ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #40

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 215

  • @logbiba2500
    @logbiba2500  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    Kampala ዘለኹም መጽሓፍ በዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቁጽሪ ብምድዋል ክትገዝእዋ ትኽእሉ ኢኹም !!
    +256 709 416851 (Dawit).
    ካብ ሃገር ናብ ሃገር ከበጻጽሕ ናይ ገንዘብን ግዜን ብዙሕ ክሳራታት የጋጥመኒ ስለዘሎ ፡ ዘይበጽሓትኩም ሃገራት ብዓቅሊ ክትጽበዩኒ ብትሕትና ይሓትት !!
    እንተፈቲኹሞ Like ኣይትረስዑ !! Thanks.

    • @PeterTesfay-b2w
      @PeterTesfay-b2w 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Bro selam diu 😢 bi Tigiren hidaribin negireka xihifelika eka migidas abikha 😢bi tiger efeteki bi Hidarib Ariyanok 😢

    • @bereket-v9f
      @bereket-v9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Thanks for ❤❤❤ bro

    • @TmaliLomiXbahShabya
      @TmaliLomiXbahShabya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Habibi mszom nay Angola 🇦🇴 entay xeli dyu zeleka welas tesafinaka nerna eina

  • @RobelTesfalem-qj5gc
    @RobelTesfalem-qj5gc 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰላም ሎግቢባ ቅኑዕ ብጻይ ብተቅርቦ መደብ ቡዙሕ ንዘናጋዕን ንማሃርን ኢና ልኡል ሓወይ ጆርጆ ገብረስላሴ ዝብሃል ኣብ ኣሜሪካ ዝቅመጥ ብዛዕባ ኣብ ልብያ ዘለና ስደተኛ ንስሌና ኣብ ጎድንና ኮይኑ ደዉ ኢሉ ዝተኣሰሩ ኣፍቲሑ ካብ ኣፍ ሞት ብዙሓት ትንፋስ ዉን ኣድሒኑ 'ዩ:ካልእ ይትረፍ ብዛዕብኡ መደብ ኣዳልዉ ንዑኡ ሪኦም ዝብገሱ ሰባት ኣይክስኣኑን እዮም ስለዚ ብዛዕብኡ ዳህሳስ ግበር ዕዮ ገዛ ትኹንካ ካብ ተኻታተልትኻ ኣብ ልብያ ዛንዙር ዘለና። Good luck❤❤❤

  • @Benhur-i2j
    @Benhur-i2j 17 นาทีที่ผ่านมา +2

    Single=ጥውይ ጨርቂ😅

  • @EritreaAa-mc8tj
    @EritreaAa-mc8tj 47 นาทีที่ผ่านมา

    ሎቤባ ሀወይ ብጻእሚ ኢካ ንፍእ ከማካ ይብዝሁ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HenokZerisenay
    @HenokZerisenay 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ab Eritrea kab mirayn midnakin halife bi comment kixhfelka mibkey bitami iye higus ,,Model nayzi zelo welodo ika keep going❤❤❤❤❤❤

  • @SeimFishaye-d3x
    @SeimFishaye-d3x 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Biba logbiba ሃባ ሓባ ሓባ
    ያላ ያላ በላ
    ከይተዝሕላ ኣንታ መልሓሲስታ😂😂
    ገለ ዓይነት መደብ keep it up ኣይተሕጽራ ኢኻ ግን ሓደራ።🎉🎉❤❤

  • @maryameyawahesnayhiwetey9422
    @maryameyawahesnayhiwetey9422 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Singel/ንጽል ሰብ ማለት መጻምድቲ ዘይብሉ or በይኑ ዝነብርን ናይ ገዛእ ርእሱ ዕለታዊ መነባብሮ ዘማልእን ሰብ እዩ ። ወይ ከኣ ኩላ ነናታ ሒዛ ኣነ በይነይ ተሪፈ malet eyu 😂
    Police ሓላዊ ህዝባዊ ስርዓት/ ቅልጽም ሕጊ/
    ቅልጽም ህዝቢ /ኣገልግሎት ህዝባዊ ድሕነት
    By the way betami eye zdnqeqa swhat ezeni ayney🙈
    medbka kea kulu gezi bhto mexewi entetgbrelna des mbelni qexelo bro
    i enjoy you're video every time
    keep it up!!

  • @amingo2915
    @amingo2915 37 นาทีที่ผ่านมา

    Single = ነጨበረር
    ኣብታ ናይታ ላም ግን ፡ ዓረም ምእንቲ ክትሕለብ ናይቲ ዝመተ ብተይ ቆርበት ጌርካ ዝስራሕ( ብተያ መሰልዋ እንዳ ልሓሰቶ ምእንቲ ክትሕለብ ) እምበር ንዓኣ ዝውኽል ኣይኮነን ። ዘየለ ህሉው ንምሳል ዝግበር ጥበብ።ናይ ናሆም ፊልም ትግርኛ #ዓረም ተሪኢካያ ንምርድኣ ዝቀለለት ያ

  • @SirakSiku-d9d
    @SirakSiku-d9d 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጻይ ቁኑዕ keep going Log_biba man❤💚

    • @mardokai
      @mardokai ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bxay qunue 💚🫡

  • @GebreabZeray
    @GebreabZeray 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Single -ንጽል

  • @kidich
    @kidich 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Omg😂😂😂😂 eza abnet natka qetilatna logbiba keep it up 🎉🎉🎉

  • @filontesfamarian5297
    @filontesfamarian5297 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ነጨ በረር single

  • @YordanosEyob-k7d
    @YordanosEyob-k7d ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logbiba bxay qnue hawey btaemi eye zednqeka keep going brother

  • @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ
    @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወዲሹቐይ 🌹እንካ መልሲ..Police ብትግርኛ👉 ዘብዐኛ ይባሃል!!👉Single=ንብሕቱ/ታ ቀዳማይ Single "ንብሕቱ" ብዘይ ዝነበረ-ድማ ብትግርኛ 👉ኣዳም ይበሃል..ንሄዋን ከይተቓጠባ ከሎ🤠✌

  • @FthiKabhlnau
    @FthiKabhlnau ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሎግቢባ ሴፍ 1 ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ዝሓለፈ ሸለል ጋቢዝካያ ዛ ሕቶ ሕጂ ውን ኣይግአድፈካን እየ ንወዲ ኣስመራ ምእማን ማለት ንዱሙ ጸባ ሓልውለይ ምባል ማለት እዩ ትብል ዘረባ ከም ወደስመራ መጠን ከመይ ትገልጻ ትሓትት ኣለካ ንሓትት ኣለና ተበላጺ ኣይትኩን ሎግቢባ the best good luck

  • @teweldemebrahtu1178
    @teweldemebrahtu1178 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሎጊባ ሓወይ ብጣዕሚ ኬፍ ኣለካ ሲንጊል ዳኣ (ቡሑታዊ) ይባሃል❤❤❤❤

  • @Samri800
    @Samri800 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Logbiba nay hmam,ane zgermeni bzaeba eza logbiba tbillni nick nameka trguma tezaribkala zeytfelt knfelta ndeli sebat Alena sle ztekataena so keythalfa ab next anbba eka(gdeta) ente zeykoynu 🔔 kshb eye . 😁

  • @LuniFisehaye
    @LuniFisehaye 47 นาทีที่ผ่านมา

    welcome logbiba❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mehariessak
    @Mehariessak 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Halal hawey mexhafka anbibey bxami des tbl buzuh kaba temahire bflay abta weledi tbl hadeneger kbleka meilatat ዕዉት hiwet b yonas hayle abey krekba ykal tegediska melseley lulllll bal mulu tesfa ❤❤❤❤

  • @marhd997
    @marhd997 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Logbiba hawey arem eka ay koneten I promise you nadi dewile melsi kmxalak arem eka wlada ms mote wey ka ms haredkayo eti nay btey neshtoy korbet eu arem zbhal etia singel ka ነጨበረ eu zbhal bzyada ka ab nay hagos Eruru derfi alatka police stop ambulans zblu kalat ab bzuh qanqatat trgum ay trekbelomn eka wedhanka ❤habibi

  • @mardokai
    @mardokai ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bxay qunue my favourite 👑🙌

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 8 นาทีที่ผ่านมา

    single ንጽል, ባሕታዊ, መጻምድቲ ኣልቦ, በይናዊ ወዘተ

  • @DEJUDR4
    @DEJUDR4 9 นาทีที่ผ่านมา +1

    Single -log-biba ይበሃል።😂😂

  • @BetelihemAmanuel-bf8zj
    @BetelihemAmanuel-bf8zj 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway ane,s afkireka ember entay eye zgebro ❤❤❤

  • @Ruthasgedom373
    @Ruthasgedom373 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logbiba ayney Bteami eye zednikeka senbet buney enda seteku eye sembetey zestemakir ente kone gn kefkireka yjimr aleku temeriaweni eba sdray temeriawi ybluni alew ❤❤❤

  • @SamiSamiWeldu
    @SamiSamiWeldu 43 นาทีที่ผ่านมา

    ናይ Hotspot ምስጢር ኣይተውጽእ logbiba ሓደሽቲ ናይ ሳህራ ኣለዉ ናይ ሊብያ ኣታ ወዲ ንጠራ data ክትውድእ ቀሪባ ኢያ 😂😂

  • @SeareWedeAkbir
    @SeareWedeAkbir 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logbiba berida na lomi habibi

  • @Mercy2023-mg5jj
    @Mercy2023-mg5jj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you bro ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Hagush_gal_kiki21
    @Hagush_gal_kiki21 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well come ምንጪ ሳሓቅና ዝኮንኻ ፍጡር።😊

  • @Hazuhaxuhazuhazardous
    @Hazuhaxuhazuhazardous 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ኣንጎላ ረሲዕካና ሎግቢባ ነብሲ

  • @natnayhaysh
    @natnayhaysh ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Single=ብትግርኛ እህጠርቲ ነብሶም😂

  • @brhanegebru5380
    @brhanegebru5380 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላምካ ይብዛሕ ሎግቢባ መጀመርያ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ማሃርን ኣዛናጋዕን መደብካ።
    ቀጽለ ናብ መልሲ ካኣቱ
    1* ባሕታዊ
    2*በይኑ ዝነብር
    3* ንጽል
    4 *ተመርዕዮም ዝተፋትሑ ካኣ ሓያም ንብሎም ጋል ትኩን ወዲ

  • @bereketdrar4276
    @bereketdrar4276 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single፡ በይኑ/በይና ❤😅 logibiba habibi bflay abti qumt'qumt teblo hasab meqeret alewo ፡ ente Eza mentilemuna :wala 50 edme ngber ayngedfan ena😂😅❤

  • @AiblTesfay
    @AiblTesfay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam du logbiba heway adnaqka ey❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Kubrom-v2o
    @Kubrom-v2o 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logviva bravo as always🎉🎉🎉

  • @MeharitDebretsion
    @MeharitDebretsion ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ልኡል ኣዝየ እየ ዝድንቀካ
    single ማለት በይኑ፡ ብሕታዊ ፡ ነጻ፡ዘይተመርዓወ፡ መጻምዲ ዘይብሉ፡ መሻርክቲ ዘይብሉ፡
    As God willing, I give my opinion and I admire you so much and wish you success in your life

  • @amirpado1438
    @amirpado1438 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    man is so smart uno, eta manka nab kalei mosa megbar eya

  • @Lewuhathewi
    @Lewuhathewi ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam nabelkus logbibaway, Communit ፅሕፈ ኣይፈልጥን ድየ.. ግን like ከም ዞሎ ማለት እዩ ....za መልሓስስታስ 😅😅መዓት እያ ንምንታይ እዩ ከሙኡ ኢልካ

  • @DEJUDR4
    @DEJUDR4 10 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሎግ-ቢባ ጓል እንተትከውን ኔርካ'ስ ምተመርዓኩኻ ነይረ። ግን ወዲ ኮንካ።

  • @halenamotivation5065
    @halenamotivation5065 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከም፡ቲ እኮ ንሓደ ናይ ጎይላ መክበሪኒ ሰነ~ስርዓት ስአን #ኣባጎይላ ንብሎ።ሓረጋዊን፡ዕዮን ትርጉሙ ናይ Police ኣብ ግምት ብምእታው ድማ #ኣባስርዓት ፡ዘርዓይ ስርዓት or መክበርጸጥታ እንተብልናዮ እውን ኣይነውሕን ነውሕ ቃል ኣይኮንን።ን ኣብነት፡ መደበር ፖሊስ... ኣብ ክንዲ ንብል ።#መደብር መክበርጸጥታ ክብሃል ይክእል።እቲ ቅኑዕ ድማ ንሱ እዩ።

  • @RobelYemane-hf5ny
    @RobelYemane-hf5ny 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘይ መሰለ ❤❤😂❤😂😂

  • @kwkw899
    @kwkw899 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክማስየካ ሃሲበ... ኣይትምልስን ኢኻ ዓሕ 😅, i am joking bro ከመስግን እየ መጽኤ Nil and nought 👍👍👍 keep shinning dwag... ክንምጥሎም ኢና 😂😂

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሲንግል ደኣ መሰንገሊኡ ዘይረከበ ፍጡር ትብሎ😂 ሎጊ ❤️❤️❤️🎉

  • @AkliluYohannesHagos
    @AkliluYohannesHagos 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Am de first .....logbiba habibi welahi ane mara eka tekeyfeni bflay ezi natey kulu principley tserqeni zeleka koynu ysemiani alo mara eye zednqeka i hope one day abza medebka mexye vodcast kserh bro ❤❤❤

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ልኡልዋኒ

  • @Etaro1991
    @Etaro1991 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single: ንጽል( ብትግረ ድማ ንጋል እፈተኪ / ንወዲ ድማ እፈተካ ይበሃል)

  • @ssebinaandru8833
    @ssebinaandru8833 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንጽል ( ዉጭ-በረ ) ኣሽሙር ያ መስለኒ ።

  • @ftsummelake
    @ftsummelake ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Longbiba busul menesey🥰

  • @tonetfilm
    @tonetfilm 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    Single = nxl

  • @TeameTeweldeBerhe-wd2om
    @TeameTeweldeBerhe-wd2om 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኻ❤❤❤

  • @ሳንካራDc
    @ሳንካራDc ชั่วโมงที่ผ่านมา

    single=ንጽል ንብሎ eskabuli=ዝተገደደ ባሕታዊ ንብሎ 👏🫡🤗

  • @yoniii2810
    @yoniii2810 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽብቅቲ መልሲ እዛ ናይ ማንካ 😂😂

  • @BrhaneTewelde-x6d
    @BrhaneTewelde-x6d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    welcome bro ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SamiSamiWeldu
    @SamiSamiWeldu 53 นาทีที่ผ่านมา

    Single -ንጽል /ውልቂ(ውልቀ-ሰብ)

  • @kajsgsys648
    @kajsgsys648 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    single dia= ብሕታዊ👤

  • @NatuTesfu-rj7pm
    @NatuTesfu-rj7pm 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I like it bro mkulas endhen abyeka nkale ktekoles tereyo heray elu baelu kkules eu 🤣😂😂

  • @habenElyas
    @habenElyas 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Great job bro

  • @hanikebrom
    @hanikebrom 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Single da ንጽል....

  • @benjamintesfalem8606
    @benjamintesfalem8606 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single- ንጽል ወይ ድማ ሓደ ከም ሓሙስ😂

  • @shamiropa858
    @shamiropa858 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @fthawitkahsay314
    @fthawitkahsay314 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logbiba hawey btaemi eye zfetweka adnaqitka kab juba gele ka belena ndeqi tesseney mearey

  • @YosifeKesete
    @YosifeKesete 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sngil da bhtawi malet eu❤❤

  • @TeklayYohannes-v8k
    @TeklayYohannes-v8k 6 นาทีที่ผ่านมา

    Singl - bhut (bhtawi)

  • @DaniSlet
    @DaniSlet 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Askobli daa beyunu zenebre wuxu😊

  • @AbduAfraha-c3k
    @AbduAfraha-c3k 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @robel2604
    @robel2604 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Singel ናጻ

  • @NahomNahom-e8r
    @NahomNahom-e8r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብትግረ ካኣ ሻም ይባሃል ፍቅሪ

  • @user-friendly-helu
    @user-friendly-helu 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single ዘይመሰለ

  • @abelabel7839
    @abelabel7839 59 นาทีที่ผ่านมา

    single=ንጽል ማለት እዩ

  • @ፍትሓዊ
    @ፍትሓዊ 4 นาทีที่ผ่านมา

    Single በይኑ ሓደር 🤣🤣🤣🤣

  • @HussienMualem
    @HussienMualem 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcame🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mogosbereket3065
    @mogosbereket3065 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam logliba hawey singl dea b tgirna nixil eyu kikewin ember

  • @sarahabteslassie4095
    @sarahabteslassie4095 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Single in Tigrinya is ነጨ- በረር
    ይበሃል

    • @debasitmedia
      @debasitmedia 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክትከውን ትኽእል እያ ከም ዝመስለኒ ግና ነጨ ብረር ከምዚ ግዳም ሓደር ኮይኑ እየ ዝምስለኒ

  • @JohnTewelde-z3m
    @JohnTewelde-z3m 43 นาทีที่ผ่านมา

    Single ዕደ

  • @eriCycleNEWSandLIVE
    @eriCycleNEWSandLIVE 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Police ብ tigtigna ሳንያ ዩ ዝበሃል logi habibi
    Single =1 nxl

  • @fitsumgirmay7329
    @fitsumgirmay7329 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንብሕቱ

  • @aderashtv928
    @aderashtv928 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሲንግል""ነጪ በረር""

  • @halinatv2569
    @halinatv2569 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Juba akalatfa log

  • @AhmedRomodan
    @AhmedRomodan 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wellcome habbbb1st coment baley selamdiu

  • @Bana_media
    @Bana_media 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Single => ነፀላ😂 ብሕታዊ

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single ከም ዝመስለኒ ብሕታዊ ነባሪ ኮይና ትስምዓኒ logbiba ከኣ ኣጻሪኻ ቆሚጥካ ኣረክበና ኢኻ ...

  • @ሳሚወዲተወልደ
    @ሳሚወዲተወልደ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Logibaba welcome❤
    ሎጊባ መጻሓፍ ዋዛ ቁምነገር ዝዕጥቁ ፍንጠረቅ ዘብል ንፍተናታትን ጸገማትን ሓኒቁ
    እንዳተባህለ እንዳ ተዓለለ
    ኔሬ እንድየ ኮሪዕ ኮፍ ኢለ🫡።

  • @Schooliscool-j9e
    @Schooliscool-j9e 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single/ነጸላ

  • @ኩሉዩእቲምንባር
    @ኩሉዩእቲምንባር 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single ቃል ብቃሉ ንጽል ኢዩ ወይ ጽምዲ ንዘይ ብሉ ነገር ንጽል ንብሎ
    ብሕታዊ ክብሉ ንሰምዕ ጌጋ ኣብሃህላ ኢዩ።

  • @EsuFtwi-iu1pk
    @EsuFtwi-iu1pk 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ልኡል ሓወይ ኣነ ካብቶም ምስ ሓሳብካ ዝሳማማዕ እንድየ ስኒግል ዳኣ ንጽል እዩ ይብል ኣነ ከምኡ እንተዘይኮይና ከም ናይ ድሙ ሸይና ትቀብራ ባዓለይ ክቀብራ እየ ናይ መጀመርታ ኮመንተይ እያ

  • @majedsalih-k3v
    @majedsalih-k3v 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    logbiba hawey I love you bi tigre ana feteki wey ana feteka key tehalfa zarkey

  • @kibromwelday2423
    @kibromwelday2423 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single ብትገርኛ ንጽል(ጥውይ ጨርቂ)

  • @Hldray
    @Hldray 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single da buynu💫😁

  • @AlexanderRezene
    @AlexanderRezene ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Police ማለት ጥብያ ኢዩ ብጻይ ቁኑዕ😂

  • @WediBako
    @WediBako 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nxl kem ሸሓኒ ናይ መርዓ

  • @kidane4190
    @kidane4190 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single: weldegeba

  • @HopeTVeri
    @HopeTVeri 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሲንግል>>>ሓደ ከም ሓሙስ

  • @eritralove7159
    @eritralove7159 52 นาทีที่ผ่านมา

    Single: nexela eyou zbhal mesleni zarkey qxlo ttef aleka ka ayttfa kab kulu ezia medeb waza Ms qumneger

  • @MikalBereke
    @MikalBereke 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጭ በረር eu zbhal single

  • @ghdeynayzgi5156
    @ghdeynayzgi5156 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጨበረር ይብሃል

  • @reisomkibromhamde7323
    @reisomkibromhamde7323 26 นาทีที่ผ่านมา

    B tigre ana fetekoki eyu zbehal

  • @mebrahtusyum1507
    @mebrahtusyum1507 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Awnka selam mexaka

  • @filmonhailom6449
    @filmonhailom6449 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Single ደኣ ሕማም ርእሲ ዘይብሉ ሰብ ክብሎ ይኽእል ኢየ ብፍላይ ነወዳት እንተኾይና 😅😅

  • @hanijrmatic
    @hanijrmatic 28 นาทีที่ผ่านมา

    Singl=> ንጽል 😅

  • @saronasfha9936
    @saronasfha9936 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anes kifetweka🥹🤴