Aseyy deki Tigringna agati yblun tbebna derfna ajokum aske kelawo bahlna Hji dea men alo zwadadrena ab afriqa antay alewo beal Amhargna ab kdmena the best music 🎵 of Africa is Tigringna. Btuk qedame sembet ygberelna. Kab hawkum Tgraway Eritrawi 🇪🇷🇪🇹💯 .
solomon bayre ( wedi bayre ) xbuk srah gn anes nska ab bahlawi ktserh koleka mara des tbleni abeu xekitka tetserh kea kndey xbuk neru natey rito eyu. dawit from Eri 🇪🇷
ወዲ ባይረ ዝፈትዋ ስነ ጥበባዊ ሰላኩም ይብዛሕ ኣብዘለኽሞ ተጋርዋኒ💊 & ኤትራውያን💙
❤
ዦ
ፈፈሸሰሰዠዠሰሰዠ😊ሰፈሰዠወፈዠሰ😊😊ዠዠ😊🤮🥰👨🦲👨🦲😊👵👨🦲👵😊👳♀️👨🦲👨🦲👨🦲👵👨🦲
👨🦲👳♂️👨🦲 👨🦲
👨👨🦲👨🦲
2:37
👲👨👨🦲👲👨🦲👨👵
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
😊ፈዠዠዠ😊 2:33 😊
ዘቢበይ
ናይ ልበይ መርሆ
ምሳኺዬ ከውግሖ
ኣቤት ድምጺ ምስ ቅላጽኡ ወድ ባይረ ንበረልና። thanks for all participants 1000 ግንዖ
ጽቡቅ ስራሕ ከፍ አለዋ።ኣዚም comment ተንቡቡ ዘለኮም አምላክ ምሰኮም ይኮን አብ ስረሓኮም ኣሰልጦ ይመነየልኮም።
Amen amen amen leaka le mearey
Amen mar
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከይትርስዐኒይ ኣምቤበያ ኣለኩ ካካካካካካ
zere an amen 🙏
ኣሚን ማር
ዋዉዉዉዉዉ ሰለሙን መቅሰን እንቃዕ ብሰላም መጸካ ኣብየት ድምጺ ምስ ጥዑም ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን
Mis asha kahsay berge Kia tirie aleka yino belo
❤💛💚
ቃል ክቡር መልስ ዜናዊ እንቃዕ ካብኩም ተፈጠርኩ!👌🏾❤️
stu@@shemssulayman1921 I
ንፉዕ !!!! ደስ ኢሉኒ 2ይ ደጊመ ሰምዖ 'ሎኹ ብራቮ !!!!!
ወረ ሰሊሰ ኣቱም ሰባት : ከመይ ከመይ !!
እንኻዕ ዳሓን መፀካ ወዲ ባይረ ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ ፍትውትው❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ትግርኛ ገዲፍና ብካልእ ቓንቓ ኣይንፅሓፍ ትግርኛ ይዓምብብ ሰላምኩም የብዝሓዮ
ምርጥ ነው እኔ ሁሉንም ብሄር እውዳለው አከብራለው ትግሬ በመሆኔ ደስተኛ ነኝ ኢትዮጵያ ዘላለም ትሳቅ
merry najat tttttttttttttttt
Likinesh liknehWide
ዘቢበይ ምን ማለት ነው እኔ ስሜ ዘቢባ ስለሆነ ነው 😍😍
@@Zuzu_habesha5 😁😂
ye ewnet betam des bleshignal lezawm nw subscribe yarekush
ዎው ለማዓንቲ ዕለት ልደተይ እያ ለይኩኑ ኣኣብሩኒ ልደተይ
⛪የአምላካቸሁን የእግዚአብሔር የቃልኪዳን ታቦት ሌዋውያን ካህናት ተሸክመውት ባያችሁ ጊዜ ከሰፈራችሁ ተነስታችሁ ተከተሉት
➕መ. ኢያሱ 3-2➕
"እንኳን ለጌታችን እና ለመድሃኒታችን ለኢየሱስ ክርስቶስ የጥምቀት በዓል አደረሳችሁ መልካም በዓል"
እንኳዕ ልበዓል ጥምቐት ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ወዲ ባይረ መቅሰን ገለ ዓይነት ያ ኪፍ ኣለና ንሕና
ብስም ወዲ ባይረ like እስከ ኣግርጭው ኣብሉ ሓባይብ።
ፍቕር
ሰሌ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ ምስ ጽብቕቲ ጓል
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👈
ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልኩም ይግበረልና ንኩልና ህዝቢ ዓለም ሰላም ፍቕርን ስኒትን ይንገስ አብ ኩልና 🙏
ውዲ ባይረ መትዓቢቲ ካብ ቀደም ታተ ብጣዕሚ ጥዑም 100% ርሑስ ብዓል ጥምቀት ንኩሉኩም ምእመና ክርስትና ዓመተ ሰላም ቅሳነት ይግበረልና ሓውኩም ወዲ ኣስመራ ጻዕዳ !!
ወዲ ሰሜን ትግራይና ኣስመራ ፃዕዳ ወለላ ፈትውትው ነብለካ
ሓፍትካ ካብ ደቡብ ትግራይ ፃዕዳ መቀለ………
@@tigray.eritralovetogether8814😂😂🤣🤣🤣🤣
ሙዚቃዉን ስወደዉ ህልሜን ናፍቂ ደረሶ የምሚከፊኝ ማነዉ በአሁኑ ሰአት ጎደኛችሁ ለማወቅ ፈሊጌ ነዉ አዳድ ሰዉ እየሳቀ የጠቀምኩ መስሎ ሰለሜጉዳነዉነ
ባሌ ትግሬ ስለሆነ ስወዳቹሁ ብታዩ ውስጤ ናቹሁ 😘😘😘😍😍😍
የፍቅር ታሪኮች ከትረካ ጋ 😍😍😍👍👍👍
Yene mar fkr yashenfal 😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤
ኣሰይ ደቂታ ሓላል መሬት እንካዕ ብስላም መፀኩም ብርሃን ገፆም😍😍💗ሰሌ ጥዑም ድምፁ💋💐❤💘
እንካዕ ንባዓል ጥምቀት ብስላም ኣብፀሐኩም/ና ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን ርሑስ ኣውዳመት ይግበረልና ሰስናዩ ናዓኹም ኣኣብ ዘለክምዎ ምቁራተይ💝💝💞💞
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ሰሌ 😍😍😍
ፅቡቕ ናይ ጥምቀት ቅንያት ይግበረልና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና 😍😍😍😍😍
Amen amen amen
@@ትግራወይቲቖንጆ አሜንንን አሜንንን አሜንንን ናይዓመት ሰባት ይበለና
ጣዕሚ ትሕዝቶ ናይዛ ግጥሚ ምስ መሰጠትኒ ናብ ትሳተፍቲ እዛ ደርፊ እየ ዘወር ኢለ ገጣሚ ገና ናይቲ ዘይ ተበርበረ ዘሎ ስነ ጥበባዊ ሃይለ ገዙ (ወዲ ገዙ)ዋዉዉዉዉወዲ ባይረ ሕጂ ውን መሳጢ ድምጻዊ
ዘቢበይ
ኣምላኽ ፈጢርኺ ምስ ምሉእ ልቦና
ወሲድክዮ ልበይ ንግስቲ ዓድና
ጸሎተይ የዕሪገ ክበኒ ዕድለይ
እቲ ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ኣግሂድዎ ሕልመይ
የቅልሎ(2)ወኒንኽዮ መልክዕ
ኩሉ ዘይብሉ ጎደሎ
ዘቢበይ ዘቢብ ኩሕሎ
ዘዘርከበ ኩሉ ንዓይ(2) ይብል ኣሎ
ሽምኺ እንዳልዓሉ ንኸብደይ ይዝርግሕዎ
ይፍትዋ'የ ዝብል ቃል ናደርጉሕዎ
ፍርሕ(2)ኢሉ 'ቲ ልበይ ከይምንዝዕዎ
ኣጓብዝ ዓድና ኣርእዮም ከይስእንዎ
ሉል ባሕሪ ኮንኺ
ዘቢብ ናትራነይ
ፍልይቲ ሄዋን ዘቢበይ
ናይ ልበይ መርሆ ምሳኺየ
ለይተይ ከውግሖ
ተኽሊ ናይ መሮር ዘቢበይ(2) ጥዕምቲ ጨና
ኣይንስኺ እንዶ ዘቢበይ ፍጽም ዘይብልኺ መዘና
ኣብ'ዚ ዝነኺ መንፈስይ ይጭነቕ ይሽበር
ሓደራ ዘቢብ ዘፍቀረ ልበይ ከይስበር
ዝያዳየ....ዝያዳይ
ደገ ኣይትውጽኢ ዘቢብ ከይዝርፉኺ ዓድና
ክወጸልኺየ ሓለዋ ክንዲ ክንዳኺ
ዘቢብ ነብሰይ ከበጅዋ
ዘቢብ ዘቢብ ዘቢበየ ኣጉባዝ ናይ ገርሁ ወፋሮ
ፍንሽር ክብሉ ከራሮ
ኣታ ብከበሮ እወ ብከበሮ
ድምጻዊ-ሰሎሙን ባይረ(ወዲ ባይረ)
ግጥሚ-ሃይለ ገዙ(ወዲ ገዙ)
ዜማ-በረኸት ወልዱ
Solomun zeftu terh like yetewek
ሰሊ መቅስን ፍትውትው ኢና ናብለካ ፁቡቅ ስራሕ ድማ መበል 136 ቁፅሪ ኮምት ክፅሕፍ አለኩ ጥንስቲ እየ ላይክ ህረሙኑ
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ባይረ ሓቢቢ
ሻውለይ ዓለመይ ሻውለይ ዓለመይ
ኩሉ ደርፍካ ደስ ዝብል እንድዩ እዚኣ ክዓ ዝበለፀት ሰሌ ሽኮር ቀፅለሉ😘 ርሑስ ባዓል ጥምቀት ክዓ
ዘቢበይ ጥዕምቲ ደርፊ ወዲ ባይረ ኣዝማሪኖ
wow so cool
ተጋሩ ከም ለዘበን ጌርኩም ታሪኽኩም ኣይፈለትኩሞን:ዋውው ብጣዕሚ ኣኹሪዕኩምኒ:ኣጆኹም ደቂ ንግስቲ ሳባ:እቲ ሓቂ ከም ጸሓይ ክበርቅ ኢዩ:ሓደ መዓልቲ : :
ዋው ወዲ ባይረ ሽኮር ከም ገለ ዓይነት ስሓቢት ስራሕ እያ የቀንየልና ንበረልና
ዋው ወዲ ባይረ ሐላል ሐበን ትግራይና
ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዎ አየካ ናይና
ንወዲ ባይረ ዝሕብዮlike ኣግርጭው የለኒ
ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብጽሐና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዓድና ይምለሰና ኣብ ዓዲ ዘለው ቤተሰብናን ሃገርና ሀገር ትግራይናን እግዚአብሄር ይሃልወልና ጽዮን ማርያም ትሐልወልና ጸላእቲ ትግራይ ዓደይ ብኢዶምን ብግሮምን ትሐዘልና አሜን አሜን :: ከምዚ ንዓመታ ከይ ቆርመመ ከይ ሸርሞመ የጽንሐና ጎይታ አሜን አሜን አሜን
ናይ ትግራይ ደጋፊ ጥራሕ እምበር ካሊእ ላይክ ከይገብር
Wawwwwwwwwwwww sele Ayney So Like It 😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘ሩሑስ በዓል ጥምቀት ደቂ ዓደይ ቡሩካተይ
ተጋሩ ኣሕዋትና ደርፍኹም ንፈትዎ ንዓኹም ንፈትወኩም ኩሉ ጽቡቕ ናትኩም ዝኾነ
ክልተ ኣሕዋት ክነስና ብዘይረብሑ ሰባትን ዘይረብሕ ፖለቲካን ዝተፈላለና
ኣጆካ ክቡር ሓው ዘበንና እያ ዛግዝየ ብሓደ ንነብረሉ እዋን ኣኪሉ እዩ
ወዲ ባይረ መን ትግራዋይ ኢልካ
ኣዝማሪኖ ዘይምኖ ወዲ ኤረይ እዪ
ተዘይ ከይድ መን ዶ ውጻእ ምበሎ እዪ ካብ ኤርትራ ደይ ኩላ ትግራዋይ ዝነበረት ኤርትራዊ ኮይና ዘላ ወዲ ባይረ ግዳ ቃዛዊ
Nehena keman fetowwww ena neblekuku. Hje selam koynlna behade sheow kenbel ena. Asmeran Tigrayen koynu mezawerina kenbel Ena. Awet nezi 2 hezbi.👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
እስቲ ንኹላትና ዕድመ ጢዒና ያሃበና
Hiji hade koyna ena, ,,selam neri-tigray
ኣስይይይይይ ጵብቅቲ ሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ወዲ ዓደይይ ንስልየይ ትፈትው እስኪ like አጋራጭው ደም እንኮዕ ኣብፀሐኩም ንመላአ ህዝብ ክርስቲያን ንብርሃነ ጥቅምት👉🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌺🌺🌷💗💗💗💗
ኣሰይ ትግራይ ፅሩያት ዘርኢ
ፍረትን ፀገይትን ይግበርኩም ደቅ ዛ ሓላል መሬት
great song bro
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ባይረ ሓውና ብልጽቲ ስራሕ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ የሕዋትና፣
#ኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቃዕ ናብ ብርሃነ ጥምቐቱ ኣብጽሓና#
'ሰይ ወዲ ባይረ መዓረይ ጥዕምቲ ደርፊ👌💃 እንኳዕ ንጥምቀት በዓል ድማ ኣብፀሐኩም🙏
በጣም ነው የምወደው ትግሪኛ ሙዚቃ ኢሄደሞ እንዴት ደስ እንደሚል ምን እንደሚል ባላቅም
Eretrawiyan yefetwokha iyom selomon hawuna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Who do you support in the war!!
ዋውውውውውውውውውውው እዩ በቃ እንታይ ክወፆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። sol shukor i love you deki tigray marey
*ዋውውውው ዛደርፊ ኣጸሊላትኒ ዲያ ገለ*
ሶልየ ባዓል ስሑል ገሮሮ ኩሉ ስርሓካ ዝዎፆ የብሉን
ፅቡቅ ስራሕ ናይ ባሓቂ ክቡር ሰብ ሰሊይ ሓዉይ ❤🇪🇹🇪🇷🇻🇳😍😘🇪🇷🇪🇹❤🇻🇳😍👍
Sole ተፈታዊ ኩልሻዕ ፅብቕ ስራሕ እዩ ሒዝካልና ትመፅእ የቕንየልና።
አቤት ድምፅ በጣም ደስ ሚል ሙዚቃ ነው. ደግሞ ወዳችሆለሁ ትግሬዎች
ሰሌ ጀግና ወዲ ሪመይ💛❤🥰🥰🥰🥰🥰
ዋወወወው ወዲ ባይረ ኣስሊ ጽቡቅ ሙዚቃ ሰሪሕካ ናይስ ሰይ ሰይ ካብ ሓውኻ ወዲ ጋሽ
ዘቢበይ💘⚘💘⚘💘 ንስሌየ ዝፍቱ ላይክ እስኪ ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ወርቂ !! ንትግርኛና ዝፈቱ ላይክ እስኪ ሃቡለይ ደቂ ማርያም ፅዮን እኩሱም ስላምኩም ይብዛሓ🇻🇳&🇪🇷🇻🇳+🇪🇷
@Jason Derulo 😘😍💘🤩💋
ዘብበይ ሰሌ ኣቦ ሰላም
@@rayumamedia738 ስሌ ናይ ሕማመይይይ
ሰሌ ናትና
LIKEK KKKKKKKKKKK
I am eritrean fantastic music solomon the gread man
ዋውውውውው ሰሊ ሐወይ እንካዕ ብሰላም መጸካ ክብረተይ መታዓቤተይ ማዓረይ
ዋውው ሰሌ ሽኮሪና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዉካን ዝከብረካ ዘድንቀካን ድምፅካ ከዓ እሞ አፀልል እዩ ዘብለኒ ንበረልና ኩርዓት ተጋሩ ኢካ
ግጥሚ ,ዜማ ,ድምፂ ,ህርመት ዋውው 100%🎤🎵🎶🎷😍😍😍😍 አጆኩም ናይና
እንኳዕ አብፀሐኩም ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና አ
ዝወፃ ዘይብላ ኣዝያ ብልፅቲ ስራሕ ሰሌ ጅግና የዒስስስስስስስስስ!!!!
ዋው ሶል ፅቡቕ ስራሕ ንኹልና ክኣ ኣምላኽ ይሓልወና ኣብ ስራሕና ኣሳልጦ ኣብ ህይወትና ፅቡቕ መንፈስ ይፍጠረልና🙏
@Jason Derulo ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሙቁር ሓወይ💋💓💓💓💓💓
@@ሜሪሓላልፈታዊትጀጋኑሜሪሓ❤
Aseyy deki Tigringna agati yblun tbebna derfna
ajokum aske kelawo bahlna
Hji dea men alo zwadadrena ab afriqa antay alewo beal Amhargna ab kdmena the best music 🎵 of Africa is Tigringna. Btuk qedame sembet ygberelna. Kab hawkum Tgraway Eritrawi 🇪🇷🇪🇹💯 .
🙏🙏🙏🙏🙏👄👄👄👄🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👍👍👍👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Wawwwwww schön gud
Solomo gut Musil
ወዲ ባይረ ሽኮር ክትጸልለኒ ኢካ ከመይ ዲካ መቅስን ❤
ዋዉ ሰሌ ከዓ ደስ ዝብል ሒዝካልና መፂካ ሰላምካ የብዝሓዮ ትግርኛ ይዓምብብ ሃየ ምትብባዕ ኣይንዛሕትል ደቂ ትግርኛ 🎶🎤🎻🎷🎺🎸😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ሩት አርያ ቆንጅት ሽኮሪና 😘😘😘
አታ እንካእ ተፈጠርክ ናትክ ደርፊ ነዩን ግደፈ ነይን ክሰም የጨንቀኒ ኩሉ ጡእም ብጣእም ጹብቅ እዩ ቀጽሎ💯💫💎👈🏻
Solomon Bayre king of Tigrinya🥰🥰🥰 👑👑
Wedi Asmara shikor❤️
🇪🇹🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇹
እሰይ አስይ እንቃዕ ጉርባብትና ኮንኩም love ❤️ from 🇪🇷
wow awalddd tigray mara k ebdani deliyn iko😍😍😍😍😍😍😍😍😍💋💗💗💗💋💋💋
ዋውውውውውውው ሰልየ ሓወይ ብጣዕሚ ዘመስግነካ አታ ዝፍትዋ ሓፍተይ ብስሞ ምድራፍካ l iove yyou ሰልየ ሽካርርርርርርርርርር
ወዲ ባይረ ሕጋዊ እስከ ገለ በሉኒ ብስሙ
እሰይይይይ ደስ ባሃልት ደሪፍ እያ ሰለሙነየ ♥️♥️♥️♥️♥️💖💖💖💖💖😍😍😍😍👌👌👌👌👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
እኔ ትግሬ አደለውም ትግሬ ግን ውስጤነው
እኔም ትግሬ አደለሁም ኤርትራ ነኝ ሁላችሁንም ውድድድድድ,,,,💚💛💓
@@tewelde1204 እኛም እደዛው ውድድድድድድድድ♥♥
እንወድሻለን
I am Eritrea l love when everyone Getting along let’s love each other God bless all Habesha people Amen 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇹
You love killer you biech
Kef zelewa sol hawey. Meteabitika kab Asmara 😍✌️Slam n hzbi tgrayin ertran.🙏
ዋወ ሶል ላዛ ጥዑም ድምፂ ናይና በርትዕ 👏🏽👏🏽❤️
ሰለሙን፡ ባይረ ናይ ሙደይ ደራፋይ ጥዕምቲ ደርፊ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Aseyyyyyy shikorat deki tigray selamkum yibzeheley 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
እውይይይይይይ ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ፍትውትው ሰላምኩም ያብዝሐለይይይ እንካን ለጌታችን መድሃንታችንእየሱስ ክርስቶስ የጥምቀቱ በዓል በሰላም አደረሰን የአመቱ ሰው ይበለን አሁንም በስደት እያሳለፍኩት
Tegaru kuratey trah nkdmit nkid bzaeba seb bzeyegeds 😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋 I love this music
Solomon Bayre wedi Tigray konjo🥰 🤴🏿👑🤴🏿
❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️❤️
ኣሰይ ሰልየ ወዲ ወይነይ ኩሉ ስራሕካ መጸለል እዩ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ታይ ክወጾ እንበር ዘቢብ ድምጽካ እውን ዘቢብ እዩ ዝጥዕም ሰሊተይ ወዲ ትግራይ ዓደይ ንመላእ ክርስትና ተከተልቲ ዶሞ እንኳዕ ናብ ጥምቀት በዓል ብሰላም ኣብጻሓኩም ኣብጸሓና
ጽቡቅ ሰራሕ ይበል ክሊፕ ሶል አጆካ እሰከ ሓበን፡ትግራይና ኢካ ካባካ ብዙሕ ንጽበ ኢና ትግርኛና አማዕብልዋ ።
አቤት ድምጺ ዜማ ክሊፖ አንደኛ👌👌❤
Slay nay hmamy gel aynt music brta ajok wedi tigray sihkor❤❤❤❤❤❤❤💋💋
#ሰላም ተጋሩ እንኮዕ ንብዓል ጥምቀት ብሰላም አብፅሖኩም !!
#ርሑስ ብዓል ጥምቀት
ሰሌ ባዓል ምቁር ድምፂ ይበል ደርፊ ኩሉ ሙሉእ እንኳዕ ናትና ኮንካ
Wow wodi Bayre. Ruta Araya shikor.
kulu gze konjo❤👂❤👌👍💖💖💖💖💖
ኤርትራዊት ብሄር ትግርኛ እየ፣ ቋንቋ ትግራይ ዘይሰምዖ 'ኳ ተኾንኩ ሙዚቃኹም ግን ማራ እየ ዝፈትዮ....
.
.
.
.
.
.
.
ከጻውተኩም ኢለ እየ ደቂ-ትግራይ ኣሕዋተይ ኩሉ ነገርኩም ፍትውትው እየ ዘብሎ።
ፍቕርን ሰላምን ይሃበና!
ትግራይ ትግርኛ
😍😍😍
እግዛ-ሄር እመስገን Hahahaha ygerm eyu fluy tekelo aleka ember.
ክክክክክክክክክክ
kkkkk jocker
solomon bayre ( wedi bayre ) xbuk srah gn anes nska ab bahlawi ktserh koleka mara des tbleni abeu xekitka tetserh kea kndey xbuk neru natey rito eyu.
dawit from Eri 🇪🇷
Wawwwww beami dess zbr selie shukor kemey dikum meksenat 😍👄❤❤ayekum natna 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈❤👌💪
ዋዉ ሶል ናየ ሕማመይ
Tfeltu do Hawi Abrham bayre wedi bayre ❤️ mkanu tfeltu tokoynkum b like gesumuni eske 🌞
ወዲ ባይረ እንታይ ሞ ክብል የ ።ዝወጻ የብላን እወይ ዝያዳ ዝኾነት ዶና መጺእካ ።please ተንብብዋ ዘለኹ like ርግጽ ኣቢልኩም ሓለፉ ።ከሙኡ የ ዝፈቱ ኣነ
Sexes, but 7
Wedi Bayre ኣበራበረ kef zelewa music 👍🏼
እውህይ ልበይ ክትወድቅ ደልያ ስነ ጥበብሲ ከምዚ ተኮነ እዩ እምበር
ወዲ ባይረ ብጣዕሚ ኑፉዕ ደራፋይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ
abzuy alo derfi malet Wedi bayre ata asli kulu gza meksen ♥♥♥
ወዲ ባይረ ንፉዕ እኻ ብሓቂ ከምዞም ኩሉም ስነ ጥበበናታት ኣይኮንካ እቲ ዘሎ ትዉጽእ ደራፊ ንስኻ ሪአ ኣለኩ ብራቦ
ዋው ዋው ወዲ ባይረ ጅግና ኩሉ ኢትሰርሖ ኣዝዩ ፍትውን ዘይሙኖን ኢዩ ኢሞ ከጽሎ ኢካ
ኡንካዕ ብድሓን መጽኣካና
Eritrea sitayle sele Hawena thanks more wendeme velkommen til at muske
ሰሉዋይ ናይና እንኳዕ ኮንካ love u ❤❤💘👈
ውውውውው ገለ ዓይነት ሙዘቃ ዕደምን ጥዕናን ያህቦኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርት 😍😍😍😍
አሰይይይይይ ሰልይ ገለ ዓይነት ደስ በሃሊ ❤❤❤❤❤❤👌👍👍
ዘቢብዪ ማለት ምን ማለት ነዉ በትግረኛ ትረጉሙ ሙዚቃዉ በጣም ደሰ ይላል
5 Hours 2k like an ather score
From somalia 🇸🇴
My best friend is Somalian , respect and love ❤️,
Knbnl
ሶል ድምፅክ በጣም የማገርም ነው ዋውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውው
#ወዲ ባይረ መቅሰን# ናይበሓቂ
ዓቢ ስራሕ !! ቡሩኹ ቀዳመ ሰንበትን ጥምቀትን
ይግበረልና ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮን።
ዘይምኖ ድምጸ መረዋ ደስ ዝብለ ዜማ ብራቮ ሰሎሞን ባይረ
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ሰሌ ጎይታ ፍቅሪ
ሰሌ ጅግን ወድዞም ጀጋኖ
Good job wedi Bayer shikor kab asmara
ሶሊተይ ጎይታ ጸባይ ናትካ ስራሕ
ዳኣሞ ታይ ክነውጸሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጆካ በርትዕ ግጥሚ ዜማ ክሊቭ 100%👌 እንካዕ ካዓ ንባዓል ጥምቀጥ ኣብጸሐኩም ንኩለኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና 🙏🙏🙏