሉ ከም ጭላዳ ህበይ ናብ ኣኻውሕ ተንቤን ሃዲሙ ሓኹሩ። ንመስኪን ህዝበይ ዝተበታተነ ልቀም ኢሉ ኣዋፊሩ ዝሃደመ ብርክት ዝበለ ሂወት ኣልቂሙ። ኣንሶላ ዘርጊሑ ብድሕሪኡ ከም background ተጠቂሙ ናይ ሓሶት ዜና ዓወት ስለዘሕለፈ ኢኻ ጅግና ትብሎ ዘለኻ።

  • @ABRAHABRHANE-z6q
    @ABRAHABRHANE-z6q 10 วันที่ผ่านมา +17

    ብትክክል ኣብዚ ኣሎ ጠስሚ ዘስቲ መግለፂ ናብ ተግባር ይሸረፍ

    • @addisabeba3330
      @addisabeba3330 9 วันที่ผ่านมา

      ናይምንታይ ጠስሚ ላብጦርነት ለእቲ እምበር

  • @MereLiger
    @MereLiger 10 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ዘሕጉስ እና ዘሕብን ውሳነ የዒስ ሰራዊት ትግራይ ❤🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👌👌👌👌💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @Kek-f7h
    @Kek-f7h 9 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ተግባር ክውዕል ኣለው ዓውት ንTDF💪💪❤❤❤ክብሪ ንሰማኣታትና ጀጋኑ ትግራይ❤❤❤❤

  • @ተኪኤንጓልጽዮንማርያም
    @ተኪኤንጓልጽዮንማርያም 9 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ ብዛሓለፈ ስቃይ ያኣክለኩም ይበለና ፈጣሪ ይታሓወሶ ስላም የውርደልና ኣምላክ

  • @Abubaker0099
    @Abubaker0099 10 วันที่ผ่านมา +9

    Long lave TDF❤❤❤❤

  • @letebirhanatsbeha5774
    @letebirhanatsbeha5774 10 วันที่ผ่านมา +7

    ድምፂ ወያነ ንህዝቢ ወግኑ።

    • @addisabeba3330
      @addisabeba3330 9 วันที่ผ่านมา

      ልህዝቢ ወግኑ አይፈልጥን

  • @ابرهاالحبشي
    @ابرهاالحبشي 10 วันที่ผ่านมา +12

    እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ጀጋኑ አያታትና ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @YonasTejle
      @YonasTejle 10 วันที่ผ่านมา

      💊🙏🙏🙏

  • @afeworkhagos7672
    @afeworkhagos7672 10 วันที่ผ่านมา +10

    Once hero, always hero💪ኣብ ጎንኹም ኣለና ጀጋኑና።

    • @kante5318
      @kante5318 10 วันที่ผ่านมา

      ጎንኻ ትሰበር ሃሳዊ

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 10 วันที่ผ่านมา +8

    ሓይልታት ፀጥታ ትግራይዋሕሰህዝቡብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @soll-bc4ql
    @soll-bc4ql 9 วันที่ผ่านมา +1

    yesss✌️✌️

  • @DeseiAtalay
    @DeseiAtalay 10 วันที่ผ่านมา +2

    ብተግባር ንፅበየኩም ጥራሕ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoniyoni9458
    @yoniyoni9458 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you for service ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YySs-qx9wi
    @YySs-qx9wi 10 วันที่ผ่านมา +14

    ሓቂ ምዝራብ ፅድቂ እዩ እሞ ሓቂ ይሃብካ ፍጣሪ ህዝበይ ሓልዎም 😢❤❤👏

  • @gezahegntekilu3104
    @gezahegntekilu3104 10 วันที่ผ่านมา +4

    ጅግና TDF👍💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 10 วันที่ผ่านมา +5

    A billion appreciation for my and our lovely Tdf. My huge respect to my and ours heroes and heroines.

  • @temesgentafere2093
    @temesgentafere2093 10 วันที่ผ่านมา +16

    ተመስገን ፈጣሪ እቲ ንፅቦዮ ዝነበርና መግለጺ።ሎሚ ዓይነይ በረሀ እዩ ዝባሃል ኣቱም ጀጋኑ

  • @mulubrhanabay1709
    @mulubrhanabay1709 10 วันที่ผ่านมา +7

    ጅግንነት ዝተመልኦ መግለፂ

  • @TekleweyniDejen-v2e
    @TekleweyniDejen-v2e 10 วันที่ผ่านมา +25

    ጀጋኑና!!መግለፂ ህዝብና እዩ እሞ የቅንየልና!!

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 10 วันที่ผ่านมา

      😁😁😁👏👏👏

  • @AwetMesele
    @AwetMesele 7 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍

  • @tsegayarayea
    @tsegayarayea 9 วันที่ผ่านมา +1

    Yessssss❤❤❤🎉🎉

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 10 วันที่ผ่านมา +7

    Hopefully you should be peaceful and successful people Tigray so God bless you 🙏 Amen 🙏 🙌 ❤ 💖

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom 10 วันที่ผ่านมา +10

    ግዚኡ ዝሓለወ መግለፂ እዩ ሓድነትና ይመለስ 💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️✊🏽

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 10 วันที่ผ่านมา +19

    አምላክ ያሓግዝኩም ኣብ ተግባር ይውልኩም ♥️♥️♥️

  • @Mጂ
    @Mጂ 9 วันที่ผ่านมา +1

    Clear and powerful speech

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 9 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 9 วันที่ผ่านมา +1

    አምላኽ አብጎንኹም ይኹን ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yeshem
    @yeshem 10 วันที่ผ่านมา +6

    ያኣክል

  • @hailomg6987
    @hailomg6987 10 วันที่ผ่านมา +13

    ከምዚዩ ቆራፅ ዘረባን ዉሳነ ብዘይዘ አጀዉ ጀዉ 👏👏👏👍

  • @KidanHadush-u5q
    @KidanHadush-u5q 9 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ዘሐጉስዩ ኣብተግባር ንኽውዕል ፈጣሪ ይሓግዝኩም

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 10 วันที่ผ่านมา +17

    ትግራይ ዓደይ ብሓይሊ እግዚኣብሄርን ትሕቲ ኣምላኽ ድማ ብጀጋኑ ደቃ ትስዕርርርርርር!!!!!!!!!

  • @KbKb-z3i
    @KbKb-z3i 10 วันที่ผ่านมา +3

    TDF,d/r dbrtsion TPLF&Tigray❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍቕረ
    @ፍቕረ 10 วันที่ผ่านมา +8

    ዕልል እዩ እምበይ ጀጋኑና::

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 10 วันที่ผ่านมา +4

    Tigrayna nekedmit 💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @HdhdSh-t2y
    @HdhdSh-t2y 10 วันที่ผ่านมา +2

    ትክክክል❤❤❤❤❤❤

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 10 วันที่ผ่านมา +7

    Antum jeganu ❤❤❤❤ kab merahtina neskum jeganu ikum

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 9 วันที่ผ่านมา +10

    በጃኩም ላይክ እዛ መግለጺ ደስ ዝበለቶ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 10 วันที่ผ่านมา +29

    ናብ ልባ ተመልሳ ድምጺ ወያነ ቴሌቪዥን ትግራይ ። ተጨውያ ከሪማ ቀውዓ ትግራይ ትስዕርርርርርርርርር❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MarthaHaymanot
      @MarthaHaymanot 10 วันที่ผ่านมา

      ገራሚ; ደኾን?

    • @AnafilPastrana-v5b
      @AnafilPastrana-v5b 10 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

    • @gueshgebru29
      @gueshgebru29 10 วันที่ผ่านมา +1

      ትግራይ ትስዕር እናበልና ብዘይ ቤተሰብ ትሪፍና እስኪ ፈጣሪ ሰላም ሃበና

  • @Mulug123
    @Mulug123 10 วันที่ผ่านมา +6

    #Great decision

  • @DessalegnGessesew
    @DessalegnGessesew 10 วันที่ผ่านมา +2

    Kbri Ni Serawit Tigrai ❤️💛💪

  • @hilufseyoum7723
    @hilufseyoum7723 10 วันที่ผ่านมา +6

    ብሰራዊትና ተስፋ ገይረ ኣለኩ ።ግርም መግለፂ ዳይ ናብ ስራሕ ።

  • @HafteMenasbo
    @HafteMenasbo 10 วันที่ผ่านมา +3

    ትክክል

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 10 วันที่ผ่านมา +18

    ጀጋኑ

  • @frezgibrhanu
    @frezgibrhanu 10 วันที่ผ่านมา +9

    ትክክለኛ ወሳኔ

  • @mengistuhaileselase246
    @mengistuhaileselase246 10 วันที่ผ่านมา +7

    ብተሪር ተጋዳላይ ህዝብና ን ሰራዊት ናን ክንትግብሮ ኢና!!!!

  • @sennaykahsay5067
    @sennaykahsay5067 10 วันที่ผ่านมา +8

    Alena ab gonkum💪💪

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 10 วันที่ผ่านมา +9

    ትግራይ እትፀበዩ ዝነብረ ወፃኢት እዩ

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 10 วันที่ผ่านมา +15

    ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ
    ዘውፀኦ መግለፂ ንህዝብና ፅቡቅ ኢዩ

    • @AhmedWehabrebi
      @AhmedWehabrebi 9 วันที่ผ่านมา

      ኣየ ህዝቢ ትግራይ ማዓዝ ኮን ኢኻ ትነቅሕ ካብ ምድረ ገፅ ክትጠፍእ ባዕልኻ ዝፈረድካ እንደገና ኹናት እንዳ ኣወጀልካ ፅቡቕ መግለፂ እዩ ትብል ዶንቆሮ ህዝቢ

  • @AleksanderNeru
    @AleksanderNeru 10 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏👍👍👍

  • @MikiAlemayo-j9t
    @MikiAlemayo-j9t 10 วันที่ผ่านมา +3

    ብተግባር ይኩን

  • @TeweldeTadesse-w3q
    @TeweldeTadesse-w3q 8 วันที่ผ่านมา

    ጹቡቕ ውሳነ

  • @Mጂ
    @Mጂ 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ወድ ኣዴት

  • @bfbf2127
    @bfbf2127 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ተግባር ከምተውዕልዎ ተስፋ ንገብር ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 9 วันที่ผ่านมา

    ❤ሓቂ 100%❤

  • @tesfayzenebe7421
    @tesfayzenebe7421 10 วันที่ผ่านมา +21

    ተመስገን እዚ ኢና ንፅበና ነርና

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 10 วันที่ผ่านมา

      ✊✊✊✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪💪
      ኣጆና

  • @showmore5941
    @showmore5941 10 วันที่ผ่านมา +5

    Amazing

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጉባኤ ዘካየደ❤❤❤❤❤❤ ኣብ ተግባር ይዊኣል ካብ ላንጋ ላንጋ እንካዕ ወፅእኩም ደንጉኩም ነይርኩም እኩም

  • @loveli1280
    @loveli1280 10 วันที่ผ่านมา +5

    ሕዚ ግርም❤❤❤❤❤

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 9 วันที่ผ่านมา

    ገብረ ጂግና 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁💪💜🙏🙏

  • @samikidane-t2c
    @samikidane-t2c 10 วันที่ผ่านมา +14

    ኣብ ጎንኹም ኣለና Tdf❤❤❤❤❤❤

  • @Axumite125
    @Axumite125 10 วันที่ผ่านมา +5

    Bravo 👏👌👏👌

  • @AskaleweynGeza
    @AskaleweynGeza 9 วันที่ผ่านมา +1

    🙏❤️❤️❤️❤️

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤ዋሕስና TDF እዩ 100%❤❤

  • @FistumniguseDesta
    @FistumniguseDesta 9 วันที่ผ่านมา

    መሕዘኒ

  • @TakeleLuel
    @TakeleLuel 10 วันที่ผ่านมา +14

    ህዝቢ ዝፅቦዮ ዝነበረ መግለፂ እዩ የዒስ

  • @AtomicGroot
    @AtomicGroot 10 วันที่ผ่านมา +10

    🫡🫡፡ ጀጋኑ መራሕትና፡ተባዕ ህዝቢ ትግራይ ኣብጎንኹም አዩ፡ ኻሊኡ ጭርኡ ዶጋል አዩ፡ ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞገስን ንሰማአታትና

  • @hagosweldu7382
    @hagosweldu7382 10 วันที่ผ่านมา +2

    ዝዘንገዐ መግለፂ እዃእንተኮነ ግን ሕዚም አይረፈደን ብቅልጡፍ አብ ተግባር ክውዕል ተስፋ ንገብር ክብር ሞጎስን ንስዋአትንና !!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YySs-qx9wi
    @YySs-qx9wi 9 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ እዩ እንተኮነ ግን ኣብ ተግባር ክተብዕልዎ ከኣ ንፅበ ፀባ ኣስቲክምና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይን TDF ን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ❤🙏

  • @kibromteame7131
    @kibromteame7131 10 วันที่ผ่านมา +5

    Great ❤

  • @naxijesus3741
    @naxijesus3741 10 วันที่ผ่านมา +3

    ዓወት TDF ን ትግራይይ ተጋሩን ውድቀት ንፅረ ሕዝቢ ትግራይ ዓወት ንትግራይ

  • @GirmayMezgebe-g8t
    @GirmayMezgebe-g8t 10 วันที่ผ่านมา +14

    ተሰፈ ዘይብልኩም መራሕቲ ሰልጣን እንበር ህዝቢ አበይ ትፈልጥዎ ካሕድማት

    • @habtom1983
      @habtom1983 10 วันที่ผ่านมา +2

      ኪድ ህበይ ናይመን ከዳሚ ኢኻ ኔርካ??

  • @TititTitit8
    @TititTitit8 9 วันที่ผ่านมา

    temesagena❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @SamiYewah
    @SamiYewah 10 วันที่ผ่านมา +10

    ተመስገን እዚኣ እያ እታ እንኮ መፍቲሒት Dw ኣለካ ዶ

  • @kuachlong1301
    @kuachlong1301 8 วันที่ผ่านมา

    great! speech from TDF wellknow General.

  • @Mikisadfer
    @Mikisadfer 10 วันที่ผ่านมา +6

    የዒስ የዒስ!! ንለካቲት 11 ብድምቀት ንምኽባር ንሸባሸበ። ቀልጢፍና ናብ ተግባር ንሰጋገር። ሓድነት ነጠናኽር። ትግራይ ትስዕር።

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare114 10 วันที่ผ่านมา +8

    ኣብ ተግባር ይዉዓል❤❤❤❤❤ ሰራዊትና ዋሕስ ህዝብና እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aminabegum8180
    @aminabegum8180 10 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 10 วันที่ผ่านมา +19

    ዓሽ 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽❤️💛TDF

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 10 วันที่ผ่านมา

      😁😁😁👏👏👏

  • @rahelteklay-qz7fg
    @rahelteklay-qz7fg 9 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @NobelAbay
    @NobelAbay 10 วันที่ผ่านมา +6

    ደስ ዝብል ውሳነ tdf ❤❤❤

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 10 วันที่ผ่านมา

      😁😁😁👏👏

  • @user-bz3qn8cn5k
    @user-bz3qn8cn5k 8 วันที่ผ่านมา

    TDF the greatest Army in World Africa 🌍💪🏾❤💛

  • @zaidhagos9029
    @zaidhagos9029 10 วันที่ผ่านมา +5

    ጀጋኑ ጅግንነትኩምን ትዕግስትኩሙን መወዳደሪ የብሉን ጀጋኑና ንዓኩም ንፅበ ነይርና ክብረት ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤