ድሕሪ ካሜራ ንጓል ረመፅ (ዛይድ) ዘንብዐ ፕራንክ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 84

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152 2 ปีที่แล้ว +28

    ይርጉ ግን ኣድኒቐኪ ዓቅልኺ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ከብፀሐኪ እዩ ፅባሕ ኣፍቲ ትደልዮ ክትበፅሒ ኢኺ ዛሓፍተይ

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152 2 ปีที่แล้ว +14

    ለባማተይ ልፎትየክን🥰

  • @Yrgutube
    @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว +20

    ዝርብሽ ድምፂ ኣሎ ብጣዕሚ ይቅርታ ክብሩትን ክቡራንን ተኸታተልትና

  • @ጓልትግራይሓላል-ቘ9ዠ
    @ጓልትግራይሓላል-ቘ9ዠ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኪ ጓልነይ ሓደራ ግን ከይትቅየምየን😥💊✊✊✊✊

  • @ሜሪዕባይትግራይ
    @ሜሪዕባይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +5

    ይሩጉየይ ኣሕዚናትኒ በእውናት ለካስ ሓው ዝበሃል ቁራፅ ስጋካ ዘይኮነስ ማንም ሰብ ንዓካ መሲሉ ተካፋሊ ሓግስካን ሓዘንካን ክኮን ከሎ እዩ ሰብ ዝበሃል ግን ዓባይ ት/ቲ እያ ኣጆኪ ክዓ

  • @ዓደይዓደዞምጀጋኑ
    @ዓደይዓደዞምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣነስ ተጓል ረመጽ ክፎትዋ ማዓረይ ኩሉ ከማኺ ተዝኾነ ክንደይ መጠዓመ ሸገዋ☘️
    ኣጀኺ ማዓረይ ኣብ ደቅኖ ዘለ እዩ ኣሕዋትኺኽኣ
    ኣፈን እምበር ከብደን ኣይጭክናልክን😍😊🌷

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว

      ፕራንክ እዩ😁😁

  • @ቢቲጓልንግስቲሳባ
    @ቢቲጓልንግስቲሳባ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣዘኪ ይርጉየይ ተመስገን ኣምላክ ወዲ ተዐቢለኪ 💖🙏ጋል ረመፅ ግን በሓቂ እምንቲ ማሓዛ💞💞💞ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ምቅራተይ ኩሉ ሓዉካ ናትካ ፅብቅ ዝደሊ ማለት ኣይኮነን

  • @hrhf5459
    @hrhf5459 2 ปีที่แล้ว +5

    ዩርጉየይ ምዓረይ ማራ እየ ዝፎትወኪ ብምንታይ ክረክበኪ ስልኪ ግደፍለይ🥰🥰🥰🥰

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว

      ጓልዞም ተጋሩ ዝብል ፌስቡክ ብውሽጢ ፃሓፍለይ

  • @ኃልፅራእወንበርታ
    @ኃልፅራእወንበርታ 2 ปีที่แล้ว +5

    ይርጉ ብእወነት ኣድኒቐኪ 💖ትዕግሰተኛ ሰብ ኢኪ እና ኣጆኪ ግን ከይትቅየምየን አብ አሕዋት ዘሎ እዩ ንኃል ረመፅ ካዓ ክብሪ ይግባአ 🙏💖 ደሞ ፍትው እየ ዘበለኪን ፍቅርኪን የብዛሓዮ ምቁራተይ🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋

  • @hgf6568
    @hgf6568 หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ግርማዊትዘተዋህዶ
    @ግርማዊትዘተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምቁራተይ ይርጉየ ማራ ጠንካራ ኢኺ ዛይደይ ድማ ከምኡ ፍቅርኽን የብዝሓዮ💕💕💕💕💕💕

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 ปีที่แล้ว +2

    ይርጉ ዕድለኛ እኺይ ክንዲይ ኩሉ ጓል ረመፅ እምንቲይ መሓዛ አላትኪይ 😘👌አይፈላልክን

  • @ተመስገንእዩልማደይ-ዀ7ኰ
    @ተመስገንእዩልማደይ-ዀ7ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

    በስምኣም ኣነስ ልበይ💔😢 ከም ገለ ኢሉኒ ኣጆኪ የሩግየይ እንየኪ ዓቅሊ😘❤🤲

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላክ ኣቦይ ከም ጓል ረመፅ ማሓዛ ፍጠረለይ😭♥️🌎

  • @aamm5215
    @aamm5215 2 ปีที่แล้ว

    ጋል ረመፅ ኩሉ ዘጥዕመላ ቆናጁየ❤❤❤❤❤❤

  • @rahwamm8184
    @rahwamm8184 2 ปีที่แล้ว +2

    እዊ ድርቅና ዜድ 😁😁😁😁😁ጋል ረመፅ ሓፊርኪ😁😁😁😁😁😛😛😛

  • @ሜሪኣክስማዊት
    @ሜሪኣክስማዊት 2 ปีที่แล้ว +3

    ውይውይ ይሩጉየይ ፕራንክ እዩ ኣጆኪ

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣሕዋትኪ ድየን😢😢

  • @ፍቕረይሚስጢርኩንንኹሉ
    @ፍቕረይሚስጢርኩንንኹሉ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ከመይ ሓሳዳት እየን🤨😢

  • @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ
    @ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ 2 ปีที่แล้ว +1

    Ayzoki mareyy nkulu gez alew ketkeymen eki

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q หลายเดือนก่อน

    ይርጉዋይ ለባመይ💗🎉

  • @titihabeshawit4792
    @titihabeshawit4792 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቃተይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ዝርብሽ ድምፂ ኣለክን ኣስተካክልኦ ሓፍትኪ ቲቲ ጋል ትግራይ🥀❤🥀❤🙏

  • @ابوبكرابوبكر-ذ1ح
    @ابوبكرابوبكر-ذ1ح หลายเดือนก่อน

    ዋይ ክጭክና😢❤ ኢሩጉየይ ፅሪት

  • @gsas4971
    @gsas4971 11 หลายเดือนก่อน

    እወይ ከምዚ ዓይነት ብራክ መፃለኢ እዩ ጋል ረመፅ ንምንታይ ግን😥😥😥💘

  • @sdghx5665
    @sdghx5665 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕማ እምንቲ ዓሪኪ ኣላትኪ ማርያምን ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዋ ንስክሎ ገብዚ

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
    @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ 2 ปีที่แล้ว

    አጆኪ ይረጉዋይ መዓረይ ግን ከይትቅየምየን

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    አጀኪ የርጉየይ አብ አሕዋት ዘሎእዩ ከይትቅየምየን

  • @ጓልዞምቶኪሶምዘይስሕቱ
    @ጓልዞምቶኪሶምዘይስሕቱ 2 ปีที่แล้ว +2

    ርግፀኛ እየ ይሩጉየ ፕራክ ከም ዝኮነ🥺👊

  • @bitiyamilleht6636
    @bitiyamilleht6636 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወክን ሓላላተይ ይሩጉየይ ክይትቅየምየን😥

  • @abilove3164
    @abilove3164 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ የርጉየይ ጓልነይ ለይሓልፍ የለይ♥️💔

  • @titihabeshawit4792
    @titihabeshawit4792 2 ปีที่แล้ว

    ጋል ረመፀይ መዓረይ ደሓን ኣብ ኩሉ ሓዉ ዘሎ እዩ ኣይትቀየሚ ይርጉዋይ ለ

  • @ቲጂዩቲብ
    @ቲጂዩቲብ 2 ปีที่แล้ว

    Marey effff ahzinatniyy 🥲🥲 ab riyadh abey kebabiyy diki zelekiyy

  • @titijuntawit2939
    @titijuntawit2939 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ኣሕዋት ዘሎ እዩ የርጉየይ ምቅርቲ ኣጆኺ 🙏😢ግን ታይ ኮይነ ሓሪቀ 💔ዛይደይ ከዓ ኣብ ጎድና ኩኒ መዓረየይ ብዝኮነ ቀፅላሉ ኣለኩ ኣብ ጎድንክን

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว

      ፕራንክ እዩ😁😁😍

  • @ጓልዞምቶኪሶምዘይስሕቱ
    @ጓልዞምቶኪሶምዘይስሕቱ 2 ปีที่แล้ว +2

    ይርጉዋይ ኣጆኪ ጓል ነይ ግን ፕራንክ ክኮን ተመንየ ካብኡለ ብወድኪ ሚሒልኪ ብዝኮነ ጠንካራ ኩኒ ዛናተይ እሺ🥺🥺

  • @umlilitigraweyti4632
    @umlilitigraweyti4632 2 ปีที่แล้ว

    ኣይዞኪ ይርጉየ ጥንክር በሊ😍

  • @loveyoumyfamilyandmissyou
    @loveyoumyfamilyandmissyou 2 ปีที่แล้ว +3

    ብዘይካ ጓልኖካ ካልእ ሰብ ሰበብ አዩ 💔😢

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 2 ปีที่แล้ว

    የሩጉየይ ኣይዞኪ ከይትቅየምየን ሓደራ ኣፈን እየን እንበር ልበንስ ኣይጭክንን ኣብ ኣሕዋት ካዓ ዘሎ እዩ ክብረተይ ብዝተረፈ ፍቅርክን የብዘሐዮ ኣሕዋተይ

  • @samarahabsha3639
    @samarahabsha3639 2 ปีที่แล้ว

    ኣጁኪ የርጉየይ💔

  • @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
    @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 2 ปีที่แล้ว +9

    እፉፉ 😭ሞሕሮቆ ጋል ረመፅ በጃኪ አብ ጎን ይሪጉ ኩን ሓደራ🙏❤💊💊❤

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว

      ፕራንክ እዩ የይይይ😉😁

    • @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
      @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@gfftggt6311 ኮሞንተ ከዊፅእ🤣🤣

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ ኖ ጸገም የብሉን ጓል ሃገረይ ጅግና💪💊💝

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว

      @@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 😁😜😜

  • @ተመስገንኣምላክ-ቐ5ዘ
    @ተመስገንኣምላክ-ቐ5ዘ 2 ปีที่แล้ว

    ኣጀክን ቀፅላሉ ምቅራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtigiray138
    @galtigiray138 2 ปีที่แล้ว

    Btami eye harike bekye ewn gn ajoki argued gal remets btami eye zdenkeki

  • @netsanettadele7528
    @netsanettadele7528 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዝያዳይ ግን ክትርድእልን እትክእሊ እቲ ሓሳብ ብጋል ረመፅ ዝመፀ ስለ ዝኮነ ኣሕዚንወንፀገማ ንዓና ንምንታይ ዘይነገረትና ኢለን እምበር ፀገምኪ ወይ ከዓ ድሌትኪ ንዘይምፍፃም ኣይኮናን

  • @mahilove1682
    @mahilove1682 2 ปีที่แล้ว

    ዝተሰማዓኒእዚአ ያ💔🥺

  • @merimeri8722
    @merimeri8722 2 ปีที่แล้ว +2

    ፕራንኪ ክከውን ኣለዎ እምበር እሳተን ብኣኪ ከምዘይጭክና ይፈልጥ እየ 100% እየ ይሩጉየይ😪

  • @madhinmadhin1325
    @madhinmadhin1325 2 ปีที่แล้ว

    ፍቕርኽን የብዘሐዮ ዘን አሕዋተይ

  • @zeydeytube6915
    @zeydeytube6915 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dcfdgf4508
    @dcfdgf4508 2 ปีที่แล้ว

    Ajoki yrguye ab kulu ahwat zelo eyu kulu kea halafay eyu akli bicha

  • @girmayzz1247
    @girmayzz1247 7 หลายเดือนก่อน

    እዚአ ምባአሰ እያ ትመሰል ጓል ረመፅ

  • @whshiweteyekidnglmaryamade7148
    @whshiweteyekidnglmaryamade7148 2 ปีที่แล้ว

    Abaeskten ktgeber Entekoynka nbeynka tgebr Enber nsn yhalyala kabaki

  • @تيتي-ب6ل
    @تيتي-ب6ل 2 ปีที่แล้ว

    እቲ ሓሳብ ንገርኒ ዶ ኣይበልክያን መጀመሪያ ኣብ መጨረሻ ከዓ እቲ ሓሳብ felitkyo ከም ztsenahki tezaribki 😜

  • @umnebiagamawit2368
    @umnebiagamawit2368 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ምቅርተይ😢❤❤

  • @sameraabraha5728
    @sameraabraha5728 2 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍

  • @titijuntawit2939
    @titijuntawit2939 2 ปีที่แล้ว +1

    Yerguyey ❤❤❤💔

  • @hrhf5459
    @hrhf5459 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራተይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @selamtekulu1525
    @selamtekulu1525 2 ปีที่แล้ว

    ክንዲ ኩሉ ማሓዙትኪ ኣለዋኺ እዚአን እውን ኣሕዋት ክብሃላ ድየንባ ኣሕዚንክኒ ማርያመን ይርጉዋይ ሓቦኛ ባዕልኺ ምሽ ኣምፂእኽየን ዝኹሉ ካፊልኪ በስምኣም

  • @gxggxgcgcgxgxt9801
    @gxggxgcgcgxgxt9801 2 ปีที่แล้ว

    እንታይ ባዓል ዘይትነግርና እውን ክብል አየን

  • @melimeli8355
    @melimeli8355 2 ปีที่แล้ว +1

    ግን ንምንታይ 😭☝️

  • @merryyemane4493
    @merryyemane4493 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቋዕ ሞ ተገዝአ ግን ፈሊጠናክን የን ዝመስላ ካብ ኣዘራርባአን ከምተዓዘብክዎ፣ በር ቆልዓ ሒዛ ክትሰርሕ ከምዘይትክእል ይፈልጣ ኢየን ብዝኮነ ንገርአን ፕራንክ ምኻኑ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว

      ኖ ኖ ምፍላጥስ ኣይፈለጣን

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 ปีที่แล้ว

    አጀኪ አብ አሕዋት ዘሎ እዩ ዋላ ንሳተን ውን ብራንክ እዩ እለን እዩን ዝከና ከምቲ ዝበልክዮ እዩ የጠንክረኪ እበር ክትቅየምየን አብልክን ግን ከምዚ ፈታኒ ነገር ስ ይቅረክን ፕራንክ ምግባር ዋላ አትቃየመን እበር ውሽጣ ክስማዓይክእልእዩ

  • @rttr1478
    @rttr1478 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ይሩጉየይ ንሳተን እውን ፕራንክ እየን ዝገብራኣ ዘለዋ ተረዲኢወን እዩ ጎል ረመፅ ፕራንክ ከም ትገብረን ዘላ እና ኣይትቀየምየን ኣሕዋትኪ እየን ዚያዳይ

  • @FtyfGdtf
    @FtyfGdtf หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 2 ปีที่แล้ว

    ፕው ፕራንክ እንበር አሕዋትኪ ከምኡ ኣይገብራን ይርግሸይ ክክክክ

  • @salm4735
    @salm4735 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @jdbhd9946
    @jdbhd9946 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️

  • @gooddboyese4329
    @gooddboyese4329 2 ปีที่แล้ว

    💊💊💊💊💊

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @aamm5215
    @aamm5215 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ghj-q9l
    @Ghj-q9l 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤