ግሉጽ መልእኽቲ ንኮሎኔል ዶር ኣቢ ኣሕመድ 7ይ ንጉስ ኢትዮጵያ\ኣዲስ ኣበባ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 17

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +3

    "ወይ ንትግራዎት ወይ ንተዛረብቲ ትግርኛ ኤረትራውያን ኣብ ሞንግኦም ፍልልያት ክፈጥሩነ ምትእምማን ከጥፍኡን ኮነ ኢልካ ዝሓንጸጽካዮ እከይ ተግባር ሙኻኑ እኣምን" ኢልካ መጀመርያ እስኪ እዚ መርዛም ኣዘራርባኻ ክንርእዮ ኣብ ትግራይ 4-5 ብሄራት ከለዉ "ንትግራዎት" ብምባል ከም ሓደ ወሲድካዮም በቲ ኻሌእ ድማ "ንተዛረብቲ ትግርኛ ኤረትራውያን" ብምባል ንኤረትራውያን ክትፈላሊ ፈቲንካ ኣብቲ ዝበስበሰ ሓንጎልካ እንተዘይኮይኑ ምዓስ ኢና ምስ ተጋሩ ሓደ ዄንና ተኣማሚናስ ሕጂ ዶር ኣብይ ኣብ ሞንጎና ፍልልይን ምትእምማንን ክትፈጥር ኢልካ ትኸሶ ዘለኻ? ባዕልኻ ተዛረብቲ ትግርኛ ኤረትራውያንን ዘይተዛረብቲ ትግርኛን ኢልካ የሕዋት ኤረትራውያን እንዳፈላለኻስ ናይ ኤረትራውያንን ተጋሩ ምፍልላይ የሒሙካ? እዚ ኣዘራርባኻኸ ኣግኣዝያን ትግራይ ትግርኝ ሙኻንካዩ ዘብርሃልና ብዕግስቲ ግዜ ንኹሉኹም ወይጦታት ዝተሸፈንኩሞ ቆርበት በጊዕ እንዳገላለጸ ቶኽላነትኩም የርእየናሎ ምቕናይ ጥራይ!!!

  • @SHIDENAY
    @SHIDENAY 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣበይ ጠፊእካና ኣቶ ቀለተ ኪዳነ?? በጃኻባ ድሃይ ኣይተጥፍኣልና፣ ጥዑም ቃልካ ተስፋ እዩ ዝኾነና።ኣዝዩ ብሉጽ መልሲ፣ በርትዕ ቀጽሎ።

  • @kenangehrmay4586
    @kenangehrmay4586 4 ปีที่แล้ว

    Marhab Welcome

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

      ሓው ኪዳነ ቀልታ ፡ መሰል ዋንነት ደራሲ copy right ኣኽብር ።
      እዚ ዘንበብካዮ ጽሑፍ ካብ መግለጺ ሻሙናይ ኣኼባ ሕወሓት ዚረኸብካዮ እዩ ።

  • @dawitseyoum7463
    @dawitseyoum7463 4 ปีที่แล้ว

    ኣቶ ቀለታ ኪዳነ መጀመርያ እቲ ልዑል እምላኽ ከማኻ ዝመሰሉ ኤሪትርውያን ስለ ዝፈጠረልና ዝስምዓኒ ሓበንን ኩርዓትን ደረት የብሉን፤፥ ፥ እቲ ህይወት ሰብን ኩሉ ፉጡርን ዝውንን ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ሂቡ ዕድሜኻ ከውሕ ካብ መዓሙቅ ልበይ ንኣምላኽ ይልምን፥ ነገር ከየነዋሕኩ ነዛ ተወዳድርቲ ዘየብላ ብትሕዝቶኣ ኮነ ዕምቆት ስነ ሓስብ ዝሓዘለት ረዛን ንሕዝቢ ኤርትራ ኩርዓት ክብ እተብል መልእትኻ ናብ እምሓርኛ ትተርጉማ እንተትዝርጋሕ እተተበርክቶ ቅያ መልእኽቲ ነቲ መወዳድርቲ ዘየብሉ ኣፍሪቃ ዝወለደቶ ሓዲሽ ውልቀ መላኺ ናይ ዓለም መደናገሪን ብሓሶትን ቅጥፍናን ስልጣን ክጎብጥ ዝደሊ ኮለነል ኣሕመድ ንሕዝቢ ኢትዮጵያ እቲ ክብሪ ዘየቡሉይ መራሒ ምኻኑ እዛ መልእኽቲ እዕዚዛ መጋለጸት ኢለ ሙልእ እሙንቶ ክገልጽ ኣስዒበ ከኣ እት ኣምክኽ ዝርሓቆ መሳርሒ ሰይጣን ዝኾነ ንኹሉ ኤሪትርውያን ንሓሳረ መከራ ዘጋለጸ ንኽብርን ቕንዕናን ዘይተዓደለ ንኤርትራ ክብራ ኣብ ዝተሓተ ናይ ዓልም ደረጃ ደስ እናበሎ ዘውረደ፣ ካብ ፍጥረት ንታሕቲ ዝኾነ ከሓድን ቀታልን ሓራድን ናይ ሰብ ደም ሰትዩ ዘይጸገበ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝስቆሮ ደኣ ኣይኮነን እምበር እዛ መልእኽቲ እዚኣ ኣዑኣኡ'ውን እያ፤ ፥
    ኣቶ ቀለታ ኣምላኽ ንዓኻ ዕድመ ህይወትካ የንውሕ፣ ንሕዝቢ እርትራ ነነዊሕ እዋን ካብ መቁሕ ባርነት ዉልቀ መላኺ ኣናጊፉ ከኣ ፍትሕን ራህዋን የዝንበሉ

  • @endertawitgual70
    @endertawitgual70 ปีที่แล้ว

    Painfully funny! Thank you!

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብይ መራሒ መንግስቲዩ ምስ ካልኦት መራሕቲ መንግስታት ስለዝራኸብ እንታይ ይብሉ ንሱዩ ዝፈልጥ ንስኻ ምሰየናይ መራሒ ተራኺብካ ኢኻ ርእይትኦም ብዛዕባ ኤረትራ ሰሚዕካ? ዳሕራይ ድማ ብዛዕባ ፕረዚደንቲ ኢሰያስ ወዲ ዓደይ ስለዝኾነ ኣነየ ዝፈልጦ ንስኻ (ኣብይ) ኣይትፈልጦን ኢኻ ኢልካዮ ንስኻ ካብ ብስእልን ብተለቭዥንን ሓሊፍካ(ንሱሞ ኣብዛ ዓለም ከምዘለኻ ከማን ኣይፈልጥንዩ) ብኣካል ርኢኻዮ ዘይትፈልጥሲ ነቲ ብተደጋጋሚ ዝረኽቦን ዘዛራርቦን ኮር ተገምጠል ኣይትፈልጦን ኢኻ ኢልካዮ ዘስደምምዩ እዞም ኮራኩር ወያነ ትግራይ ትግርኝ ትብሃሉ ብዛዕባ ኤረትራ ህዝባን መንግስታን ጽቡቕ ክትሰምዑ ከለኹም ከምዚ ዘዕብደኩም እንተ ኾይኑ ካብ ሕጂ ንንየው ኣጸቢቕኩም ክትዓብዱ ተዳለዉ ምኽንያቱ ጸጽብቑ ብብዝሒ ክትሰምዑ ኢኹም።

  • @jnds8406
    @jnds8406 4 ปีที่แล้ว +1

    ነዚ ንኽትግዕታ ዶ ትርህጻ በለ ሰብኣይ!
    -ህዝቢ ትግራይ ኣሕዋትካ እንተዝኾኑ ዶ ንብረትካ ዘሪፎም እልል እንዳ በሉ ካብ ኢትዮጵያ ሰጒጎምኻ?ወይስ ክሳብ ሕጂ ኣብ መሬትካ ኮፍ ኢሎም ከም ዘለዉ ረሲዕካዩ ኢካ?
    -ኣብይ ኣሕመድ ርእይትኡን ዝመስሎን ተዛሪቡ ኣሎ ፡ንስኻ እንታይ ኣሐመካ?ህግደፍ መሰል ምዝራብ ከሊእና ከኣ እምበር ይበሃለለይ ሰይ ኮቲ!!ካብ ህደግፍ ንስኹም ትኸፍኡ,ፓልቶካትኩም ዓብይይይይ ምስክር እዩ,ኣርሒቅና ከይከድና ዉን ,እዚ ሃለውለውካ ናይ ምዝራብ መሰል ከምዘይትሕልዉ ዓብይ ምስክር እዩ ።
    -እቲ ዝቀረበሉ ሕቶታት ብትግሪኛ (ትግሪኛ ፕሮግራም)ኔይሩ ብትግሪኛ ከኣ ክምልሰሉ ግድነት እዩ።
    -ኣገባብ ኣመሓዳድርኡ ዶ, 7 ንጉስ ዶ ገለ መለ እንታይ ኣምጸኦ፡ወይስ ከም ጉዳይ ኤርትራ ዘሐመካ ኣብሲልካ ቃንዛ ወያነ ኢኻ ተንብብ ዘለኻ?ከብዲ ሕስምቲ?!!
    እንታይ ደኣ ገዲፍልሙሎም ነቶም ሃለውለው ዝብሉ መንእሰያት ሰጉድ ሞግድ፥ኣምቧዕ!ቅድሚ ዝኮነ መልእክቲ ምምሕልላፍካ ቁሩብ የጸብቀለይ ድዩ ይኽፍኣለይ ኢልካ ምምማይ ጽቡቅ እዩ መስለኒ።

  • @jefferysadam6008
    @jefferysadam6008 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk meas ena mes tegaro zarakibena timali aykonen deyom mes amharo tazararyom konat kafitomlna kkkkkk ashaka dele agame wedi shermuta viva dc aby ahmed

  • @Tebahle
    @Tebahle 4 ปีที่แล้ว

    Leave him alone! He can say whatever the !@#~ he wants to say.

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 4 ปีที่แล้ว

    አቶ ቀለታ ናይእርጋን አጀዉጀው አብቤተክርስቲያን ኬድካ ጸሎት ምሃሸካ

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 4 ปีที่แล้ว

    አቶ ቀለታ (ያልተጳፈ አታንብብ)

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

    ሓው ኪዳነ ቀልታ ፡ መሰል ዋንነት ደራሲ copy right ኣኽብር ።
    እዚ ዘንበብካዮ ጽሑፍ ካብ መግለጺ ሻሙናይ ኣኼባ ሕወሓት ዚረኸብካዮ እዩ ።

    • @jnds8406
      @jnds8406 4 ปีที่แล้ว

      ኣማን ኣማን።

    • @robelr1012
      @robelr1012 4 ปีที่แล้ว +1

      መንግስቱ ሃይለማርያም👹 ትግርኛ እንደምትችል አላውቅም ወይስ ዚምባብዌ ትግርኛ ስትማር ነበር ለዚህ ለዚህ ዚምባብዌ ድረስ ምን ኣስፈረጠጠሕ ወያኔ ቅሊንጦ ትምርት ቤት ያስተምሩህ ነበር ? እኔ ግን የምልህ ምን ልትሰራ እዚ መጣህ? ሂድና የኢትዮጵያ channel ላይ ፃፍ

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

    ሓው ኪዳነ ቀልታ ፡ መሰል ዋንነት ደራሲ copy right ኣኽብር ።
    እዚ ዘንበብካዮ ጽሑፍ ካብ መግለጺ ሻሙናይ ኣኼባ ሕወሓት ዚረኸብካዮ እዩ ።