New Eritrean Serie Movie 2025 - Welodoy part 69 //ወሎዶይ 69 ክፋል By Memhr Weldai Habteab

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 547

  • @SAMI_SHOW1
    @SAMI_SHOW1 12 วันที่ผ่านมา +370

    9 ወርሒ ተጸቢና ሰበይተይ ሎሚ ሓሪሳ ዕልል ዕልል ዕልል።ቆልዓ ዝፈቱ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ

    • @Galeri-u8x
      @Galeri-u8x 12 วันที่ผ่านมา +3

      Tdgem ala eza comment

    • @saimonmerhawi4579
      @saimonmerhawi4579 12 วันที่ผ่านมา

      ​@@Galeri-u8x😂😂 Tdegagem ala imber hamus hamus ya mesleni Thars

    • @Arka757
      @Arka757 12 วันที่ผ่านมา +1

      እንቋዕ ብሰላም ተገላገለት እሞ❤❤ግን ዶንግያ ዶ ሓቀይ 9 ወርሒ ምሉእ ተጸቢኹም ፖውውውው

    • @ንኩሉግዜኣለዎ-ሐ1ቐ
      @ንኩሉግዜኣለዎ-ሐ1ቐ 12 วันที่ผ่านมา

      Kemey eyu ezi neger hadar kab tgebru eko gena hji eyu 8 werhkum thzu zelekum hsebela dea 😂 ❤

    • @AlemTadese-bv1xn
      @AlemTadese-bv1xn 12 วันที่ผ่านมา +1

      ሱመን መፀት ድያ ትወልድ ምሽ ኣብቲ ቀዲሙ ዝወረደ ውን ሓሪሳ ትብል ነርካ😂😂

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 13 วันที่ผ่านมา +311

    Welcome back ❤❤❤ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ትሓልኹም ኩልኹም ተኸታተልቲ ወለዶይ ❤❤❤🙏🙏

    • @saliemande1200
      @saliemande1200 13 วันที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏 🙏 🙏

    • @MedaGhirmay
      @MedaGhirmay 13 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን(3)❤

    • @Abiakal3rd
      @Abiakal3rd 13 วันที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏

    • @BikeBike-r2b
      @BikeBike-r2b 13 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

    • @user-SenedAbrham
      @user-SenedAbrham 13 วันที่ผ่านมา +1

      🙏🙏🙏

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham 12 วันที่ผ่านมา +103

    ኣኣብ ዘለናዮ ስላሰ ይልወና ኣሜንንን።

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @HaregEntertainment-j1d
    @HaregEntertainment-j1d 13 วันที่ผ่านมา +236

    ትጭነቅ ዘለካ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 13 วันที่ผ่านมา +2

      በሊ በልና ኢልናኪ

    • @Sami-id7ni
      @Sami-id7ni 12 วันที่ผ่านมา +1

      Neza zeyttekm subscribe kndzi lmena thanks gn sle klu mrka❤❤❤❤❤

    • @MhiretabYemane
      @MhiretabYemane 12 วันที่ผ่านมา +1

      Abiet lbona

    • @htthtt5890
      @htthtt5890 12 วันที่ผ่านมา

      እሺ❤❤

  • @ግርማሓፍቲኣሴየ
    @ግርማሓፍቲኣሴየ 12 วันที่ผ่านมา +26

    አረ ዝድራማ ወልፊ ሒዛተኒ እዋይ ሰሌየ 😂😂😂 ሓፍቲኩም ጓል ትግራይ🙏❤💊

  • @sultanalisultanali4588
    @sultanalisultanali4588 12 วันที่ผ่านมา +76

    ፍቅርን ትሕትናን ዘለዎ ከም ጆሲ ዝበለ ሰብኣይ ይፍጠረልክን ኣምላክ ኣሜን በላ እንኳዕ መወዳእታ ተኻሓስካ ጆሲተይ ❤🙏

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 12 วันที่ผ่านมา +29

    ናሰሌየ መርዓ ብሰላም ክሓልፍ አለዎ በጃኩም ዛፊልሚ ክይትባላሸ😢❤

  • @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
    @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 12 วันที่ผ่านมา +46

    ኣብ መርዓ ተበጺሓ ድኣ ተወዲኣ በሉና ምበር ወሎዶይ እታ ዝበለጸት ፊልም እያ ክብረት ይሃበልና ብዙሕ ከሲብናላ ኢና😊

    • @RutaGere-o1y
      @RutaGere-o1y 12 วันที่ผ่านมา

      We will yet see the fruit of their children

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @wedimemhirmebrie9774
      @wedimemhirmebrie9774 10 วันที่ผ่านมา

      ብጂ ኢዩ ዘሎ እቲ ፊልም ኣይትውዳእን ኢያ " ገዳም፣ሕነ ክፈዲ ኢዩ ኣብ ማእከል ዳስ 😮😮😮😢😢

  • @ምሰኩሉብፍቅሪ
    @ምሰኩሉብፍቅሪ 12 วันที่ผ่านมา +17

    ኦ አምላክ ከም ናይ ሰልየ መጨረሻ አስምረለይ ❤ሓደራካ መምህር ወልዳይ ዛመራዓ😢😂😂😂

    • @Sun-x3f-rh
      @Sun-x3f-rh 12 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ውን ፈሪሐ ኣለኹ ገዳም ሰራዊቱ ልኢኹ እዛ ውራይ ከይብትና😢😅።

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@Sun-x3f-rhደምርኒ ክብረተይ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 13 วันที่ผ่านมา +28

    ወሎዶይ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ኣሕዋትና 👌💙💙🥰👏

    • @MHelu-w6u
      @MHelu-w6u 13 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤

    • @tsgeridamarkos118
      @tsgeridamarkos118 12 วันที่ผ่านมา

      25:45 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@MHelu-w6uደምርኒ ክብረተይ

  • @Flokig-e7f
    @Flokig-e7f 12 วันที่ผ่านมา +33

    ተጋሩ ዶ ንበዝብ ዋላ ኤርትራውያን እዛ ፊልም ንከታተላ ተጋሩዋኒ ረጊጽኩምኒ እስከ ሕለፉ ቁጽርና ንምፍላጥ🎉

    • @arontemesgen4178
      @arontemesgen4178 12 วันที่ผ่านมา

      Kuxreka dea n debrixen heteto 😮

    • @2024-c3b
      @2024-c3b 12 วันที่ผ่านมา +1

      ናትና ኩሉ ግዝየ እንድዩ ዝስሕበኩም ተጋሩዋኒ

    • @سلام-ز6ت4م
      @سلام-ز6ت4م 3 วันที่ผ่านมา

      ትግርኛ እዩ ዝምስጠና🙄​@@2024-c3b

  • @NaomiTesfay-zi5ri
    @NaomiTesfay-zi5ri 13 วันที่ผ่านมา +19

    Kolel bezihwa eza movie

    • @weletekiros2334
      @weletekiros2334 13 วันที่ผ่านมา +2

      Ya ajewjew abzihu king meselchew😊

  • @Asmarashkor
    @Asmarashkor 13 วันที่ผ่านมา +32

    Ms Afkaritey tearikna emo merkuna😊❤

    • @FtawTekie
      @FtawTekie 12 วันที่ผ่านมา

      Fqrkum yebrklkum nty🥹❤️kemzi natkum neana😢

    • @GMSMFAGFBRF
      @GMSMFAGFBRF 12 วันที่ผ่านมา +3

      ፍቅርኹም ጽኑዕ ይኹን፡ካብ ፌክ ፍቅሪ የድሕንኩም❤ ጽቡቅ ናይ ፍቅሪ ግዜ ከተሕልፉ ይምነየልኩም😊

    • @semutewolde5897
      @semutewolde5897 12 วันที่ผ่านมา +1

      Mebalyti yegberkum ❤🙏🌹

    • @SimonDesta-hi6cw
      @SimonDesta-hi6cw 12 วันที่ผ่านมา +1

      Nkndey zakl dea tebaeskum nierkum ane keman n 2 semun tefelaliye aleku

    • @GMSMFAGFBRF
      @GMSMFAGFBRF 12 วันที่ผ่านมา +2

      @SimonDesta-hi6cw ክክክክ ታይ ኣፈላልይኩም ድኣ ወደይ?

  • @ክቡርሰብክቡርነገርይሓስብ
    @ክቡርሰብክቡርነገርይሓስብ 12 วันที่ผ่านมา +4

    Gedamey Keep going Good work handsome boy ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ 👏 Bravo

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 12 วันที่ผ่านมา +10

    ዋይ ገዳምዋ ኣሑዙኑን🎉🎉🎉 ፀላእኻ ሱሱ የበል😂😂😂😂😂

  • @YkealoWeldehans
    @YkealoWeldehans 13 วันที่ผ่านมา +7

    We god kabza flmi kab aresta jemirka kula tmhrti iya ❤

  • @Mikieri19622
    @Mikieri19622 13 วันที่ผ่านมา +21

    ኣየ ኬቨን😂😂😂

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል 12 วันที่ผ่านมา +18

    ደራሲ ግን ቡልጽ👌

  • @gualeri5114
    @gualeri5114 12 วันที่ผ่านมา +4

    ራህዋ ዶ ትርሓስ ወልደገርግሽ😂🤣
    ሰሌ ሽም ናይ ሓትንኡ ረሲዕዎ😂

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 12 วันที่ผ่านมา +3

    ዋውውው ደራሲ ግን ብልፅ❤🎉

  • @fgft2518
    @fgft2518 13 วันที่ผ่านมา +11

    ገዳመይ ሽኮር 😢 በሎ ደኣ ከይትገድፎ ሰሌ መላጥ😁😁😁😁🤣🤣🤣🤣

  • @meharigebre6440
    @meharigebre6440 13 วันที่ผ่านมา +20

    ኣይትሓሱ ሰልየ😂😂😂😂😂

    • @MHelu-w6u
      @MHelu-w6u 13 วันที่ผ่านมา +3

      ደምርኒባ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @HdTz-xn8ir
    @HdTz-xn8ir 12 วันที่ผ่านมา +6

    ኣይ ኡፍ😢 ታይ እዩ ፊልሙ 𝑏𝑧𝑘𝑜𝑛𝑒 𝑏𝑠𝑒𝑙𝑎 𝑚𝑥𝑢 𝑒𝑠𝑡𝑖❤❤❤😢

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @Abab-kj5mu
    @Abab-kj5mu 12 วันที่ผ่านมา +1

    Hjis darga tewda Entay kneri ina derhi Eza kali kulu filmtat km gele eza terha eye zfetwa nere😢😢

  • @positivelythinking9591
    @positivelythinking9591 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነ እካ ዝገርመንስ እዞም እንዳ ጆስስ ኣክልዎም ድዮም ደገ ደገ መዋእሎም ክምስሑ ፣ከመይ እሎም ድኣዮም ሓዳር ክገብሩ

  • @merhawiWelday-fd4dx
    @merhawiWelday-fd4dx 13 วันที่ผ่านมา +1

    Deqi Eritrea 🇪🇷 enqa bedhane mexakum ❤❤

  • @YafietTedros
    @YafietTedros 13 วันที่ผ่านมา +2

    Nay King Selie Zkonka Link Aqemt❤❤❤❤

  • @CehkawChekaw
    @CehkawChekaw 13 วันที่ผ่านมา +9

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኪንግ ሴሌ ዝናፈቀ ❤❤❤

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w 6 วันที่ผ่านมา

    እፍ ሰልየ እና ሓፍትኑኡ ጉራ ኣብዝሖም🙄

  • @RobelAmbes
    @RobelAmbes 10 วันที่ผ่านมา

    Solo king 👑🎉🎉🎉 deki erey mearey 🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 13 วันที่ผ่านมา +13

    ግናይ ሰብ እንበር ግናይ ግዜ የላን ህ ኣፍ ዘይብሉ ግዜ

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 12 วันที่ผ่านมา +5

      ወሪድዎ ግዜ፡ ሰብ'ዩ ግናይ ፡ ሰብ'ዩ ሰይጣን። ሰይጣን ዝብሃል ነገር ኣሎ ኢሉ ዝኣምን እንተሎ፡ ብዙሕ ትምህርቲ ምውሳኽ የድልዮ!

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @aman6148
    @aman6148 10 วันที่ผ่านมา

    Welcome back deqi eri ❤ king solo

  • @HuruyMebrahtom-l6o
    @HuruyMebrahtom-l6o 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኤቨን ዓቢ ሰብ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hahahshaj4519
    @hahahshaj4519 13 วันที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤❤❤እንኮዓ ብስላም መፃእኩም

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 13 วันที่ผ่านมา +4

    ሰልየዋይ መሕረር መጨረሻካ እስኪ የፀብቀልካ 😂

    • @thth3221
      @thth3221 12 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😅

  • @FathumaSaed-p4g
    @FathumaSaed-p4g 13 วันที่ผ่านมา +1

    tibukti movie Deki Erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @firyfiryfiry-m9m
    @firyfiryfiry-m9m 13 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውውውው❤❤❤❤

  • @enate-
    @enate- 12 วันที่ผ่านมา +6

    ርግጸኛ ኮይነ ክነግረኩም እዛ ፊልም ትዉዳእ ኣላ ገዳም ን ኤቨን ደዊልሉ ኣሎ ብዙሕ ሰብ ዳዕዋ ክገብሩ ኢዮም ይብል ኣሎ ግን ኣይኮነን ገዳን ከም ዝበደለ ተረዲእዎ ኣሎ ኣብቲ ዝተኣከብሉ ይቅረ ክብል ኢዩ እታ ፊልም ከኣ በቃ ብ ይቅሬታ ናቶም ክትዉዳእ ኢያ ጆሲ ናይ ዓዱ ይምለስ ኣሎ ኣሮን ከኣ ነታ ናይ ካናዳ ኮይስ ኢልዋ ኢዩ ፊልም ተወዲኣ ቻው ወለዶም ጹቡቅ ግዜ የሕሊፍና ብሓቂ ደስ ዝብል❤❤❤❤❤❤

    • @2024-c3b
      @2024-c3b 12 วันที่ผ่านมา

      እዋይ ደራሲ መዓረይ

    • @saimonmerhawi4579
      @saimonmerhawi4579 12 วันที่ผ่านมา

      ደራሲ ምምህር ወልዳይ ኢካ ንስካ ፍሉጥ በዚኣ @enate ትጽሕፍ ዘለካ😂

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 13 วันที่ผ่านมา +4

    ተገኘ ገዳም 💪💪💪🤔🤔😂😂😂❤❤😋😋😋😋

  • @LiliYtba
    @LiliYtba 13 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መጸኡኹም❤❤

  • @MaekleweldayHabtezghi
    @MaekleweldayHabtezghi 13 วันที่ผ่านมา +4

    Kkkkkkkkk ata moyte 😂😂😂😂😂😂 bsahk king 👑 Solomon

  • @SandroSG19
    @SandroSG19 13 วันที่ผ่านมา +2

    Ewuyyyyy ane's king selie yferhalka aleku

  • @Siemhagos-m5e
    @Siemhagos-m5e 12 วันที่ผ่านมา

    Sabela ktsreq alewa ktnewh ta film nfuat bhaqi ❤❤❤❤

  • @WediTeklay-t2n
    @WediTeklay-t2n 12 วันที่ผ่านมา +11

    ከም፡ኣስመሮም ኣቦ ከም፡ሰሎሙን ሰባይ ኣይሃብካ

  • @HaftomHadush-s3u
    @HaftomHadush-s3u 7 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ናብ ፍፃመ በፃሑኹም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FilimonGoitomFilimonGoitom
    @FilimonGoitomFilimonGoitom 13 วันที่ผ่านมา +2

    enka bselam bexakmum ❤❤❤

  • @HhHh-lf4ff
    @HhHh-lf4ff 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ዋው ደራሲ ግን ይበል🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HaniKidane-v2d
    @HaniKidane-v2d 11 วันที่ผ่านมา

    Well come deqi Erey ❤❤❤

  • @ZebibGilagabr
    @ZebibGilagabr 12 วันที่ผ่านมา

    Well come ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Hana-u6h
    @Hana-u6h 12 วันที่ผ่านมา

    Deqe rimey ab zelkmo selam❤🎉🇪🇷

  • @RedwanMohamed-x1o
    @RedwanMohamed-x1o 3 วันที่ผ่านมา

    Keing ❤❤❤

  • @Gofawi
    @Gofawi 12 วันที่ผ่านมา

    Congratulations 🎊 solo &sabela ❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @MeashoMengstu
    @MeashoMengstu 12 วันที่ผ่านมา +1

    Ok👍👍

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 12 วันที่ผ่านมา

    Well COME DEKi EREYYYyyy 🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🌹🌹🌹🌹

  • @FhgEgy
    @FhgEgy 12 วันที่ผ่านมา +1

    ገዛ ገዛ ዝኮነ ድራማ ብቻ ትምቸይኒ😅😅🎉❤😊

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 12 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም❤😊❤🎉🎉🎉

  • @SenaytesgaySenay2133
    @SenaytesgaySenay2133 12 วันที่ผ่านมา +1

    Gedam heneka ketfedi aleka 🤣♥️♥️

  • @tsgredagermeygermey677
    @tsgredagermeygermey677 12 วันที่ผ่านมา

    Deki erey marey eka bdahan mxakam❤❤❤❤❤

  • @YoRaWede-v7e
    @YoRaWede-v7e 12 วันที่ผ่านมา +3

    King ሰሎሙን ብታህዲድ አኾ ነፊሕካና ሴለ ሞሕጎል ❤❤❤

  • @Yonasmichiale
    @Yonasmichiale 12 วันที่ผ่านมา

    Xbuq serh my famili🎉🎉❤

  • @MussieHailab
    @MussieHailab 12 วันที่ผ่านมา

    ልክክክ❤

  • @JameaAli-zy6ib
    @JameaAli-zy6ib 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤هههههههه هههههههه والله أنت شطوره

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 12 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ሰሌ ነገር ባዕለይ ሃርመዮ ያ ቶሞ ግሩብ ከ ወደይ መሲባ🤣🤣🤣

  • @wegahtay21-c2f
    @wegahtay21-c2f 12 วันที่ผ่านมา +2

    _ታኾይነ ደኣለይ ብሰሓቅ ጀሚረ ብሰሓቅ ልወዳእኽዋ😂 ገዳም ኣይሳኸዐልካይ ደኣ ይኾን_

  • @AmanualGebre-o9f
    @AmanualGebre-o9f 12 วันที่ผ่านมา

    well come deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaileDge
    @HaileDge 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ well came

  • @AlexJohn-u3p
    @AlexJohn-u3p 12 วันที่ผ่านมา +1

    Gedam nay bihaki sebay nifu ika ab kexsli bikali kixbeyeka ye

  • @HameHame-q5h
    @HameHame-q5h 9 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤

  • @Afewerki-r4e
    @Afewerki-r4e 12 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamyenas
    @selamyenas 11 วันที่ผ่านมา

    ዛ ኣማርኛ ትዛረብ ዝነበረትከ ናበይ ከደት ኣሙፅእዋ ኣብ ናሴሌ መርዓ❤

  • @سلامتخلاي
    @سلامتخلاي 12 วันที่ผ่านมา

    የኔ ማሮች❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamuelGuush
    @SamuelGuush 13 วันที่ผ่านมา +12

    ወሰደ king በዓል ስረ ዝከፈልካ ከፊልካ እንካዕ ኣብዚኣ ኣብጸሐካ ሰሌ ኣስሊ😂❤

  • @abrahamKFLEMARIAM
    @abrahamKFLEMARIAM 11 วันที่ผ่านมา

    ታይዓይነትዩዚ ዶሮና ኣዐንትና ወዲኡና ዘይባህልና ቦኾኽቦኾኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @micheqlgebremeskel4426
    @micheqlgebremeskel4426 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉መምህረይ ቡሉጽ ስራሕ edumn tanun yhapaki featri ንበረልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉

  • @lulueyob2163
    @lulueyob2163 12 วันที่ผ่านมา +1

    King sele yahooo😂😂😂😂😂😂

  • @wedi-bereket
    @wedi-bereket 13 วันที่ผ่านมา

    Well come back Wolodoy ❤❤❤❤❤

  • @yakiem26
    @yakiem26 12 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 12 วันที่ผ่านมา +1

    ገዳም ጠረዉ 🙆‍♀️🙆‍♀️

  • @rusomamare6125
    @rusomamare6125 12 วันที่ผ่านมา

    Way sle king 🤴

  • @HopeTVeri
    @HopeTVeri 12 วันที่ผ่านมา +1

    Abza nay selie mera si knkeyd alena. Blackebel kncherm

  • @SemiraWahabey
    @SemiraWahabey 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝፈትዎ ፌልም በተለይ ኪንግ ሴሌ❤❤❤❤

  • @JemalSaho
    @JemalSaho 11 วันที่ผ่านมา

    King selemun king of African 😅😅😅😅😅🎉🎉🎉🎉❤❤❤indi mis sebeytika

  • @medhanyehaile5072
    @medhanyehaile5072 12 วันที่ผ่านมา

    King Sele malet kef aleka man kkkkkkkk♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Shhhs-i8b
    @Shhhs-i8b 12 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ድሪማ ውላደይ ❤❤❤❤

  • @rigoghirmay7932
    @rigoghirmay7932 12 วันที่ผ่านมา

    selamt kuberat yhewat btami xibqti Film gen nzestewel kulukm ab hade bota tserhu konkum zekal ente koynu amhayishuo

  • @nohmehari5499
    @nohmehari5499 13 วันที่ผ่านมา +1

    bluxat tewasaeti ekum mara ftw eya zeblekum ❤❤❤

  • @ZfanZfan-r8b
    @ZfanZfan-r8b 12 วันที่ผ่านมา +1

    ሷኲሪይብ ግበርተይ❤

  • @GebrihiwetWeldegergis
    @GebrihiwetWeldegergis 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉weww

  • @YoniLove3082
    @YoniLove3082 13 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome ❤❤❤❤❤❤

  • @BdhfhdhhdhdhfHdhdhdhdhdhgddhe
    @BdhfhdhhdhdhfHdhdhdhdhdhgddhe 10 วันที่ผ่านมา

    ዝፈትዋ ፊሊሚ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HddgehSheytgf
    @HddgehSheytgf 12 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂❤ሰልየይ

  • @MaraHaftiEfar
    @MaraHaftiEfar 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @GdfYxfg
    @GdfYxfg 9 วันที่ผ่านมา

    suzi&josi ymocekum❤❤❤❤

  • @hadishbrhane5783
    @hadishbrhane5783 12 วันที่ผ่านมา

    We got you King
    Blue and white 💙💙🤍

  • @FantaGuha
    @FantaGuha 12 วันที่ผ่านมา

    Yes

  • @zergabernati
    @zergabernati 12 วันที่ผ่านมา +1

    Eza film ab 70 kifal ktwudaa eya tblu alekum do

  • @Challeng5468
    @Challeng5468 12 วันที่ผ่านมา

    King sol super

  • @BiniamTeklay-k2j
    @BiniamTeklay-k2j 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o 12 วันที่ผ่านมา +1

    ትግርኛ ድራማ ፁቡቅ ናሰራሕኩም ትመፁ ኣብ መወዳእታ ግን ተባላሽዋኢኩም እዚኣ ግን ሓደራኩም ከይተባላሽውዋ ብፁቡቅ ፈፅምዋ

  • @ኮራለይ
    @ኮራለይ 13 วันที่ผ่านมา +2

    Bingo