Part 141 ምጥሪ፡ ትንሣኤ ናይ ዝተነውወሩ፡ ቅዱሳን ቃላት ልስሰነ በኀሰ፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 133

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 3 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks for teaching us about our identity. U deserve respect & recognition

  • @zekaryaskassahun2844
    @zekaryaskassahun2844 3 หลายเดือนก่อน +12

    እንኳዕ ብሰላም መፁ መእምር በኩረፅዮን። ክቡር ሓውና ብአኹም ብዙሕ መቦቆል ጠቅላላ መንነትና ንኽን ፈልጥ ዓሙቅ ፍልጠት ስለዝረኸብኩ።

    • @medmed1714
      @medmed1714 3 หลายเดือนก่อน

      እቲ ካልእ ዓይነት ጸ ተጠቐም፥ እምበር እዛ ኣብ ትግራይ ትዝውተር ጨ ዝነበረት እያ።

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 3 หลายเดือนก่อน +4

    God bless you and your family thanks Michael Florida ❤❤❤

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 3 หลายเดือนก่อน +5

    Great job prof Bokre
    It’s because they don’t know the anatomy and physiology of our bodies which is normal and nurturing for human beings. Thanks for your input and insight .
    Prof Alganesh

  • @brktihaile520
    @brktihaile520 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ተኸታተልቲ መ/ር ቦኽረ ብኸመይ ክረኽቦም ከምዝኽእል ን መ/ር ክሕብረኒ ዝኽእል እንተሃልዩ 🙏የቐንየለይ

  • @abraham1489
    @abraham1489 3 หลายเดือนก่อน +1

    KIBRI MISGANA TINA NIZELALEM NIAKUM YUKUN KUBUR ABONA MEMER BOKRE INKUA BISELAM MEZAKUM👑👑👑❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 3 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome professor bokre ❤❤❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you.

  • @TsegayMalet
    @TsegayMalet 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ኣቦና ብትገብሮ የቀነልና 🙏🙏🙏🙏💙💙💙

  • @amlesetAbrha-f6s
    @amlesetAbrha-f6s 3 หลายเดือนก่อน +1

    እምኳዕ ኣራከበና ክቡር ኣቦ

  • @teamedawit5028
    @teamedawit5028 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣቦ ብኸመይ ክምዝገብ ይኽእል

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

  • @2.M-kip
    @2.M-kip 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ መምህር ቀጽሎ እዚ ህዝቢ ዝፈልጦ አቡሉን

  • @Lilahero
    @Lilahero 3 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብድሓን መጻኲም

  • @yeshiaraia4648
    @yeshiaraia4648 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you 😊

  • @AronOG_
    @AronOG_ 3 หลายเดือนก่อน

    Ezgio Antum sebayyy
    Besme Ab belu

  • @tesfomkahsay7743
    @tesfomkahsay7743 3 หลายเดือนก่อน +2

    I am sure this will be the most viewed video on this channel

  • @paulosyoseph6208
    @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ብእሲ ምዃኑ ብዘይካ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ካልእ ሳይንሳዊ ጽሑፍ የለን። ዝግብኣኩም ክብሪ ክየጕደልኩ፡ እግዚኣብሀር (ፈጣሪ) ብእሲ'ዩ ምባልኩም ትጋገዩ'ሎኹም።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣምላኽ ብባህሪኡ ጾታ የብሉን፡ ካብ ድንግል ማርያም ኣብ ዝተወለደሉ ግዜ ግን ወዲ ኮይኑ እዩ ተወሊዱ።

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@God-db9vpፈጣሪ ጾታ ከምዘይብሉ ከመይ ገርካ(ኪ) ትፈልጥ(ጢ)? ኣነ ክርስትያን'የ፡ እግዚ ኣብሀር ናይ ክርስትያን ጥራይ ኣይኮነን። ንኹሉ ወዲ ሰብ ዝትንክፍ ጉዳይ ብዓይኒ ክርስትያን ጥራይ ክትውስኖ እንተዀንካ፡ ብዙሕ ትምህርቲ ይጎድለካ ማለት'ዩ'ሞ፡ ትምህርቲ (ተንሰርስ) ንኽትውስኽ እመኽረካ። ፈጣሪ ጾታ ይሃልዎ፡ ኣይሃልዎ ዝፈልጥ ወላ ሓደ የለን። ሃናጺ ይእይቶ።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@paulosyoseph6208 ምኽርኻ ጽቡቕ እዩ፡ ፈጣሪ ጾታ ከምዘይብሉ ብመጽሓፍ ቅዱስ እየ ፈሊጠ፡ ንስኻ ከ ብከመይ ፈጣሪ ከምዘሎ ፈሊጥካ፧.

    • @truthalwaysprevails6669
      @truthalwaysprevails6669 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@paulosyoseph6208 Do you believe that Jesus christ is Lord God?

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน

      ​​​@@truthalwaysprevails6669
      Why would I believe that? God gave us the brain to figure things out so the very word "believe, belief" is a good indication that you're not using your brain but your emotion. "I believe the existence of camels in Jupiter, however, till I see that for myself, it'll remain just a belief". Of course, you don't have to see things in order to confirm the truth about something. We haven't been to Mars yet but we don't deny its existence. Christianism (Christianity) is my culture. God never made any religion and if he (traditionally) did, it would have been the same one for all human beings. How hard was it for the creator of the universe to write just one holy book for all humanity, i.e. one religion. Hundreds of religions all claiming that theirs is the right one. Is this not enough of a clue? Everybody has blood, nose and bladder; " he" would have created just one religion but he never did. Religions care just cultures.

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም ማእምር ቦክረ ,,,

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 3 หลายเดือนก่อน +2

    We lv u prof bokre the great hagarian geneous

  • @habe7307
    @habe7307 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ኢና ክንምዝገብ ትምህርቲ ሓበሬታ ዘለዎ

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

  • @ኣስሜ4101
    @ኣስሜ4101 3 หลายเดือนก่อน +2

    💙💊💙💊💙💊

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 3 หลายเดือนก่อน

    Xbuk tmhrtikubur abona memht bomre

  • @OriahMahray
    @OriahMahray 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ክቡር መእምር ቦኽረ:
    ኣብቲ ኣዳሊኹምዎ ዘሎኹም ትምህርቲ ልሳነ ትግርይና ብኸመይ ክምዝገብ እኽእል? ንጹር
    ኃበሬታ እባ ሃቡኒ!

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

  • @destameseledesta7148
    @destameseledesta7148 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም
    ምምዝጋብ ግን
    link ግደፋልና please

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 3 หลายเดือนก่อน

    ENKAE BSELAM METSAEKUM MEMHR NAY MEMAHRAN LIK NAY LIKAWNTI ABONA MEEMER BOKRE

  • @BereketGhebray
    @BereketGhebray 3 หลายเดือนก่อน

    How
    an I meet you dear teacher Bokre.Can you send the link please

  • @samsontesfay1
    @samsontesfay1 3 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃብኩም፡ ክቡር መእመር!

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም መምህር ቦኽረ
    እቲ ናይ ምዝገባ ቑጽሪ ኣይነገርኩምናን ኣበይ ኢና ንምዝገብ?

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 3 หลายเดือนก่อน +1

    Share belo ata hzbi mitri

  • @selamselam-h2s
    @selamselam-h2s 3 หลายเดือนก่อน

    Hwtteta euzi zdhses senkas ab erganka nai mtrii ktmhrena

  • @kamita878
    @kamita878 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም፡ምመህር ኣገዳሲ ሑቶ ኣለኒ ተገዲስኩም መልሱለይ ፡ ኸየመዝገንኩ ፡ኣይሓልፍን በዚ ትምህርቲ።
    ሕቶ
    ሃይማኖት፡ትርጉሙ፡
    ኣብዚ ዘለናዮ፡Eritrea iemnet jewsh wey Ayhod kemey gero,nabana atiyo
    Melsi ktsbe,iye ይቀንየለይ።

  • @biniam9636
    @biniam9636 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ እምነት ኣግዓዛውያን ጋዕዛውያን ብዛዕባ መጠራን ሽልሖን እዩ ስለዚ እዮም ሓወልቲ ሽልሖ ሰሪሖም ነታ ምድሪ ምጥሪ ይብልዋ ስለዚ ቁዱስ ቦታ ዝብሎ ዘሎ ነቲ ከርሰ ምድሪ (ምጥሪ) ኣብ ውሽጢ ማህጸን ከምዘለዉ ስለ ዝሓስብዋ !!
    ቁዱስ ይብልዋ

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Memhir Bokre
    I want to study Tigrinya but I dont know where to register. Please let me know

    • @tigrignaculture1555
      @tigrignaculture1555 3 หลายเดือนก่อน +2

      ብ ትግሪኛ ጽሓፈሎም

    • @tigraiembeba4447
      @tigraiembeba4447 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@tigrignaculture1555እሺ ጽሒፈሎም ኣለኹ

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

    • @tigraiembeba4447
      @tigraiembeba4447 2 หลายเดือนก่อน

      @@bokreculturehistory9586 Yekenyeley

  • @zemenayyonas3073
    @zemenayyonas3073 3 หลายเดือนก่อน +1

    Mutter ፡ ብጀርመን፡ብትግሪኛ፡ወላዲት፡ማለት።ኢዩ፡ንምሉእ፡አካላታ፡ዝውክል፡ኢዩ

  • @meronweldu9873
    @meronweldu9873 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @mosesexodus46
    @mosesexodus46 3 หลายเดือนก่อน +1

    መእምር፡ ኣድናቖተይ ንዓኻትኩም ኣዝዩ ኣቡዪ እዩ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 3 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ ቃል ክንሳ ንኽልተ ዝተፈላለዩ ጥቕምታት ንጥቀመላ ቃል፣ ማማይ ትብል። ማማይ ንሓድሽ ዝተወልደ ህጻን/baby ወይ ከኣ ንኣደይ ንጥቀመላ። ሕጂ ኣስተብሂለላ።

  • @hadishhagos2909
    @hadishhagos2909 หลายเดือนก่อน

    ዝገርን'ዩ: ብቐዳምነት ምቁንጻብ ንመራሕይቲ ሃይማኖት:ብዓብዩ ድማ እቲ ናይ ኩሉ ፈጣሪ ዝኾነ ኣምላክ : ንኣዳምን ሄዋንን ሕጊ ምስጠሓሱ ካብ ገነት ምስ ሰጎጎም : ሕፍረቶም ሸፊኑሎም ይብ ቁዱስ መጽሓፍ : ስለዚ ሕፍረቶም ካበለ ፈጣሪ: እቲ እተሸፈነ ኣስማት'ውን ምጽውዑ የሕፍር : እምበር ሕምቀት :ውርደት: ወይ ርኽሰት ተቆጺሩ ኣይፈልጥን:
    ስለዚ እንታ'ዩ ጠቕሚ ናይዛ ቪድዮ።
    ምናልባት ኣቓልቦ መስሓቢ ክትጠቅም ይኸውን ካልእ ግን ዘምጽኦ ለውጢ የለን።

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጸይቂ ዝኾነት ሰብኣይ😂😂😂😂

  • @banahabtezghi1570
    @banahabtezghi1570 3 หลายเดือนก่อน

    maemir bimntay kinrekbekum ykeal kinmehar.ezom zitsarefu zelewu simom eka trgumu key hateyu ziwetsiaun.wey dima markis leninn. mao. yaekob eyom zikonu aytihazlom kikikiki.entay eyu trgumu winn zeyfeltu yom zikonu

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 3 หลายเดือนก่อน

    ብከመይ ክንረኽቦም ንኽእል

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  3 หลายเดือนก่อน

      Tele USA # 513 371 1948
      fessehazt@gmail.com
      ፍስሃ ዘርኡ

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ተባሂልና ኣይንፈልጥን ሓበሻ ግን እና ካብ ኣቦታትና ሕጅይ ውን ዘጸዋዓና ሓበሻ እና።ሓባሻ ማለት ከበሳ ማለት ኣይኮነ ፡ከበሳ ማለት ድማ በሪኽ ላዕሊ ፡እጅካ ክበሶ እካ ዚብሃል ።ተጋሩ እሞ ናይ ትግራይይ መጸዊዒ እንተ ዘይኮነ ናይዚ ኤረትራዊ ኮይኑ ኣይፈልጥንን

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kid tirai akar nimen ketedanagir. Kebesan habeshan hade eyiu turgumu. Kidim temahirka mitsa guasa

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kakamhari1433መስኪናይ! ብዙሕ ትምህርቲ ይጎድለካ'ሎ፡ ጸበልከ ምጠቐመካዶ?

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 3 หลายเดือนก่อน

      @@paulosyoseph6208 niska da temhar guasa. Kid eten agmalka keygedfaka ezi naka zikewin aikonen lili aqmika eyiu

    • @GoiteomTeklay
      @GoiteomTeklay 3 หลายเดือนก่อน

      ኣየ መምህር

  • @originaldesbele3794
    @originaldesbele3794 3 หลายเดือนก่อน

    መእምረ መእምራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡረ ክቡራን ወላዲና።

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 3 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ውን ከጸዋዓና ኣይክእልን ጸገም ከተምጽእ እንተ ዘይኮይንካ ትግራይ መጸወዒይ መረት ትግራይ እዩ።ኤረትራ ግና ናይ ኤረትራውያን እዩ ባህሪ ኤረትራ ሙሴ ከስግሮም ከሎ ከባቢ ሰዋክ ፖርት ሱዳን እዩ ኣስግርዎም ።

    • @GoiteomTeklay
      @GoiteomTeklay 3 หลายเดือนก่อน

      ሱቕ ኢልካ ተምሃር

    • @HadishWedi
      @HadishWedi 3 หลายเดือนก่อน

      @@GoiteomTeklay ካብ መን ኣታ ክማሃር ኣይደልን ኣነ ሓበሻ ተባሂለ ከም ዚጽዋዕ በቦታተይ ዚፈልጥ ሓቅይ እዩ ተጋሩ ጋና ተባሂልና ኣይንፈልጥን እና ብዓለት ውን ትጽዋዕ ፡ኣነ ፈላጥ እና በልካ ታርክ ኣኽሱም ናይ ተጋሩ ገርካ ምቅራብ ህዚብይ እቶጵያ ምንጻል ህዚብይ ሱዳን ምንጻል ኣምጽካ ናይ ተጋሩ ምባል ምልፍላፍ ኮንቱ እዩ።ዚረከብካዮ ሓቅይ ዘየለ ።ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ባሕሪ ኤረትራ ዚባሃል ኣሎ ንሱ ድማ ቀይሕ ባሕሪይ እዩ።ኦሮፓውያን ተማራመርቲ ታርክ ክሉ እቲ ታሪክ ሰንዶሞ ቀደም ዘበን።ብዛዕባ ህዚብይ ኤረትራ ውን ጽሕፎም እዮም ቀደም ኣለ መጽሓፍቲ ሓቀይ ።ኣነ ትግራዋይ እየ ይበል እንበር ተጋሩ ተጋርያን እናበልካ ሓሶት ኣይተምጽእ።

  • @Ref125
    @Ref125 3 หลายเดือนก่อน

    ዘይናትካ ክየዉንን አይትፈትን።

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 3 หลายเดือนก่อน

    Mnim kemdeykone wey kifal azeraribana mukanu yu teridie deloku .kalaay kem mesarihi ex. Afraza zaba etc to use collectively =production, emberey luxury aykonen . Enda belka deloka koinu tesemiuni mo , giega teloni melsi

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 3 หลายเดือนก่อน

    ብግምት ነዚሰብ ትጭፎም ኣላ 😂😂😂😂😂😂😂

  • @Joe123_
    @Joe123_ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትም በል ተረዋኢ ዓጋመ

  • @p.s.2191
    @p.s.2191 3 หลายเดือนก่อน

    ሃላው

  • @zemenrae9193
    @zemenrae9193 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ሰብኣይ ኣብ እርጋንካ ጸይቑልካ ጸይቂ

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 3 หลายเดือนก่อน +1

    አብ እርጋንካ አይጸይቀልካ። ቡዑሉግ፣ አንታ ሰብ'ዶ የብሉን እዩ?

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4y 3 หลายเดือนก่อน +1

    aboy mtri kemey alokum resah belae mtri

  • @ruba1961
    @ruba1961 3 หลายเดือนก่อน

    ኣያና ከመይ? ከመይ ክንረኽበኩም ንኽእል ?

  • @zemenayyonas3073
    @zemenayyonas3073 3 หลายเดือนก่อน

    ሚጥሪ፡ ብጀርመን፡ Scheide,ኢዮም፡ዝብልዎ።
    መዳሕንቲ፡ ድማ፡ Gbaermutter,,ጀርመን፡ይብሉዎ።
    ድማ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዓረብኛ እዚ መጣር مطار ዝብል ቃል ንመዓርፎ ነፈርቲ ውን ይጥቀሙሉ ኢዮም መስለኒ

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4y 3 หลายเดือนก่อน

    ABOY ab hade mealti kndey mtri tbelu

  • @kibreabkibreab9266
    @kibreabkibreab9266 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሐደ ሓሳዊ ጸያቒ ታሪኽ ቅድሚ 4ሚኢቲ ዓመታት ዝነብረ ሕጂ ኢና ኢልካ ትዛረብ ዶብ ዘይነበረሉ ግዝየ ክኢላን ኮይንካ ክትመስል አይትፈትን።

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ራያ ኣምጽእካ ትዛረብ ኣሎካ፧ተጋሩ ዚብል ነከትልግበልና ግን ራያ ዳኣ ተጋሩ ድዮም እዚይ ብዛዕብኦም ዚንገር ታሪክ ወተሃደራት ኮይኖም ካብ ኦሮሞ ዚመጽኡ እዮም ዚብል ከ።፧?ክክክክ ወይ ሸንኮለል ክትበልዓ ዚደለካ ኣብጉንባሕ ዛግራ በላ ክክክክክክክክልልልልል ምጥር

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 3 หลายเดือนก่อน +2

    መጣር ዝኾንካ ሰብኣይ kkkkkkk

  • @kokebhabte
    @kokebhabte 3 หลายเดือนก่อน

    ረሳሕ ዓጋመ ተረዋኢ ናይ ሓማስያን ድማ ከነረየካ ኢና ወድታ ቀዳድ ዓጋመ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 3 หลายเดือนก่อน +2

    በል ንዝመጽእ ከአ ሸሊሕ ሽልሖ እንታይ ማለት ሙዃኑ ሒዝካልና ኸም ትመጽእ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ😂😂😂

  • @eritreanortodoxchannel1
    @eritreanortodoxchannel1 3 หลายเดือนก่อน

    Areste ኣብ ዩቱብ ዘሎ ኣስታካክልዎ

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሃታፍ! ነቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ደኣ ስለምንታይ "ብልዕቲ" ኢልካዮ፧

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 3 หลายเดือนก่อน

      Gena hateftef kebileka eyiu. Prof. Bokre kemey geru kemzebdekum nifelit ena

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kakamhari1433ከምዘዕብደኩም እንታይ ዓይነት ትግርይና'ዩ? ከምዘጸልለኩም ማለትካ ድኣ ከይኸውን? ቋንቋኻ ኣጽሪ! እዚ ብሓፈሽኡ ኣጠቓሊልካ ትገልጾ ዘለኻ ህዝቢ መን'ዪ? እንታይ ኣፍረሃካ?

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደም ኤረትራዊያን ንናጽነት ልእላውነት ዚተከፍለስ ማይ ድዩ ዋጋ የብሉን ድዩ ፧ካብ ምዓስ ምስ ተጋሩ ሓደ ኮይና ንፈልጥ ምስ ኢቶጵያ እወ ሓደ ነይርና ብግዘ ንግስቲ ሳባ ኣክሱም ተኮይኑ ናይ በለው ከለው ታሪክ እዩ።

    • @Mosye25
      @Mosye25 3 หลายเดือนก่อน

      እሞ ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ምስ መን ኔርና?

  • @zemenrae9193
    @zemenrae9193 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ካልእ ዝማሃር ሲኢንካ ዲኻ ናይ ጸይቂ ትምህር ዘለኻ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 3 หลายเดือนก่อน

    ዓው ኢልካ ምጥሪ ኽትብል ከለኻ ወይዚ ጹሉል ኢለ ሰሓቕ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ይመውት

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 3 หลายเดือนก่อน +4

    ምጥሪ በሊዒኻ ተደፋእ ዓጋመ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 3 หลายเดือนก่อน +1

      Abey yirdaka buelug nay abuka wsidka barya nafaki megzaeti

    • @yonas2883
      @yonas2883 3 หลายเดือนก่อน

      Hhhh

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 3 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ተመስገን

    • @tekle3333
      @tekle3333 3 หลายเดือนก่อน

      Kebti

    • @abrahamhagos1938
      @abrahamhagos1938 3 หลายเดือนก่อน

      DONKORO

  • @tech-roast-ai
    @tech-roast-ai 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክላእ ፈሽኳል ሓሳዊ፡ ኣረጊት፡ ክክክክ ንስኻ ኸ ግዜኻ ኣይኣርግን ዶ፡ ብትንሕ

    • @samsam-nm1cp
      @samsam-nm1cp 3 หลายเดือนก่อน

      U R stupid

    • @asebawi
      @asebawi 3 หลายเดือนก่อน +1

      Why don’t you try to understand before you start scolding someone?????
      Learn tigrigna from him and forget how his political inclinations are !!!
      He is the only one who masters our languages!!!

    • @GHKD2491
      @GHKD2491 3 หลายเดือนก่อน

      @@asebawican you define what he meant by using that word?

    • @asebawi
      @asebawi 3 หลายเดือนก่อน

      @@GHKD2491 yes I can , but I can’t define it more than he did. You need to watch the whole clip rather than part of it and come to conclusion. He is trying to point out the profane words now were once a holy and respected words.

    • @paulosyoseph6208
      @paulosyoseph6208 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@asebawiwhat's profane about vagina (ምጥሪ)። Part of human body created by God.

  • @selemonmahari8685
    @selemonmahari8685 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @agona4373
    @agona4373 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @monenmerah2565
    @monenmerah2565 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @winnerblessed
    @winnerblessed 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @yeshiaraia4648
    @yeshiaraia4648 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤