ንጓል ረመፅ ጠኒሰ ኢለ ኣበሲረያ ዛይድ ምስኪን

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 133

  • @user-ex2uu9wf3m
    @user-ex2uu9wf3m 2 ปีที่แล้ว +12

    ለባም ጋል ረመፅ ብጣዕሚ ፍልቲ ማሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ደቅነይ ማዓረይ ደስ ክትበላ ኣምላክ ዓደይ ሰላም ይግበረልና ❤💛💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘

  • @hrhf5459
    @hrhf5459 2 ปีที่แล้ว +13

    መናኣሰይና ፍቃዲኡ በረካ ናቀረይኡስ ዉለድዮ ብሓቂ😥😥😥

    • @slamslam54
      @slamslam54 2 ปีที่แล้ว

      ፕራንክ አዩ 😂

  • @user-zy6bx3hi6q
    @user-zy6bx3hi6q 2 ปีที่แล้ว +9

    ለባም ሰብ ብሓቂ። ውህብቶ እግዚብሔር እዩ ውልድ ዋላ ተፀግምካ ዕረ ናጣዓመካ እዩ ዝዕበ ካብኡ ደማ ፃምእካ ትረክብ

  • @user-qe9tb5qq6x
    @user-qe9tb5qq6x 2 ปีที่แล้ว +9

    ጓል ረመፅ ዓባይ ሰብ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ዝሓፌተይ 😘🙏⛪ ወልድኪይ ሃብኒይ ባዕለይ የዕብዮ👌👌👌👌👌👌🙏🙏🙏❤️💛💊💊💊

  • @titijuntawit2939
    @titijuntawit2939 2 ปีที่แล้ว +24

    ከዕብዮ ባዕለይ በለት ጓል ረመፅ ብእውነት ከየድነቅክዋ ኣይሓልፍን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍሉይ ሰብኣውነት ዘለኪ ሰብ ኢኺ ✍️የርጉየይ ከዓ ተፃዊትክላ ❤❤

  • @user-rn4qv2bp3q
    @user-rn4qv2bp3q 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ድሰ ብሃልቲ መሓዙት ኢኸን ጓል ረመፅ ለባም ሰብ እያ ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ኣምላኽ ኣሕዋተይ

  • @user-df5lr9io3x
    @user-df5lr9io3x 2 ปีที่แล้ว +8

    ታዓድልኪ እምነቲ ማሓዛ ኣላትኪ ፈጣሪ ፍቅርክን የብዝሓዮ ምቅራተይ♥️🌿👏

  • @tige7761
    @tige7761 2 ปีที่แล้ว +12

    ቀፅላሉ አሕዋተይ አነስ ለመጀመሪያ ግዜ ሪኤክን ፍቅርን ያብዘሐዮ😍😍😍

  • @selamtekulu1525
    @selamtekulu1525 2 ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ረመፅ ተባዕታይ ንፉዕ እኮ ኢኻ ይርጉየይ ፅቡቅ ገበርክያ

  • @user-qe9tb5qq6x
    @user-qe9tb5qq6x 2 ปีที่แล้ว +10

    ታዓድልኺይ ከምዝኣ መሓዛ አበ ሰደት ዘላትኪይ አይፈላልኽን😘😘😘😘😘

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 2 ปีที่แล้ว +9

    ፅብቅቲ ማሓዛ ኣላትኪ ኣሰየይ ቀፅልሎ

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋውውው ፍቅርክን የብዝሓዮ ዩሩጉየ ቀፅሉሉ ምቅርተይ♥️💛♥️🥀

  • @user-wp2xl6ys9y
    @user-wp2xl6ys9y 2 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ🍀🙏አያ💕

    • @zhraazhraa1794
      @zhraazhraa1794 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ባሓቂ ለባምሰብ አያ

  • @sadsshadw3172
    @sadsshadw3172 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውው ጓል ረመፅ ፍቅር ብጣዕሚ ለባም ሰብ ብጣዕሚ ፈትየያ ኣለልይኒ 💝

  • @habensami8820
    @habensami8820 2 ปีที่แล้ว +9

    ፍቅርክን የብዛሓዮ ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-dt1yn2je4w
    @user-dt1yn2je4w 2 ปีที่แล้ว +8

    ከዕብዮ ኮ ኢላ ዘይደይ ምቅርቲ ማሓዛ ኣላትኪ😘😘

  • @user-hu2eo8iw3s
    @user-hu2eo8iw3s 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውው ጋል ረመፅ ሽኮር ኣይፀላእኹዋን ብጣዕሚ ዓባይ ሰብ ፅብቅቲ ምሓዛ የርጉየይ ፍቅርኽን የብዝሓዮ

  • @user-np2tt6dx3g
    @user-np2tt6dx3g 2 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ዝብል ምሕዝነት እዩ💚

  • @SalamSalam-so6mz
    @SalamSalam-so6mz 2 ปีที่แล้ว +2

    በስማኣም ብሓቂ ኣድኒቀያ ኣሰይይይ ዛሓፍተይ እመብርሃን ትሓልውክን ዘን ናተይ እልልል ኣሰይ ካሊእ ጎል ምኮነት ነይርጋን ስደድዮ ምበለት ነይራ ዋይ ኣሲተይ ዛሓፍተይ

  • @letebrhanlemma8640
    @letebrhanlemma8640 2 ปีที่แล้ว +11

    ክፈትወክን😍

  • @hrhf5459
    @hrhf5459 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ለባማት ቆልዑ❤❤❤

  • @hshehshsjjs5354
    @hshehshsjjs5354 2 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ዝብል ምሕዝነት እዩ

  • @user-mh5iv2rj2g
    @user-mh5iv2rj2g 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋዉዉ ደሰክትብል አሕዋተይ ፅሩያት 💊💊💞💞❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 18 วันที่ผ่านมา

    ዋይይ አረ ኣይተጨንቅያ ምቅርት ዝኾነት ማሓዛ ኣላትክ ውይ ጓል ረመፅ ናይብሓቂ ረመፅ እያ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsarkangaltigray9316
    @tsarkangaltigray9316 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቅራተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-yu6nd9of9e
    @user-yu6nd9of9e 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ትራወት ባዒለይ ከባፂሖ በለት ❤❤❤

  • @yead9890
    @yead9890 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ዛዓርኪኪ ደስ ክትብል ሓበኛ ኣላትኪ ዓርክኪ ፍቲየያ ብእኖት❤❤

  • @user-ce5gn2fr2z
    @user-ce5gn2fr2z 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ለባም❤❤

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 6 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ እምንቲ መሓዛ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hd7du1dr5f
    @user-hd7du1dr5f 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰየየይ ዓረክ ማለት 👌😍😍😍😍😍
    ይረገየይ 😍😍😍😍

  • @tsegahadush8720
    @tsegahadush8720 2 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ጓል ረመፅ ማዓረይ

  • @user-ij8wi8ty8p
    @user-ij8wi8ty8p 11 วันที่ผ่านมา

    ብጣዓሚ ጎበዝ ማሓዛ ኣለትኪ❤

  • @shushayhaftu2840
    @shushayhaftu2840 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ለባም ቆልዓ ወሊድኪ ሃብኒ ዋላ ከዕብዮ ባዕለይ

  • @dammamksa1302
    @dammamksa1302 2 ปีที่แล้ว +4

    ቀፀልሉ ምቅርተይ ❤️❤️❤️💛💛💛

  • @user-jo9br8uk6n
    @user-jo9br8uk6n 2 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ ዘርእና ይበዝሕ ጥነሲ

  • @selamgaltigray8071
    @selamgaltigray8071 ปีที่แล้ว

    ምቅረተይ ናይ ብሓቂ ለባም ጓል ረመፅ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ ደቂ ሪመይ ሽኮራት

  • @user-yh9hq3iu9g
    @user-yh9hq3iu9g ปีที่แล้ว

    ዘዱ ሽኮር ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኪ ብኡነት ካብቲ ዝፈልጠኪ መሊሰ ፈሊጠኪ ብኡነት ልቦናን ሕልናን ዝመላኣ ናይ ባሓቂ ለባም መግለጺ ኣልቦ ዘዱ ሽኮር ከማኺ ይብዛሕ ጽቡቅ እንባር ሕማቅ ዘይ ቅድማ ዲንቂ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ምቁራተይ ።

  • @user-yu6nd9of9e
    @user-yu6nd9of9e 7 หลายเดือนก่อน

    ቐፃል❤❤

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቕርኽን የብዝሓዮ

  • @letebrhanlemma8640
    @letebrhanlemma8640 2 ปีที่แล้ว +13

    ጓል ረመፅ ዓባይ ሰብ😘

  • @cow9570
    @cow9570 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቃት

  • @ysigg249
    @ysigg249 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅሉሉ ዚያዳይ

  • @user-tu5yu8xq9k
    @user-tu5yu8xq9k 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋ ኣቲ ጋል ረመፅ ፅርይቲ ፍጥረት

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣእሚ አድኒቀያ አበሳ መሐዛ

  • @merryyemane4493
    @merryyemane4493 2 ปีที่แล้ว +6

    ክክክክክክክክክክ ሕጂ ዶ ሓይሽ ገፍገፍ ጽቡቅ ገበርክያ ይርጉ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว

      ንስኺ እውን እማ ፅቡቅ ገይርኪ ርኸብለይ ሃየ

  • @titijuntawit2939
    @titijuntawit2939 2 ปีที่แล้ว +2

    Waww btaimi des zbl prank eyu yerguyey ✍️gal remets kea mo keyednekkwa ayhalfn btaimi btaimi sebawnet zelewa seb eya ✍️

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ነዚ ቤት ይኩን
    በርትዒ መዓረይ❤

  • @hyhh3875
    @hyhh3875 2 ปีที่แล้ว +12

    ዋውው ደስ ዝብል እዩ ❤❤❤❤❤

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว

      ንስኺ ተሪፍኺ ክክ

    • @titijuntawit2939
      @titijuntawit2939 2 ปีที่แล้ว

      መዓልትካ ተፀበ ወዲ ተካ 🤣🤣❤❤❤

  • @sarongaltigeray6478
    @sarongaltigeray6478 2 ปีที่แล้ว +2

    sey lebam seb🙏🙏🙏💊💕💕

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @user-ds1jf9qn9b
    @user-ds1jf9qn9b 5 หลายเดือนก่อน

    wowww

  • @znabuberihu6321
    @znabuberihu6321 2 ปีที่แล้ว +1

    wawwwwwww gal remets ashenifa fliy zbele ayu zro zro ketslalu

  • @zdrayamedia8595
    @zdrayamedia8595 2 ปีที่แล้ว

    ሽጋታትይ

  • @user-wi3xj6gb1i
    @user-wi3xj6gb1i 2 ปีที่แล้ว

    መልካም ጓደኛ የህወት ዋስትና ነው💞💞

  • @GeniYouTubeChanel
    @GeniYouTubeChanel หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zenapzeenap-6716
    @zenapzeenap-6716 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመነ ጥዕናን ያሃብክን❤❤❤❤

  • @user-be9kc3qy5h
    @user-be9kc3qy5h 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ገበረክያ ይርጉ ዓይነይ

  • @user-fw5hb6bh8s
    @user-fw5hb6bh8s 2 ปีที่แล้ว +2

    የርግየይ ማራ እየ ዝፈተየክይ ግን ሳራሓ ቃዕምክይ ዘይተኣትይ ማለተይ ዘይትእልሽይ ልወድክይ ሓገዝ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  2 ปีที่แล้ว +2

      ቆልዓ ሒዘ ክሰርሕ ኣይደልየንን ስብኣየይ ንወደይ ሓገዝ እሞ እንታይ ምንም ኣይስኣንኩን ለዛም ሕልፊ

  • @akdh2633
    @akdh2633 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tgray1588
    @tgray1588 ปีที่แล้ว

    ❤❤💛💛

  • @xaddhaxg8363
    @xaddhaxg8363 ปีที่แล้ว

    ምቅራትይ ❤️❤️❤️❤️❤️🥀🥀🙏

  • @user-rm4nf6sh1r
    @user-rm4nf6sh1r 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐

  • @sjsughjdjd1130
    @sjsughjdjd1130 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 ปีที่แล้ว

    💞💜💗💝

  • @zdrayamedia8595
    @zdrayamedia8595 2 ปีที่แล้ว

    ውላለይ ዜድ

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @user-pm4ie1ro5x
    @user-pm4ie1ro5x 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abw7298
    @abw7298 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙቁራት❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍

  • @user-ds1jf9qn9b
    @user-ds1jf9qn9b 5 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes247 7 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉

  • @fjidu8690
    @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

    💞💞💞💞👍👍👍👍

  • @asedmngashe315
    @asedmngashe315 6 หลายเดือนก่อน

    ስላም ስላም ንዒኺ ክብርተይ አንዃዕ ብስላም ምፂአኺ ደመሪኪ አለኩ ብቅኒንት ደመሪኒ❤

  • @user-fq7qg8rx8s
    @user-fq7qg8rx8s 2 ปีที่แล้ว +3

    ፍቅርክን ዮብዘሐዮ

  • @user-fw5hb6bh8s
    @user-fw5hb6bh8s 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ኣሕጋሳትን 😥 ኣና ኣጀክ

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ደስ ክትብላ

    • @gjutta6669
      @gjutta6669 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 2 ปีที่แล้ว +3

    ሙቁራት🥰🥰🥰

  • @user-yd3sf1of1d
    @user-yd3sf1of1d ปีที่แล้ว

    ጓል ረመፅ የኔ ውድ❤

  • @fjidu8690
    @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

    ✅✅✅✅✅❤❤❤

  • @user-wl3to3yj7l
    @user-wl3to3yj7l ปีที่แล้ว

    ጋል ረመፅ ዓባይ ሰብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን💙🙏

  • @SaraSara-ji6gr
    @SaraSara-ji6gr 6 หลายเดือนก่อน

    ❤😍😍😍

  • @shewitnuguse3429
    @shewitnuguse3429 2 ปีที่แล้ว +1

    😘😘😘😘😄

  • @user-bo3my8pu6z
    @user-bo3my8pu6z ปีที่แล้ว

    ስሓቅ ሞይተ ይርጉየ ምሳኺ😂
    ጓል ረመፅ ግን ዋው ለባም ሰብ😍

  • @aadugaltgray7465
    @aadugaltgray7465 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ፍቅርኽን ይብዛሕ❤❤❤🙏🙏🙏🥀🥀🥀

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy หลายเดือนก่อน

    እምንቲ መሓዛ❤❤❤

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ኮ ዜዱ ኮ ፃዕዳ እዩ ልባ😂❤❤❤❤ንኩልክን ሳብስክራይብ ክገብረልክን ዩቴባ ንገርና❤❤❤❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍቅርኽን የብዘሐዮ ሙቁራት

  • @user-bc4jt5tq9p
    @user-bc4jt5tq9p 6 หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘😘❤️❤️❤️

  • @SalamSalam-so6mz
    @SalamSalam-so6mz 2 ปีที่แล้ว

    ኣሲተይ ፅሩያት ፍቅርክን የብዘሐዮ ዘን ናተይ ኣይፈላሊክን ፈጣሪ ፅሩያትይ

  • @user-jb1kt3fs8z
    @user-jb1kt3fs8z 22 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ምቅርቲ❤❤❤

  • @nabiatharagot4053
    @nabiatharagot4053 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ምቅረቲ

  • @user-lf7fc3rp9b
    @user-lf7fc3rp9b 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ለባም ኢኪ 💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q ปีที่แล้ว +1

    ይብል ማሓዛ ፍቅርክን ይብዛሕ❤

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብሸሪ ምቅርተይ ኣብ ጎድንኪ ኣለና

  • @user-qe9tb5qq6x
    @user-qe9tb5qq6x 2 ปีที่แล้ว +2

    😘😘😘😘❤️💛💊💊💊💊⛱️⛱️⛱️⛱️

  • @whshiweteyekidnglmaryamade7148
    @whshiweteyekidnglmaryamade7148 ปีที่แล้ว

    Ajoki mamaye gobzi

  • @user-hc7yw5md7g
    @user-hc7yw5md7g 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቁራት👏 ወዲ ረመፅ ክፈትወካኮ💖💖🤗

  • @user-ec2ln4mp7s
    @user-ec2ln4mp7s 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤wowŵwww

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 5 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ማሓዛ ብእነት

  • @selamabrah6512
    @selamabrah6512 7 หลายเดือนก่อน

    ፍቅርክን የብዛሓዮ

  • @user-nc4xl8bi3i
    @user-nc4xl8bi3i 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ጋል ረመፀይ