New Tigrigna Music Hailush Araya | ኣሳድዶም ነዞም ኣራዊት ሰራዊት (ኣርቲስት ስውእ ጅግና ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣርአያ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 527

  • @alskcvcv5889
    @alskcvcv5889 3 ปีที่แล้ว +37

    እመቤታችን ታሓሉኩም አሕዋተይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘💘

  • @seluloveazitey3095
    @seluloveazitey3095 3 ปีที่แล้ว +30

    ♥️♥️♥️♥️♥️እፉፉፉፉ ተጋሩዋይ ታሕጓሰ ክመውት ኢለ ካባኩም ምፍጣረይ ኣምላከይ እየ ዘምሰግን ጀጋኑና i love you እፉፉፉፉ ሰደት 😪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @selammichael3108
    @selammichael3108 3 ปีที่แล้ว +20

    Deki Alula ,deki hayelom,deki seare ,deki meles endikum tegaru ahwatey Mearey ❤️💛
    Kab haftkum gal akele 💙💚&💛❤️🙌

    • @funtime417
      @funtime417 3 ปีที่แล้ว

      ሸርሙጣ!! ኣከለ ከማኺ ለሓሲት የብልናን

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 3 ปีที่แล้ว +7

    ቅድስ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ወረርቲ ናብ ሓይልታትን ትግራይን ; ህዝቢ ትግራይ ን እትትኮስ ጥይት ኣምክን : ተመሊስ ግንባር ወረርቲ ተፍርስ:: ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ብስራታዊ መልኣኽ ቅዱስ ገብርኣል ነፃነት ትግራይ ኣበስር: ቅድሚ ቅድሚ ሰራዊት ትግራይ ተጎዓዝ:: ዓይኒ ወረርቲ ሸፍን:: ጉልበትን እግርን ወረርቲ ይድከም:: ሞት ንወረርቲ: ዓወት ንሰራዊት ትግራይ::
    ትግራይ ትስዕር::
    ወሰብሃት ለእግዚኣብሔር::

  • @ሶልያናፎታዊትሰብ
    @ሶልያናፎታዊትሰብ 3 ปีที่แล้ว +19

    ሃይሉሸይ ወዲነይ ጅግና እፍፍፍ አነስ ኩሉ ነገር ተሓዋዊሱኒ

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 ปีที่แล้ว +12

    እንቓዕ ብርሃን ራአኩም ውጹዓት ህዝቢ ትግራይ አይምብርከኺን ዝበለ ህዝቢ ዩእወት እግዚኣብሔር ይመስገን ደስ ዝብል ሙሉእ ሐጕስ ይግበርልኹም ብሩካትይ

  • @abebaweldu4624
    @abebaweldu4624 3 ปีที่แล้ว +30

    ኣሳድዶ ብመመሪር ቃልስኻ ተጋዳለይ አምበሳ በረኻ!! ኣዮኹም ዞም ኣሕዋተይ መዓረይ ልበይ ምሳኹም ከደትትትትትት

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 3 ปีที่แล้ว +32

    በሎም አሳድዶም ቆራርፆም ኢቲኦም ተማሪኮም ዘለዎ ከማን ቆራርፆም ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ፅላላ ትዘርግሐልኩም አመን ትግራይ ብአኩም ትስዕር

    • @ayekummaria7152
      @ayekummaria7152 3 ปีที่แล้ว +2

      ብሽም ዛኮመንትኪ ሳብስክራይብ ገይረኪ ኣለኩ ማዓረይ

    • @محمدالعبدلي-ط3ف
      @محمدالعبدلي-ط3ف 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን♥♥♥💛💛💛💛

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
    @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ 3 ปีที่แล้ว +50

    ተመስገን ፈጣሪ ናትኩም ምካነይ ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት ናይ ግድን 'ዩ ጅጋኑናናና

    • @tsadkangalabrha1682
      @tsadkangalabrha1682 3 ปีที่แล้ว

      Bezi wed zi ba fekri tekatselku tefeltwo tegarwani

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ምክልካል ሃገረ ትግራይ ኣምበሳ በረካ♦️❤️💗💛
    ተጋሩ ብምካንኩም ዝትኾርዑ ላይክ👍

  • @nebiatamaha4606
    @nebiatamaha4606 3 ปีที่แล้ว +22

    Our heros may God be with you All TDF we Love so much ❤
    TIGRAY TISIER 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @birhn7948
    @birhn7948 3 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውውው እንታይ ደ ኩይነ እየ ባዕለይ ዘይዛዝሞየ ባዕለይ💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንሊለ ብስሮና ንልለ።።።💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳❤❤❤❤❤❤

  • @abbsh969
    @abbsh969 3 ปีที่แล้ว +9

    ሃይሉሸይ ዉድቶም ጆጋኑ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ💪💪💪💪💊💊💊💊💊💪💪

  • @AaBb-ht7ed
    @AaBb-ht7ed 3 ปีที่แล้ว +5

    ሃይሉሸይ መግለጺ እኮ ስኢነልካ 💘💘ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ምሳኹም ትኹን 🙏🙏🙏ኣሕዋተይ መዓረይ ናተይ... እንካዕ ካባኹም ተፈጠርኩ.. ተመስገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏

  • @stacysmith6513
    @stacysmith6513 3 ปีที่แล้ว +15

    አሕዋትራ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ብዓወት ተመለሱ አምላኽ ምሳኹም እዩ ❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🏡 ትግራይ ትዔወት ❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    • @jkjkyutk4377
      @jkjkyutk4377 3 ปีที่แล้ว

      ትግራይ ትዔወት💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 3 ปีที่แล้ว +8

    እሰይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ደስ ክትብሉ ኣሳድዶም ብመሪር ቃልስካ ተጋዳላይ ኣምበሳ በረካ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።

  • @ጓልተምቤንፃዕዳ
    @ጓልተምቤንፃዕዳ 3 ปีที่แล้ว +14

    እሰይ ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ 💊💊💊🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💛💛💛💊💊💊💊✊✊✊✊✊💪💪💪💊💊💊💛💛💛💛💪💊💊💖💖💖🥰🥰

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 3 ปีที่แล้ว +37

    አታ ዝጀግና ሓውና ክፈትወ አነሰ አምላክ ምሳኹም ይኹን ጀግኑና

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 3 ปีที่แล้ว +19

    ኣጆኩም ኣጆኩ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
    💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍
    ❤️⭐️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

    • @jkjkyutk4377
      @jkjkyutk4377 3 ปีที่แล้ว

      ኣጆኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 ปีที่แล้ว +19

    እሰይ እልልልልልልል እግዚአብሔር ይሓልውኩም 💪💪💪💪💪❤️💛🙏

  • @سلامهمنجحي
    @سلامهمنجحي 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሃልሸይ😢😢😢😢😢ኣነስ ካብደይ ተበፂቢፁ😢😢😢😢😢ናዓካ ክርእ በቃ ልኮነ ነገር ይስመዐኒ😢😢😢😢ሓወይ ዶ ይኮን ኣጋጣም ኣብዚኣ እየ ዝፈልጦ ኣብኡ ስለ ዝኮነ ዓደይ ኣፍሉ መድረክ ልተካየዶ😢😢😢😢ግን በቃ ምእማን ኣብይኒ ተሰዊኡ ኢለምንስ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kalkidanteklehaymanot4828
    @kalkidanteklehaymanot4828 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዓለም ብላሽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ጎይታ ይዘክርካ ሃይሉሸይ ብስጋ እንተሞትና ብነብስ ህያዋን ኢናሞ ብመንፈስ ምሳና ኣለካ ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢካ ወገን 😢❤❤❤

  • @ፀጉገብረፃድቅ
    @ፀጉገብረፃድቅ 3 ปีที่แล้ว +8

    አሰይ ጀጋኑ እዞም አሓተይ ፀላእኩም ዓይኑ ይደፈን ህዝበይ ሓላለይ ትግራይ ትስዓር 💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +2

    ሃይሉሸይ ጎይታዋይ ቃደማኩስጥሕ ተብለኒ ኣሕዋተይ ሃይሉሸይ ኣይዋይ ዋይዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว +1

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @saira1191
    @saira1191 3 ปีที่แล้ว +12

    ጀጋኑና✊💊💪❤💛

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሃይሉሸይ ንጉስ ፀጋይ ወዲ ዓደይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም💔😢

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሕሕሕ ጅግና ተጋዳላይ ሃይሉሸይ ፃዕዳ ምእንተና ነታ ኣማራፂ ዘይበብላ ሂወትካ ከፊልካ እዚ ኩሉ ጅግንነት መሊኡ ዘይመልእ ልብና ተሰይሩ😢😢 ዘለኣለም ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ስውኣትና እግዚኣብሔር ኣብ ሑቁፊኡ የንብርካ ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @cell9276
    @cell9276 3 ปีที่แล้ว +9

    በይዛኹም ዳኣነ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ኣጀኹም ፈጣሪ ። እዉን ምሳኣኻትኽም እዩም ።ምስ ሓቀኛ ህዝቢ ትግራይ ንበርሎይ ንዘላኣለም።🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💖💖💖💘ትግራይ ትስዕር።

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +77

    ሃይሉሸይ ማዓረይ ጀግና 💛❤😍

    • @tigrayshow8224
      @tigrayshow8224 3 ปีที่แล้ว

      Hadish derafay diu

    • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
      @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

      @@tigrayshow8224 ዝፀንሖ እዩ ጎበዝ ደራፋይ እዩ!!

    • @tsadkangalabrha1682
      @tsadkangalabrha1682 3 ปีที่แล้ว

      @@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ Mekrtey gele belni fekri hizuni meszi wedi derafay

    • @ጓልመልኣከምህረት
      @ጓልመልኣከምህረት 3 ปีที่แล้ว +2

      @@tsadkangalabrha1682 ክክክ ወዲ አኮይ እዩ ከላልየኪ እየ ጓል ትግራይ

    • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
      @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +3

      @@ጓልመልኣከምህረት ክክክክክ አትዮ ስብ እንዶዳኣ ግበርኒ ምስ ሃይሉሽ ፍቅሪ ይሕኒ በጀኪ !!
      አሳዲዶም ብመሪር ቃልሲካ ተጋዳለይ አንበሳ በረካ !!!💛❤😍✊

  • @jemalm8008
    @jemalm8008 3 ปีที่แล้ว +30

    "We stand with tigray!!!"
    Our unity stronger than ever!!
    Tigray stronger than ever!!
    Our principles to existence and road to our victory !!!
    Tigray strong!!!

    • @saba.s3701
      @saba.s3701 3 ปีที่แล้ว +2

      True. 🙏🙏🙏

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      Amen Temsegen Tekkl wowoww 😍😍😍💘💘💘💖💖💖💪💪💪💪🤲🤲🤝🤝

    • @salamali5751
      @salamali5751 2 ปีที่แล้ว

      Or f

  • @BillyBob-zq9gr
    @BillyBob-zq9gr 3 ปีที่แล้ว +23

    ተጋሩ ያሸንፋል።

  • @axum5878
    @axum5878 3 ปีที่แล้ว +5

    Amlak misakum ykun geganu deky tgray adey mearey ayny selamkum ydefen Amen Amen Amen hagere tgray tewet 💪💪💪💪💪❤💛❤

  • @solomonhailu1977
    @solomonhailu1977 3 ปีที่แล้ว +8

    GOD bless the hero People of #Tigray
    Ajokum Naiena weyane #Tigray Yesier 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪

  • @ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
    @ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +6

    ፃሓይ ገፆም ዓኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ቅድመኩም ድፍእ የብለኒ🙏😘😘😘😘

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +41

    ጀጋኑና ክብሪን ሞጎስን ንዓኩም 💛❤😍✊

  • @Pw9901ige8
    @Pw9901ige8 ปีที่แล้ว +1

    ሃይልሸይ ሓወይ ድምፂካ ካብ ማይ ፀሚእኒ ፀሊሚትና ድሕርካ ዝነበር ሕርርርርርር ጥራሕ.እየ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @AhGd-wt5yu
    @AhGd-wt5yu ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ኣኒብዑ ክቃትለኒ ዉሉ እዚ ቆልዓ💔😭🖤🖤🖤🖤 ንኡሰይ መእንተ ህዝብኻ ባ ትደፈእኻ ዋይይይይይ💔🖤😭😭😭

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @abibahgoiss9666
    @abibahgoiss9666 3 ปีที่แล้ว +25

    አጂኩም ናይና እግዜብህር አምለክ ምሳኩም ይኩን

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 3 ปีที่แล้ว +2

    Esey jeganuwani Egziabher misakum yikun 🙏🙏🙏👏👏👏❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️⛱⛱⛱⛱⛱⛱💝💖💝💖💝💖😃💖😃💖💝

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋኒ ኣነስ ንኣኩም ክርኢ ከለኩስ ብታሕጋስ ፍግእ ክብል ይደሊ እንካዕ ኣማዕድየ ዝሪአኩም ኣይኮንኩ ጀጋኑዋይ

  • @tsadkangalabrha1682
    @tsadkangalabrha1682 3 ปีที่แล้ว +10

    ፀላኢኩም ድፍእ ይበል ደቅዞም ኣናብስ

  • @tavor751
    @tavor751 3 ปีที่แล้ว +7

    The most deadly brave warrior ppl in Africa 🟥🟨💪🏽💪🏽

  • @jvh580
    @jvh580 3 ปีที่แล้ว +17

    ፀላኢ ዓይኑኩ ድፍን ይበል ደቂ እዛ ሓላል መሬት

  • @ፀጉገብረፃድቅ
    @ፀጉገብረፃድቅ 3 ปีที่แล้ว +2

    አታ አነስ ርኤ ምፅጋብ ስእነዮም እዞም ጀጋኑ አሕዋተይን ህዝበይን ፍትውተይ ደመይ ምቃለይ ሂወተይ ነዚ ህዝቢ እዚ ሽሕ ክዜ እውን ፅሕፈ ቃላት የብለይን እሞ አምላክ ምሳኩም ይኩን ፅሩያተይ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ናፍቆተይ ህዝበይ ሓላለይይይ💘❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lvoetgray3656
    @lvoetgray3656 3 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋኒ💊💋

  • @nardosnardos4332
    @nardosnardos4332 3 ปีที่แล้ว +9

    ሃይሉሸይ ወድቶም ጀጋኑ

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 3 ปีที่แล้ว +9

    Tank yous very mach for our heroes 💘

  • @በሊጓልሃገረትግራይ
    @በሊጓልሃገረትግራይ ปีที่แล้ว

    እዉይ ማዓረይ ንስኻስ ከም ነበርካልና ዳኣም እዉይ ኣሕዋተይ መላምል አህህህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @fresemayhahayleadey3439
    @fresemayhahayleadey3439 3 หลายเดือนก่อน

    ሃሉሽየየ በስላም ዕረፍ🙏🏽 💔😭💔 ሕድርኩም ኣይነእብረን✊🏽💛❤️ ስለ ትግራይ ልተከፍለ ኩቡር ዋጋ 💔😭💔

  • @አፀደጎደፍ
    @አፀደጎደፍ 3 ปีที่แล้ว +6

    ❤❤❤❤😘😘😘💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💒💒💒💒💒ልኡል ንእግዛብሄር ይሓልኩም

  • @kokobtigray8783
    @kokobtigray8783 ปีที่แล้ว +2

    ሃይሉሸይ ናፊቀካ ምስ ህሉዋት ይግበርካ መዓረይ ❤❤❤❤

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @alicell8282
    @alicell8282 ปีที่แล้ว +2

    ሃይልሽይ ጅግና ዉዲ ህዝቢ ኣነ ኣይኣመኑኩን መንግስተ ሰማይ ዪዉርስካ ንሙሉእ ቤተሰብካ ፅንዓት ይሃቦም ፈጣሪ💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @hopetube0000
    @hopetube0000 ปีที่แล้ว +4

    ሃይሉሸይ መዓረይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

    • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
      @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว

      @@gezanamediahouse19 ኣነስ ብሓዕሚ ልበይ ተሰይሩ ብሃይልሸይ ኣብ ሕቑፊ ቅዱሳን የንብሮ ምስቶም ክቡራት ብፆቱ

  • @سلامالحبشي
    @سلامالحبشي 3 ปีที่แล้ว +8

    ቆራርፀም ኣታ
    ጅግና ምኪኣል ምሳኩም ይክን

  • @HadushMeresa-j9n
    @HadushMeresa-j9n ปีที่แล้ว

    ኸምዚገይሩሀገሩዘኽበረሰራዊትክካሕድዘይብሉንኽርሳዕዘይግባእዩ።ደበሶምነዞምኸምዚዝኾኑተጋደልቲጀጋኑሕድሮምንትልሞምንዓላማናታቶምምቅጻልዩ።እዚውንመጀመርያምሕባርዩዝሓበራአጻብዕስአርቃይየጸምባዓዩሞየሕዋተየ።ንስውአትናመንግስተሰማያትየዋርሶም።ንህዝብናውንጽንዓትንብርታኤንይሀብኩም።❤❤❤❤

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ደስ ክብሉ❤️💛❤️✅✊🥰
    እዚ ቦታ ግን ዝፈልጦ ይስለኒ ሎ😳🤔🤔

  • @auosgeh2463
    @auosgeh2463 3 ปีที่แล้ว +3

    ቱሓጎስ ኣብ ቀፅኩም ኣንቢብና ጀጋኑና ♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛

  • @ameriazmeri7943
    @ameriazmeri7943 3 ปีที่แล้ว +9

    ሃይሉሸይ ውድቶም ጆጋኑ

  • @slamslam54
    @slamslam54 3 ปีที่แล้ว +11

    Amak ምሳኹም ይኹን 😢🤩

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay bahaki Ajekum yehawtey awet misakum yekune deki tigirai 💪💪💪💪💪💪💪❤👈

  • @wowwow8648
    @wowwow8648 3 ปีที่แล้ว +1

    እመብርሃን ብርእስኩም ፅላል ብእግሩኩም ጫማ ኮይና ታሓልወለና. አለ እልል እልል እልል እልል እልል እልል እልል ኣዮኻ ትግራዋይ ታዓዋታይ ህዝብይ እስይይይይይይይይይይይ

  • @ወዲሓዉዛ
    @ወዲሓዉዛ 3 หลายเดือนก่อน

    ሃይልሽይ ጅግና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 3 ปีที่แล้ว +3

    አሕዋትና አንሕና ከዓ ብፆሎት ንሕግዘኩም አምላኬ ሆይ አዚክፉአ ግዜ አሕልካስ ነብ ደስታ ራህዋ ዓወት ፍቅሪ ሰኒትን አውርድ🙏💒❤

  • @DhDg-oj2ff
    @DhDg-oj2ff 3 หลายเดือนก่อน

    ሃይሉሸይ ብፃይ ብሰላም ዕረፍ ኡፍፍፍ ናይ ዓለም ነገር 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ኣስተርጋልገረንቺአልኣስቴ
    @ኣስተርጋልገረንቺአልኣስቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልል ተጋሩዋይ ፈደይቲ ሕነ እንካዕ ፍሽኽ በልኩምለይ ተመስገን ገብሪኤል መፅበዓይ ኣየዕብርን ብታሑጋስ ከይመውት ፈሪሐ ❤️💛💪💪

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ ปีที่แล้ว

    ኣንታ ሃይሉሸይ ቱድምፅኻስ ክንደይከ ይጥዕም እቱ ጅግንነትካስ ክንደይከ የሐብን ግን ዕዱል ኣይገበርናና ምት እንተሎ ዘየንሓሲ ትግራይግን ጎዲላ የላን ከም ቀደማ ንስኻን ከማኻ ዝበሉ ዕሸላትን ኣረኪባ ዓድኻ ሓዚና ምት ደቃ ሰሚዓ😢😢😢😭😭😭

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @selamyihun8102
    @selamyihun8102 3 ปีที่แล้ว +9

    One of the best Tigrayan music.long live Woyane Tigray.indeed Tigray will be victorious.

  • @eyobnagasi4654
    @eyobnagasi4654 3 ปีที่แล้ว +9

    መግልጺ የብለይን

  • @Haftom9568-ro8mf
    @Haftom9568-ro8mf ปีที่แล้ว +2

    ሃይልሽ ኣቲ ጅግና

  • @gebrekirosberhe9611
    @gebrekirosberhe9611 ปีที่แล้ว +1

    ሃይልሽ ጀግና ሓውና ከብደይ በሊዕኻኒ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ። 😂😂😂

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      ንሃይሉሽ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃቦም። ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 3 ปีที่แล้ว +6

    May the Lord God be gracious to you; may the Lord God turn His face upon you, and may the Lord God shine His face upon you.

  • @tsagaabay4258
    @tsagaabay4258 3 ปีที่แล้ว +1

    Geganu deki hezebi Tigrai tegaru Egziabiher Amlak mesakum eyu kulu gezey haki zehaze yeser yewet eyu Enka desbelena desbelekum Geganu

  • @leyagebre6693
    @leyagebre6693 3 ปีที่แล้ว +2

    አታ እትደርፍ ዘለኻ ዕሸል ቅድመኻ ኩሉኹም ኣሕዋተይ ብሰላም ና ቤተሰብኩም አምላክ ይምለስኩም

  • @yeshem
    @yeshem 19 วันที่ผ่านมา

    ነብስካ ብሰላም ትእረፍ ዝሀወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @hdwo3924
    @hdwo3924 3 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ዓይኒ ሓሳድ የውፅእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ 🥰🥰🥰❤️❤️❤️

  • @utfgighjj868
    @utfgighjj868 3 ปีที่แล้ว +3

    ሃይልሸይ ጅግና ትግራዋይ🥰🥰🥰🥰😘😘

  • @HdSs-vl8bf
    @HdSs-vl8bf 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ክትቡሉ ኣትም ጀጋኑ ትግራይ ፈዳይ ሕነ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TFYGMYMIT
    @TFYGMYMIT 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሳድዶ ብመመሪር ቃልስኻ ተጋዳለይ አምበሳ በረኻ!! ኣዮኹም ኣቱም ጀጋኑ
    ልበይ ምሳኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @user-xq3lo6mh9j
    @user-xq3lo6mh9j 3 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትሰዕር ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሎሎልል

  • @Letish190
    @Letish190 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ሓዚነ እዚ ጀግናምስአና.

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 3 ปีที่แล้ว +2

    Tegaru seb metkel jignnetkum gerimuna, ajokum delayt selamkum eye delayt fthi Ertrawit🇪🇷

  • @فاطمهمحمد-ث4ذ8و
    @فاطمهمحمد-ث4ذ8و 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይ ሃይልሸይ ሓወይ 💝💝💝💝💝💝

  • @Letish190
    @Letish190 ปีที่แล้ว +1

    ብሰላም ዕረፍ ሃይልሸይ.

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @nimonimo9165
    @nimonimo9165 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይይይይይ ኣታ ኽንደይ ደስ ይብል ኣሳድድዶም ዓርሞሽሽ ትግራዋይ

  • @abdinasirdhagadolol1474
    @abdinasirdhagadolol1474 3 ปีที่แล้ว +1

    What you are brave community we love and support tigray people love from kilil 5

  • @fevenbeyene7082
    @fevenbeyene7082 3 ปีที่แล้ว +2

    We love you so much🙏🙏🙏 God bless all
    Tigray forces ❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 11 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ ትድፈኒ ዋ በቃ ምሰልካ ሒዝና ተሪፍና እፍ💔😭😭

  • @ጓልመልኣከምህረት
    @ጓልመልኣከምህረት 3 ปีที่แล้ว +5

    ሃይሉሸይ ሓወይ ጀግና 👏💖💐

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው አረ ጎበዝ ኢለካ ክራሪስት

  • @tigittigit7506
    @tigittigit7506 3 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ኻባኹም ተፈጠርኩ ጀጋኑና

  • @ኣስተርጋልገረንቺአልኣስቴ
    @ኣስተርጋልገረንቺአልኣስቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዞም የሕዋተይ ጀጋኑ ሸሞንተ ወርሒ ሓዘነይ ተቐንጢጡ ዘልኣለም ብሓጎስ ንበሩለይ ንዓኹም ቃላት የብለይን

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey7559 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋተይ ማዓረይ ፈጣሪ ይሓሊኩም

  • @zerugebrekidan6025
    @zerugebrekidan6025 3 ปีที่แล้ว +2

    ብዘይካ እቶም ዝፈለየሎም ከዳዓት ባንዳታት; ትግራይ ሓደ ዝድርበ ሰብ ዘይብላ ኩሉ ጅግና; ኩሉ ሓፂን; ኩሉ እምኒዓረ: ኣይዞኻ ህዝብና ኩሉ ክሓልፍ እዩ::

  • @Letish190
    @Letish190 2 หลายเดือนก่อน

    Rip our son. Sorry that you were obligated to give your life. Thank you. Can someone find his mom for me?

  • @mynamesl2542
    @mynamesl2542 10 หลายเดือนก่อน

    ይኸውለን ሃይሉሸይ ላኣነ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔💔ብምንታይ ማዕልት ፎሎጥኹኳ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓይኒ ፀላኢኩሙ ይደፈን ኣብዛ ዕለት እዝኣ ምሳኩሙ ፅምር ዓሽሽሽሽሽሽሽሽ

  • @Getu-it7vi
    @Getu-it7vi ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ገነት ያንብርካ ንኡሰይ 😢😢 እታ ዘይትትካእ ህወትኻ በጃ ህዝብኻ ኾይንኻ

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @abiwaterwhite2298
    @abiwaterwhite2298 ปีที่แล้ว +1

    Men alo eiza derfi nayzi jigna degagimu dsema kub nhzbi nebska bejika eika mo mengste semay yewarska ab kulu tgrawayn fetawi tgray ab libi aleka 😢😢😢

    • @gezanamediahouse19
      @gezanamediahouse19  ปีที่แล้ว

      መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ!! ፅንዓት ንኣዶ ትግራይ!! ፅንዓት ንኹላትና!!

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 3 ปีที่แล้ว +2

    አምላክ ምሳኩም ይኩን ደቂ ሓላል መርየትትትትት 💛💛❤❤❤💛💛❤❤💛❤💛❤❤💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @Meme-d8z
    @Meme-d8z 11 หลายเดือนก่อน

    ሃይለሸይ ጅግና ማዓረይ 😢😢😢