Alem Gidey | ኣይነድፍረክን ትግራይ - New Tigrigna Music (Official Video) 2020
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2025
- Tigrigna music : Alem Gidey | ኣይነድፍረክን ትግራይ
New Tigrigna music 2020 by Alem Gidey and official video for the new Tigrigna song ኣይነድፍረክን ትግራይ.
© 2020 seble Entertainment
subscribe: / @herishow24
Instagram: www.youtube.co...
facebook: www.youtube.co...
telegram :
@sebl12
#sebleentertainment #seblemusic #sebletigrigna #AlemGidey
#seble_entertainment
ኽትሁሉ ተስፋ ኔሩና ግን የኾነይ😢
ግንድማ መስዋእትኻ ኹቡር እዩ
ብሰላም ዕረፍ ኣሌዋ ኽብርን
ሞጎስን ልህልዋትን ስዋኣትን ጀጋኑና🙏
"ኣይነድፍረክን ዓደይ ዋላ ንሙት እንበይ
ኣይነድፍረካን ህዝበይ ዋላ ክንሞት እንበይ"…100000000…like ፡
ትግራይ ወርቂ
ህዝቢ ትግራይ ወርቂ💪
ኣለኩም ዶ ብትግራዋይት ትኮርዑ
ደቂ እታ ሓንቲ ሓላል መሬት እሰከ በሉ like ኣይነውሕደሎም ነዞም ዓይኒ ትግራይና ዝኮኑ ጀጋኑና💪💘💘
ኣለና🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@@ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ ሃልውለይ ጓል ዓደይ ቅጭን💪💪💗💗💗💗💗
@@kahsamebrahtom5291 ❤❤❤👍👍👍👍👍
❤️
💪💪💪💪💪👈
ደቅ ዓደይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ፀላአኩም ድፍን ይበል
ከመይ ከመይ ደኩም መቅሰናት
መንነተይ ትግራዋይ
iam proud to tigray ahewatey from Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haswi koyinka eritreawi ayikonkan
We love you our eritreans brother's too.
@@isaiastekle4404 beka eshi eska eika
Proud to be tigraweyti eritrean
Ajokum tigrawot ahiwatina ajokum kulu kihalif eyu awet natikum eyu
እሰይ ደቂ እታ ሓላል ምድር ተጋሩ ዋኒ ቅድመኻትኹም ይስጠሐኒ ደቂ ወየንት ሽኮራት ኩሉ ግዜ ባአኹም ንሕበን❤💛❤💛👌💪💪🥰🥰🥰💖💖💖💖😘😘😘🥰😍😍😍💃💃💃🕺🕺🕺🙏
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👈👈👈✊✊✊✊✊✊✊💖💖💖💖💖💖
ጋል መለስ እየ
ጋል ሰባጋድስ
ቀሺ ገብሩ
ማርታ
ሰዓረ
ገዛኢ
ሱሑል
ሓየሎም
!!!!!! ጋል መን ዲየ ኣነ ጋልቶም ቆራፃት ኣለናልኪ ትግራይ ሰጉምልና ንቅዲሚት✊✊✊✊✊❤
ናይ ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ብስረኡ እዩ ዝነበር ሕጂውን ከም ቀደም ና ሸጥ መዓንጣና ዓወት ነዚ ጀግና ህዝቢ ትግራይ💪💪💪💪💪🇻🇳💘💘💘💘💘
ዋው👉ኣይነድፍረክን ትግራይ 👈👌ገለ ዓይነት እያ
👉 ኣቱም ተጋሩዋኒ ኣጆኩም ትግራይ🇻🇳❤
ንቅድሚት እስቲ ብትግራይ ስም 👉👍ግጨዩኒ
አዮኩም አቱም ጀጋኑና ከም ከመይ ዲኩም ተሐጉስኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤👌
God bless Tigray and the peopel of tigray I always support you from child of Eritrea!!
Amanuel Habte Child Eritrea 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 kulukum Agamistis Eritreaweian ketkonu tedelyu gud eko rekibna. Eritrawi kekewen kembehadesh ketfeter alka FESAWI.☝️☝️🤚
Ata wdi betsbes menedeka eyu zeyeretrawi seneserat geber ok.
@@asmaerasmaer9441 ata wedeza geyaz wahid geyetsyes aytebeleley abzi metsika ok. Face book accountika wy telefonka habeni men mukaney kereyeka eye
Fucking hasawi
@@asmaerasmaer9441 eway Eritreawinet mat terfi eyu malet diyu,seb niseb kifetu aykielin diyu koynu wayse entay eyu gudu natina neger ygerim Bel ane eritreawit eye I love and support the Tigray people.I love my people too.entay aynet himam eyu weridina.
አሰይ ደቅይ ኣደይ መዓረይ ኣጀኩሙ ኣበ ጎደንኩም አና
አጆኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ብኣካትኩም ንሕበን ቀፅሉሉ አሉ ጅግና
አየኩም ደቅ ትግራይ.ማአረይ.ኒቅድምት አብ ስደት ዘለና ዉኒ ከብቲ.እግርግር ዘሎ ተራጋግኡ ብሰላም አድና ይምለሰና.አሜን (3)
I'm from eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 and I'm so proud of you tigray people!!!. Yes!! As you said just they forgot it. But now you gave them memorandum by the way you songwriter. you have done it well brother. LOVE YOU!!!.
be honest u ain't Eritrean. At least you would know which songs to appreciate, let alone the history behind it.
@@kaib5735 why can’t he be Eritrean?
@@kaib5735 you're probably fota lebash Ahmara or Eritrean hidgef supporter trying to separating ppl.
@@queenofaxumitekingdom3037 bad guess! Bitch
thanks
Asey ajokum 👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️❤️❤️ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ
ተመስገን ኣምላኬ ትግራወይቲ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
Ajokum tegaru ab gonukum alena 🇪🇷🙏
ajokum joganu dakiy tegray adey
የቀንየልና ክቡር ሓው🙏😍
eri king Goneka teseber men wekil hizbi Eritrea geruka natka geber lekbetbet aytebel lehassi Tehlo tequay Fesawi.
Asmaer asmaer .....denkoro abey emo elkayo adi dea abakum ms terefet eya eko ztefiet eneal terogabi adieka bfkri zeyeebeyetka
@@eripanorama ለባመይ ሸኮሪና ❤️💛🙏😍😍😍
ኣጀኩም ጀጋኑና ዛ ትግራይና ኩሉ ግዘ ብኣኩም ኩርዕቲ ክብርቲ እያ
ስላምኩም ይብዝሓልኩም ደቂ ትግራይ ደቂቶም ጀጋኑ ተጋሩ ዋኒ ወለላታት
Ayekum Geganu mehegosti aewt kidigem eyu 💕💕💕
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሃገረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ሽሕን ዋልታን ኩኑለይ ሙቁራተይ
ዋው መኩረዕተይ ኢኩምተጋሩ ትግራይናንቅድሚት ተረሲዐምወለ ክነዘክሮም ኢና ደቀምንዲን አጀኩም ናይና
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ደቅቶም ጀጋኑ
ኣዬኩም ጀደን ህዝብና ታናትማሊ ናይ ኣቦታትና ስረ ሕጂ ውን ኣላ ምሳና💪😘😘
ትግራይ ዓደይ ምእንታኪ 1000 ግዜ ንብጆ 💛❤️
ኣሰይ
ኣየኩም ደቅ ኣደይ እወ ክጠርጣ ❤🇻🇳❤🇻🇳❤❤❤❤🇻🇳1000 000 like
እንኳዓ ናቱኩም ካንኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቃታ ክብሪቲ ወላዲት ጀጋኑ ዓባይ ሃገረ ትግራይ እስይይይይይ
አታ ጅግና አሉዋይ መቅሰን ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👌
ሞትና አንበሳ የማይፈራው ትውልድ ትግራዋይ ብቻ ነው።
ዜግነተይ ትግራወይቲ 💘
መነተይ ትግራወይቲ 💘
ክንካዕ ትግራዋይ ኮንኩ ናየይ ብምካንኩም ኩርዓት ይስመዐኒ ሓበን ይስመዐኒ
እዛ ትግራይናና
ብልየን ዓይንናና
ሰይሰይ እግዚኣብሄር ምሉእ ፀጋን ጥዕናን ይሃበለይ እንኴን ናትና ኮንኩም
ንላክ አይትሕመቁ ተጋሩ ነተባብዓዮም
Selam deki tigray
ብፍቕርኹም እኮ ክሞት ኢለ ደቂ ትግራይ ማዓራተይ ወለላተይ ሕማቕ ኣየግንየኩም ፈጣሪ ይሓልወኩም😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተጋሩ ክበሩ ሕበሩ ስመሩ ንበሩ ❤💛💪✊
የቐንየልና ክቡር ሓው ጅግና ኣንበሳ💙👌
እወ ሪሲዖም ደቂ ረሳዕቲ
ሎሚ ብስረይ ፅባሕ ብስራይ
ክደግሞ እየ ናይ ኣቦታተይ
wawwwwwwww asay asay asayyyyyy aykum nayen jagnuna 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
እሰይ ደቂ ሃገረ ትግራይ
ሰላምኹም ይብዛሕ
ረሲዖሞ እወ እዞ ገላቦ 💪💪💪💪💪💪💪💪👈👈🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔💔💔💔💔
ምቅረተይ ጓል ዓደይ ትባንዳራ ኣይናትናን ናይ ትግራይ 💛💥❤እዚኣ እያ እያ
Great job man. ኣይነድፍረክን ትግራይ
አሰይ ጅግና ወዲ ትግራይ አይነድፍረክን ትግራይ አለና ደቅኪ መሪፅኪ ወሊድኪ ኢኪ ♥♥♥♥
👌👌👌👌👌👌👌👌👌👏wow tesmi lbka zestiyu men kemakum nuborlna newih edme nakum
አሰይ ደቂ ወይነ ዓይኒ ፀላኢኩሙ ይደፈን
ኣጆኪ ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሓቦኛታት
ዓዲ ቶም ቶክሶም ዝላፅዩ❤❤❤❤
ሰላም ፍቅሪ ናዓካትኩም አሕዋተይ ማዓረይ አየኩም Like.
ከመይ ድኩም ጀጋኑ ትግራይ ዓደይ ንበሪለይ ንዘላኣለም💖💖💖💐💋
ተዓወት ኣታ ጅግና
Mendanu weyke fenkech kab mesmerna. Behim zebele yetahagom. Men kemakum deki Haras Nebri Deki halal meret Enka kabakum Tefeterna Tefeterku Good Bless you. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🌷
ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና
ጅግና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ድምፃዊ ኣለም ግደይ ምስ ቡፆትካ
እሰይ ተጋሩ ጀጋኑ ሕበሩ ስመሩ ሕድሪ አያታትኹም ከይተዕብሩ አዮኹም ናይና❤❤❤
አጆኹም አህዋትና አለና ምሳኹም
ወይከ ንቅንቅ!!!!!!!! ከምቲ ጅግና ዋዕሮና ዝበለቶ "ንሶም ክወርዱ ንሕና ክንድይብ ክንራኸብ ኢና!!!!
ሓቅኻጅግና ዝወደይ ቃል አለና ብተግባር ነሪኦም አለና ትግራይና ንቅድሚት
ኣለም ወዲዓደይ ጎበዝ ቀፅለሉ
ዋው ገራሚ ኣዮኩም ናይና
Ayni tselaakum ydefen ajakum nayna💪💪💪🇻🇳
አለና ደቅኪ ትግራይ ኣይንድፍርይ ትግራይ ዓደይ ወለላይ
እሰይ አንኮዕ ከባኩም ተወለዱኩ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🇨🇳🇨🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ትግራይ ትዕወት።🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Tigrawy beale sere ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ደቅ ትግራይ ዓደይ ሰሱኑለይ እወ ልኮድኩምወ ብርሃን ልረገፀክምዎ ለምለም ይግበረልኩም ኣንትም ጀጋና ኩሉ ግዚ ኩረዓት
ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ኩሉ ሓደ ትግራዋይ ጅግና እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና ኣንታ ወረጃ ህዝበይ። 💪💪💪
እውነት መለስይ ክስዕስዕ ከሎ ደስ ክብል ጀግና ይሞት ታሪክ ግን ነባር እዩ
Tigray Adey adi jeganu selamki ybezah lemlmley
💪💪💪❤❤❤👏👏👏⚘☘🌹🌿⚘🌿🌹☘🌠🌠🌠⛱⛱⛱💐💐💐🙏🙏🙏
አሰይ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ
ትግራውነት ፍሉይ መንነት ።ደቂ ሓላል መሬት ኣዮኩም ናትና ሎሚ እውን ከም ትማሊ መስመር እዩ ሓይልና ወይከ ፈተክ ትግራይ ንቅድሚት
Asey asey ahwatey 👏👏👏👏👏👏
ዋውውውው ኣሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይይ ትግራይ ንቅዲሚት ኣጀኩም ናይና
ትግርይ ዓደይ 🇻🇳🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣሰይ ጅግና ትግራይ
ጅግናዋይ ሂወትካ ከፊልካ ምእንታና ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብርካ ዓክክ ኪናት ክንደይ ጀጋኑ ኢኪ ዊሒይካ ኪናት በላዒ ሰብ ኡፍፍፍ አነስ ብሂወት ክህሉ ተስፋ ይገብር ነይረ😢😢😢😢😢😢
Aseyyy anes gal tigiray mikan hugust
ደቂ ትግራይ ዓደይ ስሱነለይ ኣይነድፍረክን ጅግና ❤💛❤💪💪💪👌👌👌👈
Ajokum nayena jegane miss you tigray adey
እሰየ አጆኩሙ ቅዱስ ገብሪኤል ይራድኩም
ብስረና መን ሓልዩ ኣቅሚጡናዩ መስመር እዩ ሓይልና ደቂ ወያነ
አታታታታታ አሰይይይይ ትግራይ ዓደይይይ
ዓይኒኒ ብልየንንይይይ
እወ ክንደግሞሞሞ ናይይ ኩላቶም ጀጋኑኑ
አልየዋ ጅግና 💔💓💖💘✨💖💖💔💓
እሰይ ደቂ ትግራይ ዓይ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ደብሪፀይ ኣጆኩም ኽንሰግሮ ኢና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
TEGARU love you may peopel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እማኣ
Lokmax eti bandiera eleyo nay meles aykoneten kelel aykoneten nay hagere Eritrean ya
ኣሰይ መን ከም ዓደይ ወለላ ባኣኩም ንሕበን ❤💪ትግራይ❤❤ትግራይ❤❤
ትግራይ ዓደይ ኣሰይ ቀፅልሉ ደቂ ወይን💪
እዋይ ጀጋኑዋይ እዚ ሰርከስ ክፈትዎ ማዓት ቴኮማንዶ ኩሉ መናእሰይ ትግራዋይ ክለማመድ ኣለዎ ብትርፊ ስዓቱ እስፖርት ንኹሉ ነገር ፅቡቕ እዩ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብ ትግራይ ሰርከስ ዝተፈለጠ እዩ ቀዳመይቲ ብዓድታት ኔራ ሕጂ ግን ዝቐዝቐዘት ትመስል ብሰርከስ ብኻራቴ ወዘተ ያው ከምዙሎሚ ብሚድያታት ገለመለታት ኣይቕረብን ኣይፍለጥን ነይሩ ሕጂ ግን ሰብ ካብ ዩቱብ ሪኡ ንምማሃር ዝኸብድ ዛዕባ ኣይኮነን ዋናኡ ድሌት እንተሃልዩ፣
ተጋሩ ጀጋኑ
Adeye marey mekorety selam kunelye❤❤❤🙏
✊✊✊❤❤❤ my heroe and owner history bravo. My country Tigray people are proud and honors.
ኣሰይ እሰይ ተጋሩዋኒ ፀላኢኩም ኣይኑ ይደፈን
ፍልይ ሓይልዋ ኣለካ ውራይ ውራይ ህዝብካ እተሞ ለያቡ ከይኣትውካ ሕድርና ኣፅኒዕና ንመከተ ትግራይ ትስዕር 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Deki tegaru Ajona knewet eina
Entejemirom hurumey elekum
Zenmhurom tgrau mekberit tselaeta
eya❤❤❤👍👍🙏🙏selam waAlu
አታ እዞም ትግራይ ዓደይ
ዘለዎም ሓቦ
እንኳዕ ካብኦም ፈጠርካኒ
እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና
ጠቅላይ ምኒስተር መለስ ዜናዊ
አጅኪም ደቂ ጀጋና
ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰሱኑለይ አይነድፈራን እወ!!!
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ትግራይ ዓደይ ብሌን ዓይነይ ሰስንለይ ዓምብብለይ
ለምለም ኩንለይ 💛❤💪✊
ትግራይ ኣነ እናሃለኩ ኣይትደፍርን ኢናበለካ ተሰውእካ ሕድርኩሙ ኣይንዕበርን TDF💊💊💊 ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበረ ኣይነብርን መንግስት ሰማያት ይዋረሰካ ጀግና TDF💊 ሓውና💊💊😭😭😭😭😭😭😭😭
ትግራይ ዓደይ
ጅግናና ማዓረይ ሳላኹም ዶ ብርሃን ሪኢና 😢😢😢😢😢 ብሰላም ዕረፈልና ምስ ጀጋኑ ብፆትካ 😢😢😢😢
ተጋሩናዋ አይተካአልኩሙን
እወ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ወየንቲ
ክክክክክክክክ እውይ እዚ ጅግና ከስሕቐንን ከጀግነንን ማዓት እዩ ደርፊ ማራ ቅኔ ዜማዊ ሜሎዲ ትግራይ ልቢ ኾይኑ ረኺበዮ ዋውውውው ማራ ደስስስስ ኢሉኒ ማንነትካ ምፍላጥ ዓድኻ ታሪካ ምፍላጥ ከሐጉስ ማዓት ብሓቂ የቐንየልና ወለላዬ ወታደራት ትግራይና ይሰሱኑልና ይጀግኑልና ብጥበብ ይመልኡልና ኣምላኽ ይሓልዎም ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣፣ 😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣጆኻ ወዲ ዓደይ ሽኮር ምእንተን ዓዲ ቦኻ ከይትድፈር ምቅላስ ነውሪ ኣይኮናን ንወየንቲ ኣጆኻ ወድቶም ጀጋኑ❤❤❤❤
An gual meles ,gual seare,gual gezae,gual hayelom,eya🌹🇪🇹🌹🇪🇹🇪🇹🌹🌹
ትግራይ ዓደይ ምእንታኪ 1000 ግዜ ንብጆ 💛❤️ትግራይ ዓደይ ብሌን ዓይነይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
ንእሸተይ ግን ቪድዩ ህስስ እሉ