DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
- #dw #International #tigray
#ትግርኛ ዜና ሰዓት 06:30
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio
Dimist...... Weyane...... MedIa.......Tg....... Citly...... Country
ፃድቃ ዓቅሚ ሰለዘብልካ ናይ በዕልካ ፓርቲ ክትምስርት አይካኣልካን ተፀጊዕካ ሰልጣን ሒዝካ
Leabu
ህዝቢ አድሒንዎም ህዝቢ ዝካሐዱ ፈተውቲ ስልጣ መራሕቲ ትግራይ መሬትና አብትሕቲ ፀላእቲ እናሀለወ ንሶም ግላዊ ስልጣኖም ይጭነቁ ዘይሐፍሩ።
ለውጢ ብጣዕሚ እዩ ዘድሊ በይዛኻ ጀነራል ፃድቃን አነነት ይአክል በሎም
ኣኼባ ፣ ዋዕላ፣ ኮንፈረንሥ ወዘተ. . . ኣይበዝሑንዶ?
H
ዘበናዊ መንገዲ ንምክታል ጉባኤ ምግባርን ገበነኛ ናብ ህጊ ምቅራብን ጊዜ ዘይዋሓቦ ጉዳይ እዩ እዚ ከይ ተፈትሐ ጸጽታ ይኹን ኢኮኖሚን ቦለቲካን ናብ ንቡር ክምለስ ኣይኽእልን ስለምንታይ ጸረ ተጋሩ ኣብ ውሽጥኹም ስለዘለው
አንቱም ና ህዝቢ ሜድያታት በተለይ ድምፅ ወያነ መሰረት ናይቲ ውጥጥን ምስሕሕብ ብዘየደናግ ግፂ ብዝኾነ ንህዝቢ አጭበጥዎ መነሸኡ በትን ትንትን አቢኩም ማዓት ምድንጋራት እንሀ ሐቅን ጭበጥን መሰረትን አትሕዙዎ ንትግራይ ዝግደሰን ትግራዋይን በተለይ ካብ ትግራይ ወፂኢ ዘለና ንሽገርን ነደናገርን አለና ብጣዕሚ ብዙሓት ንምድንጋር ይረባረቡ አለው ምዃኖም ተረዲኹም ።
ሓሳዊ ፃዲቃን ዳዕጋግ ውረድ
👎🏻👎🏻
ጀነራል በል ለኽበጣ ግዱፍ
አታ ክንደይ ስዲ ሰብ እዩ ኒኦ ጀነራል ፃድቃን ዘይትብል ስዲ