HDMONA - ዓባይ ሰብ ብ ረዘነ ኣለም Abay Seb by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • HDMONA - ዓባይ ሰብ ብ ረዘነ ኣለም Abay Seb by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019
    "New Eritrean Music"
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam : / hdmonanebarit
    Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    Twitter / hdmonanebarit
    Website hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #eritreamusic #RezeneAlem

ความคิดเห็น • 805

  • @akbayaray5869
    @akbayaray5869 5 ปีที่แล้ว +219

    ረዘነ ኣለም ትሱፉዉ ዉልዶ መንእሰይ ፡ እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ! ኣጆና ኣጆኻ ! ኩሉ ግዜ ኣለና ምሳኻ ! ኣለና ዶ ደቂ ኤረይ ፡ በሉ እሰከ ስደትና ስደት እስራኤላዉያን ይግበረልና !!?።

    • @nardostekie4950
      @nardostekie4950 5 ปีที่แล้ว +2

      Amennnn

    • @trustinlove8470
      @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +3

      Yes🇪🇷

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ክንከይድ ናኣብ ኤረና 🏃‍♀️🚶‍♀️🚶💃

    • @jonshewitey6298
      @jonshewitey6298 5 ปีที่แล้ว +4

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @sabrinaa2828
      @sabrinaa2828 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen deki Erey

  • @user-tf7jw9ck3w
    @user-tf7jw9ck3w 5 ปีที่แล้ว +65

    መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸጸጸ ወዲ ኢረይ መዓረይ እንካዕ ብሰላም መጻካና
    እግዚአብሔር ንሃገርና ኤርትራ ምስ 9 ብሄራ ይባርክ 🇪🇷🙏❤️❤️❤️ኣሜን በሉ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ናዕና ብሃይማኖት ገለ ክበታትን ዝፍትን ወይልኡ ☝️

  • @dan559
    @dan559 5 ปีที่แล้ว +188

    Wedi jgna wedi እቲ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ዝተስውአ ኣብኡ ጅግና ስውእ ኣለም እዩ ናይ ኣብኡ ወሱዱ ሰላም በሉለይ

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 5 ปีที่แล้ว +225

    ወዲ ጅግና ስውእ 🇪🇷like ሃቡለይ

    • @teklefiyor5496
      @teklefiyor5496 5 ปีที่แล้ว +5

      wawwww🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @wedifano4810
      @wedifano4810 5 ปีที่แล้ว +4

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺👌👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @samuelghilay8524
      @samuelghilay8524 5 ปีที่แล้ว +5

      🍎🍓🍇

    • @user-tf7jw9ck3w
      @user-tf7jw9ck3w 5 ปีที่แล้ว +5

      ወዲ ጅግና ✊✊✊🇪🇷

    • @selamaterena6717
      @selamaterena6717 5 ปีที่แล้ว +3

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀🥀🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🏅🏅🏅

  • @Jaki197
    @Jaki197 5 ปีที่แล้ว +102

    ንባሕሩ ክሕሉ ዝተወለደ ፍረ ብርኪ ጀጋኑ ዝኾነ ረዘነ ኣለም ፈጺሙ ኣይተካእለን ።
    2፥22 ዋውውውውውው

  • @girmayabraham3258
    @girmayabraham3258 5 ปีที่แล้ว +91

    እዞም ዲስላይክ ትገብሩ ዘለኹም ኣጻብዕትኹም ደኣ ይቆረጻ እንበር ማእሙና ተጋሩን ኣግዓዝያንን ኢኹም ሕጅ ውን ኣይንደልየኩምን ደቂ ማይ ጠላሚት

    • @menkemdekieri2623
      @menkemdekieri2623 4 ปีที่แล้ว +3

      Deki may telamat dea hemak iyom temahirom.meas sebuk temahirom yedug disleik ne men kem zewehab tefiewom alo

    • @weldemariamkidane6153
      @weldemariamkidane6153 4 ปีที่แล้ว +1

      ሂላል ሸማሻ ማይ ጠላኒት ማለት እንታይ እዮ

    • @tseghayghebrat5433
      @tseghayghebrat5433 4 ปีที่แล้ว

      ጻዕዳ ቃላይ ቆንዳፍ፡ ኣግኣዝያን እንድዮም፡ቀንዲ ኤርትራውያን ትግርጝ ደኣ፡ ደለይቲ ፍትሒ እንዲኩም ደኣ ጸረለኣላውነት ኤርትራ ኣውራጃውያን ፡ህግደፍ ውን ዳርጋ ደለይቲ ፍትሒ ኢኩም ምስኦም ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን ብዘይካ ጽልኢ

  • @user-lr9wc7cb9h
    @user-lr9wc7cb9h 5 ปีที่แล้ว +173

    ዓበይ ሰብ ማልት
    ዓባይ Ethiopa ኢዩ
    ኣዛ ክልፕ ተረዲኣትኩም ክትከውን ተስፋ ኣለኒ
    መቀጸልታ ናይ ኦሮማይ ኢያ
    ከም ኣበነት ከም ካልኤይቲ ኣፍቅሪቲ ኮይና ትሰርሕ ዘላ ጎል ኣብ ኦሮማይ ቅድሚ ሕጂ ነጥፋ ወይ ሰርሓ ኔራ
    2 ኣበነት ካኣ ኣታ ክድለይ ዘብላ ዘሎ ጎል
    ኦሮማይ ትብል መጽሓፍ ትግንጽል ኢያ
    ብዝ ኣጋጣሚ ዳኒኤል ጣዓመ ማልት ዳርክተር ከምስገን ይግብኦ ኣብ ዝኮነ ስራሓቱ ይካታተሎ ኢየ ፎርሳ ብሉለይ ጽብቃት
    ፡።

    • @blackson2443
      @blackson2443 5 ปีที่แล้ว +4

      ከምቲ ዝድልዮ ኮይኑ መልስኪ. Aneka kwskelka ta (enbeba 🌷)eshok alata.

    • @user-lr9wc7cb9h
      @user-lr9wc7cb9h 5 ปีที่แล้ว +2

      @@blackson2443 ብራቮ ወዲ ኣደይ

    • @sikey.m3510
      @sikey.m3510 5 ปีที่แล้ว +15

      ደሓርስ እካ ፈሊጥናዮ ዋ

    • @bestofbest2989
      @bestofbest2989 5 ปีที่แล้ว +1

      Eta zendeda zelo wereket reikuma do entay tebel

    • @zerigabrgebrenigus5854
      @zerigabrgebrenigus5854 5 ปีที่แล้ว +2

      Xfuff Melekti eyu zelewa Nay behaki tebae Wedi jgna💪💪💪💪💪👍

  • @user-os8kv7hv3v
    @user-os8kv7hv3v 5 ปีที่แล้ว +69

    ትሕዝቶ ናይ ዛደርፊ ዝተረደኣቶ አስኪ ገለ ይበል ። በሓቂ ዓባይ መልእኽቲ ያ ን ዝርደኦ ።

    • @trustinlove8470
      @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +5

      Message to tegaru oromo amhara 👍🇪🇷

    • @alefmotivation5459
      @alefmotivation5459 5 ปีที่แล้ว +3

      ህሉው ኩነታት ፣ፈቲሐ ዶ ክምርዓወኪ።

    • @trustinlove8470
      @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +1

      To weyane

    • @teklukfletsion7756
      @teklukfletsion7756 5 ปีที่แล้ว

      @@trustinlove8470 ya wala ane komu terediatni

    • @user-lm7qp1cu6c
      @user-lm7qp1cu6c 5 ปีที่แล้ว

      እታ መለሊኽ ደኣ እታይ ገራታ እያ ትጉሕፋ ዘላ ክክ

  • @user-bw2bu1qc6n
    @user-bw2bu1qc6n 5 ปีที่แล้ว +44

    ከቢድ መልእኽቲ ወዲ ኤሪ ጽቡቅ ስራሕ ንዞም ረሳሓት ተጋሩ

    • @r.e.nmylove4314
      @r.e.nmylove4314 5 ปีที่แล้ว

      ዘመን - ማህደር neza kla amet mlui zxaitula srhom bhanti dergi geru abnn abilwa mesakin nzom nay pelotik temharo

    • @dovedove3314
      @dovedove3314 4 ปีที่แล้ว +1

      ዘመን - ማህደር Ata chenawi Mn adika eyu eti resaha neskum ember nehena do mexinakum ena? Be Temkehitkum eyu amelak dekexakum zalo hezbi tigray jegena eyu ab adu koyenu eyu xegematu zefethe ayehadmen eyu adu gedifu

  • @trustinlove8470
    @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +78

    Message to Ethiopia .❤viva wedi Eri .tigray ayinideli oromo ayindeli .natina hizina alena Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bt6264
      @bt6264 5 ปีที่แล้ว +13

      Yes Eritrea ne Eritreawin.

    • @wedihaile.86
      @wedihaile.86 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ ኣምሓሩ ከ?

    • @trustinlove8470
      @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +1

      @@wedihaile.86 amhara meytu eyu .nisiltan zirabarebu ena zibelina .abelo amharay ? Sekit

    • @wedihaile.86
      @wedihaile.86 5 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ስልጣን ምርብራቦም እንታይ የእተወና ልዕሊ ኩሎም ጎንፊ ናይ ባሕሪ ዘለዋ ኣምሓራይ ዩ ንምባል የ

    • @trustinlove8470
      @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +2

      @@wedihaile.86 tigrayiwin ayigedfun eyom yibleka .

  • @user-in1le1kg5t
    @user-in1le1kg5t 4 ปีที่แล้ว +9

    ዓቢ መዘከርታ ንኩሎም ስውኣት ኤርትራ፣
    ዓቢ መልእክቲ ንኩሉ ኤርትራዊ
    ዓቢ ምስጋና ድማ ንረዘነ ኣለም!!
    My father died defending this country and I could not thank you enough for giving us this work!

  • @purewater5720
    @purewater5720 5 ปีที่แล้ว +476

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ኣሳሉቶ ሓጎስ ተስፋ ብሩህመጻኢን ይምነየልካ

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +10

    ስርሓት እዚ ትስፉው መንእሰይ ባይታ ዘይ ወድቅ ክምስገን ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ 😍😍😍😍♥️♥️♥️♥️♥️

  • @mussieentertainment4326
    @mussieentertainment4326 5 ปีที่แล้ว +106

    ንረዘነ ኣለም ዝፈቱ ንመጻኢ ብሉጽ ደራፋይ ክከውን እዩ ዝብል እንተ ኣሎ like ግበሩለይ በጃኹም ኣነ like ኩፈቱ መዓት እየ።

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 5 ปีที่แล้ว +2

      🇪🇷❤️💯💯💯🕺💃🏃‍♀️😁🍷🍾

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j 5 ปีที่แล้ว +17

    እዋይ እዛ ደርፊ ጽቡቅ ገርኩም ሞ ኣስተማቕርዋ ሞ ንተጋሩ ኢያ ትውክል
    እቲ ዝነበረ ሕውነትን ዝነበረ ምኽሕሓድን ትገልጽ ያ !!

    • @ni2badger419
      @ni2badger419 3 ปีที่แล้ว

      N abay Ethiopia ya twkl. Kidley ndemer aytbelni

  • @tarzanambesa2168
    @tarzanambesa2168 5 ปีที่แล้ว +5

    ረዘነ ከም ሽሙ ፡ወዲዞም ጀጋኑ ኤርትራዊያን ፡ ኣምበሳ ወዲዞም ኣናብስ ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበይ ኢና ሓቢቢ ፡ 1000 ላይክ ሂበካለኩ ፡ ጸባ ኣስቲካኒ ጸባ ስተ፡ ከማኡ ድማ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ፡ኣብ ሂወትካ ጥዕና ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ።

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 5 ปีที่แล้ว +60

    ኣብታ መጀመርያ ዘላ እንተ ሪኢኩማ መለሊክ ትዝክርዋ ዲኩም ናይ መን ኢዪ ነታ መለሊክ ኮስቲራ ጉሑፋታ እታ መሊሊክ ብናይ ሃጸ መለሊክ ኢያ ትጽዋዕ ዓቢ መልእክቲ ዘለዋ ድርፊ proud of rezene alem nice job
    ገፋጊፍካ ኣይኮነን ገዳዲፍካ'ዩ'ለ
    ይቅረ ይኩንኪ ኢለንድየ እዃ ተመቅሊለ
    ንሕሉፍ በደልኪ ከይተጸባጸብኩ
    ኣውጼኪ ካብ ጸገም ዓቀብ እንዳ'ሳለኹ
    ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ደጊም ሕጂ'ስ ተማዓዲና
    ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ሕውነት'ያ ተራኽበና
    ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ኣብ ትማሊ እባ ኣይትንበሪ
    ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ውጺ ኣብ ሎሚ ተበራበሪ
    🇪🇷 SEB ALATNI ANE 🇪🇷

    • @robeltesfamariam1246
      @robeltesfamariam1246 5 ปีที่แล้ว +5

      ጽቡቅ ትዕዝብቲ፡ ንባዓላ እታ መኪና ፡ክንደይ ሰብ ዝዓፈነት ፡ዓፋን ናይ ደርጊ

    • @ibrahimadem8039
      @ibrahimadem8039 5 ปีที่แล้ว +1

      N haxey
      Dergi
      Neti mergem tsinku meles
      Bflaydekiay telamit
      Deki may telamit

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 5 ปีที่แล้ว +1

      Arku nay behaki testewial jigna eleka Aloku.flower enda habuka eshok eyom zihbuka ezom Hager Etipia zibhalu

  • @senedproduction
    @senedproduction 5 ปีที่แล้ว +56

    ረዚን ከምሽሙ ደርፍታትካ ትርጉም ኣለዎም ረዘንቲ እዮም።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 5 ปีที่แล้ว +17

    ከም ሓድሽ ንላለ እወ ይኣኽለና እዚ ንፈትወኩም ኢና እናተባህለ ክብርና ምትንካፍ ናይ ሕጓ ፖለቲካዊ ይኣኽለና ኤርትራ በኤርትራውያን ከቢርኪ ክትነብሪ ኢኺ። ጽቡቕ ስራሕ ረዘነ። ህድሞና ድማ ዓመጽ ግደፉ እንተተጋጊኹም ድማ ይቕሬታ ልመዱ። ይቅሬታ ፍቱን መድሃኒት ናይ ጥዕና እዩ። ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ መዓረይ።

  • @merhawidebesay8430
    @merhawidebesay8430 5 ปีที่แล้ว +6

    ዋው እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ
    God bless Eritrea 🇪🇷

  • @Prince-yt5gc
    @Prince-yt5gc 5 ปีที่แล้ว +29

    መበል 13 ክልል ክትገብር ቁጽሪ 13 ዘለዋ file ሒዛ መጺኣ፥ እቶም ዝተረዳእኩማ 💙፡ እቶም ጌና ዘለኩም ከኣ ምናልባት ትግራይ ትግሪጚ ክትኮኑ ስለ ትክእሉ እቶም ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘለና ነዚ ኣጉል ስነ ሓሳብ ኣይንፈልቶን ኢና ይብለኩም ኣሎ። ኦሮማይ🤷‍♂️
    My man rezin 💪🏽

    • @yordanostsfay5201
      @yordanostsfay5201 4 ปีที่แล้ว +1

      prince 10 ኣታ ወዲ ናይ ልበይ ረኺብናያ !!!!

    • @ni2badger419
      @ni2badger419 3 ปีที่แล้ว

      Kndey kllat dyen zelewa ab Ethiopia?

  • @Onelove12347
    @Onelove12347 5 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ፍቅሪ ቦሎቲካካ ብጣፅሚዪ ዝገርም💯👈
    ዘይተረድኣኩም ተሎ ደጋጊምኩም ስምፅዋ I LOVE U 🌹ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @selamselam70
      @selamselam70 5 ปีที่แล้ว +3

      Beza derfi zeytredo zelo eritrea alo aybln ye meybe xemam wey auwur kkewn alewo

    • @Onelove12347
      @Onelove12347 5 ปีที่แล้ว +2

      selam selam hade hade like klmnu zatwu aysanunn iyom nayti derfi neger keyriu sle like kblu ywuelu

    • @selamselam70
      @selamselam70 5 ปีที่แล้ว +1

      @@Onelove12347 eza nay like zblu btami ya tgermeni bzuh like rekbom entay yu zgebrelom bejaki

  • @SemereGhide
    @SemereGhide 5 ปีที่แล้ว +7

    ረዘነ ኣለም ንስኻ ጅግና ኢኻ፡ እዋናውን ንታሪኽ ዘኹርዕን ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ፡ ኣጆኻ በርትዕ።

  • @dmgalves3291
    @dmgalves3291 5 ปีที่แล้ว +6

    ረዘነ ኣለም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብ ግጥሙ ዜማ ሙዚቃ ክሊብ ተዋሳእቲ ኩሉ ብሉጽ 100% 🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽

  • @gualerisamri7202
    @gualerisamri7202 5 ปีที่แล้ว +6

    Ske Eritrea hanti iya ms hzba zbl ente alo🇪🇷👍 Wella eka keman nayhasab fleley ente halewena Eritrea for Eritreans🇪🇷❤️🇪🇷❤️ God bless ma country

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +67

    Wecome ረዘነ ማራኪ ሰሚዐ ዘይመንዎ ናይዚ ደርፍታቱ ኩሉ Like 100%

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 5 ปีที่แล้ว +1

      Genet Gerye Iam proud of tigray ኣቲ ዶንጎላ ኣይርደኣኩምን ዲዩ ንዓኹም እኮ'ዩ ዝደርፈልኩም ዘሎ ነታ ኣፍ ካቲም ዝኾነት ድቃላ ኢትዮ ሃገርኩም ሒዝኩም ጥፍኡልና ሕውነት ዶ ገለ ኣይትበሉና ሸራሙጥ ዓሌት ጥፎፎፎ ክሳብ ሰብ ዝጸልኣካ ዕድመ ኣይሃብካ ክበሃል'ስ ሓቂ'ዩ ፍንፉናት ኩሉ ፈንፊንኩም

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +1

      @@pastorfred2048 ታማ ሕርርር ኢልካ ካብ ፅሑፍካ እየ ተረዲአከ ራስ ምታት ከም ዝሓዘካ ብኣካል ከማን ከይደ ሽር ብትን ኢለ መፅየ እየ ሕጃ ድሕሪ 10 መዓልቲ ክከይድ እየ በል ን20 መዓልቲ ኣየር ትኬት ኣቁሪፀ ኣለኩ ዘርከብካ ከኣ ኣብ TH-cam ኝኝኝኝ በል ድንጋይ ራስ ናይ ኣፍ እሞ ዘይኮነ ናይ ተግባር እምበር ዘንጅሮ ፋት

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 5 ปีที่แล้ว +1

      Genet Gerye Iam proud of tigray እውይ ኣነ'ስ ስጋ ኤርትራውነተይ እንዳበልኩኺ ዓዲ እሞ እተዊ ደሓን ወላ ደጊፈ ገለ ጌረ ኣብኡ መጺየ ኣብ ባሕርና ብትን እንዳ በልኪ ከለኺ ብጭሩማ ጌረ ርእስኺ ክብትነኪ'የ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +1

      @@pastorfred2048 HAHHHHHHHHH መሕረሪካ እምበር ኣበይ ክትረክበኒ በተለይ ምሕባስ ክፈቱ መዓት እየ ኣብ ዓሰብን ባፅዕ ቅድሚ 7 ወርሒ ከይደ መን ከማይ ኢለ መፅየ እየ ሕጂ ከኣ ዳግማይ ክከይድ እየ ንስካ ድኣ ጉራ ጥራሕ ገዛካ ሰሪሕካሉ ኣለካ ኣብ TH-cam ጉድ ነው እኮ አረኧ

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 5 ปีที่แล้ว

      Genet Gerye Iam proud of tigray ኦይ ኣኺልኪ በቃ ኣኺልኪ ቅድሚ ናብ ኤርትራ ምእታውኪ ተናስሒ ንስድራኺ ጽቡቕ ጌርኪ ተፋነውዮም ነቶም ቶጋራት ህዝብኺ ከኣ ምኽንያቱ ብህግደፍ ጌረ ከትሕዘኪ'የ ኣቲ ገጽ ባሕሪ

  • @hennybany
    @hennybany 5 ปีที่แล้ว +2

    Rezene Alem ጅግና ናይ ጹሩይ ደቂ ናጽናት ጀግና። አንበሳ ሳዋ።

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora745 5 ปีที่แล้ว +12

    wawww abay melekhti.
    1_eta Melelikh n Ethiopia tekhostira
    2-eta kab gudgad mdhan tgadeltna n weyane zedhanwom ab gize sewra
    3-eta embaba xaeda eshoka mwgae lbi tgray.
    4-eta mexhaf oromay n Eritrea qbexwa.
    5- neta gual mmraxu kdan bhieratna dgelx.
    nezia deyteredea Eritrawi aykonen.

  • @user-vs1uk6td6q
    @user-vs1uk6td6q 5 ปีที่แล้ว +41

    ከተስድዕኒ ኢልኪ ትሓስቢ እንተሊኪ !!
    ከም ሓዲሽ ንላለ ገጊክኒ ኣለኪ !!
    ለባም እየ ኣቲ ኣነ ኣመት ዝኣክለኒ !!
    ዓለመይ ፈጢረየ በቃ ግደፍኒ !!
    ኮለል ግደፍዮ ከም ገመል ዓሳራ!!
    ሓንሳብ ወሲነየ ሒዘየ ዘፍቅራ !!!
    ተጋሩ ቆማላት ደመኛታትና ትሰምዑ ዶ ኣለኩም ??? ኣሰይ ጅግና ወዲ ጅግና እቲ ዘሕጉሰካ ነገር ንኤርትራና ዘዝተወልደ ኣለናልኪ እንዳበለ ድባብ ዝኮነላ ምካኑ ጥራይ እዩ እስከ ከምዚ ከማይ ዝተሓጎስኩም ኣለኩም ዶ ደቂ ዓደይ መዓረይ love you all ደቂ ቀይሕ ባሕሪ

    • @selamselam70
      @selamselam70 5 ปีที่แล้ว +3

      Bza derfi hzato zelan melaktn mara ye thagse zeleku

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 5 ปีที่แล้ว

      Bruk hawey nezi hade kemhamus hadgi swue ferihelu endahgdef keytsabewo mkniatu beti zehmom gonom eyu metswom. Gonom deia yteiabesmber

    • @selamselam70
      @selamselam70 5 ปีที่แล้ว

      @@genetteklemengesha9164 ohhhhhhh ferhklu zey konki tmneylu eki zeleki nezi zakl rezin melakti zelewo derfi yshlmwo ber ayxabawon yom. Knkawom kelena n haki nkawom bejakum yehwatey .

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 5 ปีที่แล้ว

      Selam selam
      Entay ktmneyelu deia ttbiatu ykorialu kndi shi kunelna yblomber

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 ปีที่แล้ว +9

    *ኣታ ዛሃገር ባ ብልህታት መሊኦማ ኢዮም ብራቮ መንእሰይ ረዘነ መንነት ተፈሪ ከኣ ኣጆኺ በርትዒ ኣብ ኩሉ ነገርኪ!*

  • @brutina8645
    @brutina8645 5 ปีที่แล้ว +5

    OMG🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I'm so addicted to this guy 😍 መሐጎስ ዝኾነ ፍጥረት፡ loooooooooooove him so much ጅግና ወዲ ጅግና🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪 🇪🇷🇪🇷 ዋላ like አይትግበሩለይ ነዚስ ። ጸባ ኣስቲኒ'ዪ💪💪🇪🇷

  • @user-zk8er1bm9c
    @user-zk8er1bm9c 5 ปีที่แล้ว +17

    ንዝርድኦ ዓቢ መልእክቲ!!

    • @luwam158free9
      @luwam158free9 5 ปีที่แล้ว

      Ertrawi ዕባይ ማይላፎ ሎሚ ተቀዲሚካ

  • @musietemelso2396
    @musietemelso2396 5 ปีที่แล้ว +3

    አንብሳ ሐወይ ንዝርድኦ ከቢድ መልእኽቲ አለዋ 🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏💯💯💯

  • @user-qw5ge5yz2j
    @user-qw5ge5yz2j 5 ปีที่แล้ว +9

    እዛ ኤረይ ክጽብቕ ዕድላ ዘዝተወለደ ይሓልየላ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ብሉጽ ስራሕ ወዲ ኤረይ ወለላ።😘😘😘
    ያዌልኩም ትሓጡ ዔንኩም ዓላ በለዲ ያ ውስኺን!!!!!😤😤😤
    ደቂ ኤረይ ወለላ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ።❤🇪🇷🇪🇷😇😇😇

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 5 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ባሓቂ ኤርትራዊ ረቂቅ መልእኽቲ ኣበይ ዳኣ ይስቆሮም ዳኣበር ንዝምልከቶ ኮቶ ኩሉ ስራሓኻ ቡሉጽ

  • @Nevergiveup-ko7ez
    @Nevergiveup-ko7ez 5 ปีที่แล้ว +52

    ረዘነ ኣለም ንጥበብ ዝተፈጥረ ምኩሕ ብሃገሩ ምስ ዳይርክተር ዳኒን ጽቡቃትን ቆናጁን የሕዋትና ሕፍስ ዝበለ
    👇
    👇

  • @user-jr4ey9dl3o
    @user-jr4ey9dl3o 5 ปีที่แล้ว +88

    መልእኽቲ ናብ ስደት ዘለኻ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ማእከል ኣስመራ ብረዘነ ኣለም ,,,እስኪ ኣለኹ በል ኤርትራዊ ሓወይ ንትሓቃቀፍ ኣጆና ፡ንዓይ ክኣ like ኣማሙቅ ናይ ሓጎስ።

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 ปีที่แล้ว +2

      Entay emo knbl elkana eka kndey zeyrdea kea alo entay aynet rsi eiu zelewom endiu

    • @user-jr4ey9dl3o
      @user-jr4ey9dl3o 5 ปีที่แล้ว +1

      @Phenomenal Event ወዲ ተምቤን ኢድካ ኣክብ ሃገር ናበይ ክትሕውስ ,ኣብ ሓዊ ክትኣትው ኢካ ኢኻ ከምዚ ወረቀት ወዲ ጽልልቲ።

    • @user-jr4ey9dl3o
      @user-jr4ey9dl3o 5 ปีที่แล้ว

      @@nahommhretab4261ሓወይ ቀሪብና ኢና ሕጂ ፈሊጡ ዘስቀጠ ተዘይ ኮይኑ ዘይተርድኦ የለን ሰብና ጥራይ ነለሊ።

    • @user-jr4ey9dl3o
      @user-jr4ey9dl3o 5 ปีที่แล้ว

      @Phenomenal Event ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲዛ ግሒባ ዘይትጸግብ ---ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ምባል ህግደፍ ዶ ይበል ትብል ኣለኻ ወዲ ኾማሪት ።

    • @momylove1962
      @momylove1962 5 ปีที่แล้ว +1

      ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር Proud wedi Eritrea 🇪🇷

  • @bajo_teamo236
    @bajo_teamo236 5 ปีที่แล้ว +10

    ረዘነ ዓቢ ሰብ ብምጻኻ ሓጎስ ከይተሰማዓና ኣይተረፈን
    ኣታ እዚኦም ገለሰባትስ ናይልብኻ ጥበብ እዮም ዘምጽልካ
    ብዝኮነ ጽቡቕ ስራሕ የግዳ ኮታ ንጽብዩ ዝነብረና እዩ ብፍላይ ግጥሚ
    ሰማዕቲ ምትብባዕ ኣይፈለየና
    ሰላም ካኣ ይፍጠረልና!!!

  • @SupXBinix
    @SupXBinix 5 ปีที่แล้ว +20

    Wow I like this song.....nay bhaqi endi kem aboka jgna ktkewn eka nay bhaqi trgum zelewo derfi tderf menesey ...God bless you Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣

  • @amanuelamahazion8358
    @amanuelamahazion8358 5 ปีที่แล้ว +13

    A timely message to the day-dreaming people next door.Good job Rezie,Dani,Issako and crew.

  • @seluhiyehdego5232
    @seluhiyehdego5232 5 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ግጥማ ዜማኣ ካብ ዜማኣ ግጥማ እቲ ቅንዲ ሳሓቢ ካ መልእኽታ ። ናይ ብሓቂ በትዕ ጥራይ ሩዙነይ

  • @asmeromtesfagabr6944
    @asmeromtesfagabr6944 5 ปีที่แล้ว +21

    Its impressive job, I'm really admire you gays .....its clear message those who are still looking....to our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @helensolomon805
    @helensolomon805 5 ปีที่แล้ว +7

    Rezene Alem u are always to be the best. Nxur melkti zelewo derfi thank u. We are Eritreans and we only belong to Eri🇪🇷 and Eritreans.

  • @mulueyemane3851
    @mulueyemane3851 5 ปีที่แล้ว +3

    ብሩኽ ሓውና፡ ድሕሪ እታ ትመጽእ ፍትሓዊት ኤርትራ ናይ ክብሪ ግምጃ ክትስለም ኢኻ። ኣብዚ ዋግዋግ ግዜ ክብሪ ሃገርካ ዘይተድፍር ጅግና ውዲ ጀጋኑ።

  • @atohabtom2686
    @atohabtom2686 5 ปีที่แล้ว +10

    Terediatkum do ala eza derfi kemzi kemay entekonkum Ati abay seb Rezene 100%%%%

  • @simreth3954
    @simreth3954 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣቤት ወዲ ኣብዚ ንሀለካ ተኣምር ዝኮነ ስነጥበብ ። ብሓቂ ሓያል መልእክቲ ኣጂካ ቀጽሎ ወዲ ኣለም ጅግና ።

  • @user-pb9vz6nm2v
    @user-pb9vz6nm2v 5 ปีที่แล้ว +19

    ዓባይ ሰብ (ዓባይ ትግራይ) ትሰምዑ ደለኩም ንሕና ኤርትራውያን ኢዚኣ ያ መልስና ነዚ ኮለልኩም ።

  • @ablelomg7913
    @ablelomg7913 5 ปีที่แล้ว +6

    ረዚን ከም ስሙ፡እንከ ንረዘነ ዝፈቱ like & subscrib እንከ ሃብና ንዓይን ንዑኡን

  • @user-ed9dg8yk1o
    @user-ed9dg8yk1o 5 ปีที่แล้ว +6

    ድሩዕ ትርጉም ዝሓዘ ብሉጽ ደርፊ ኣፍሪኻ እሞ እንካዕ ሓጎሰካ ምስተን ብሉጻት መሳርሕትኻ ኣጆኻ !!!!

  • @temmajestic2728
    @temmajestic2728 5 ปีที่แล้ว +6

    Rezene alem!!! You are our pride! The best singer in eritrea period! We love you so much! Long live our eritrea!

  • @user-pb6uo4wy7h
    @user-pb6uo4wy7h 5 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen rezen abi seb enqa bedhan mexaka ኤንድ ደቂ ዓበይቲ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e 5 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ስዉእ ኣጆኻ ናይ ኣቦኻ ጅግንነት ዉረስ ኣጆኻ ኣጆና ✊💪👈✊። ቃል ወዲ ኣፎም ጅግና ኣምበሳ ናቕፋ ጌም😜🐒😜ኦቨር ወያነን ኣብ ልዕሊ ሬሳ መዳኸርትን ሽወደን ክክክክ

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 5 ปีที่แล้ว

      Anta bruk iay wedi afakandyu geza kefitulom kemdlayom endaklte iafu geromo delewu. Bnay men tbiatyom tigray tigrinj kblu defirom delewu. Bzuh zeyterediakum neger ialo hiji niay agame ktbleni eika gin. Ntslaetna bota slezkefetnalom Eritreawnetna kdmsswo ygayeyu ialewu nlebmba hzbey eza hager blutsat zyekefla keynkesra sle hdrom pleassss.

  • @filmontesfay
    @filmontesfay 5 ปีที่แล้ว +19

    God bless you my lovely country Eritrean ❤️❤️🙏🏽

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ርዛን ስራሕ እያ፡ ነቶም ዘየድልዩና ጸራሪግና ዓድና ንኣትወሉ ርሑቅ ኣይኮነን ይሕዋት፡ ኤረትራ ደጊም ብተወሊጂ ኣይትማሃደርን እያ ይኣኽል ዝሕለፍናዮ ስቃይን መከራን።

  • @tesfittekle3527
    @tesfittekle3527 5 ปีที่แล้ว +11

    ካብ ዕንባባ ሂቡ እሾኽ ዘሕቅፎና የድሕነና::

  • @momylove1962
    @momylove1962 5 ปีที่แล้ว +4

    I love u wedi eriy 🇪🇷❤️🇪🇷 megletsi yeblen bults jgna fetawi hageru. Tarikawi u natka srah mo ajoka bzelekayo ketsul

  • @filmontesfay
    @filmontesfay 5 ปีที่แล้ว +5

    Ewe kidu atum tegaru n hagerna Eritrea aytmxuena men mukana eritrawyan gagikumna dikum🇪🇷❤️rezene😘😘

  • @torama2406
    @torama2406 5 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ እታ ደተር ኣቢ ዝመርቅዋ መርከብ መቀለ ትብል ኣቃጽልዋ ሰባይ እካ ንስካ ተጠንቀቅ ዘኣርከይ good job bro

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok 5 ปีที่แล้ว +4

    Rzun wedi zurey ( Lapizma) be strong my brother God Bless you and Wish you all the best

  • @freedomhaile8307
    @freedomhaile8307 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሓቂ ዓባይ መልኺቲ ትድነቅ ስራሕ ወዲ ኣለም ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ሓቢቢ

  • @ganners4ever43
    @ganners4ever43 5 ปีที่แล้ว +31

    ኣቱም ስነ ጥበባዉያን በጃኩም ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ሞክሲ ወራሲ ኢኻ ብሓቂ ቀጽሎ ዝተሓጎሰ ላይክክክ

  • @isayasgebregergish6713
    @isayasgebregergish6713 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ድምጺ ካናሪ ኩሉ ምላ ጽብቕቲ ስራሕ🥰🥰🥰💯💯💯👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤሩ ኣላትኒ ኣነ ዕብድ ዝብለላ😘😘😘😘😘💫💫💫💫

  • @ariammussie2069
    @ariammussie2069 5 ปีที่แล้ว +1

    ተባዓታይ ስራሕ ወዲ ኣለም ሓቢቢ ቡዙሕ ኢና ንጸበ ካባኻ 😍😍😍😍 !!

  • @selamselam70
    @selamselam70 5 ปีที่แล้ว +2

    Ohhhhhhh kulu tgraway krayan kseman zelewo derfi ya

  • @samierena8665
    @samierena8665 5 ปีที่แล้ว +57

    ኖዞም ይሕዋት እና ዝብሉና ዘለዉ ቆዳፋፍ ዓጋመ መልሲ ትኮኖም እያ ኤትራዋን ናይ ኤርትዋን በቃ

    • @brhanegerman2080
      @brhanegerman2080 5 ปีที่แล้ว

      አታ ጀልጋፍ ቀቢላ ብየናይ ዕድልካ ክትረኽቦ ዓጋመ ጉሐፍ

    • @samierena8665
      @samierena8665 5 ปีที่แล้ว +2

      Brhane German ኣታ መጋል ዓጋመ እልካ ኣይትጽረፈኒ ከይሓመካ ካልእ ጸርፊ ሲእንካ ተምላስ

    • @elsakfletsion6705
      @elsakfletsion6705 5 ปีที่แล้ว

      Reset ur attitude about people. They are just humans like u.

    • @weysebdeqey2436
      @weysebdeqey2436 5 ปีที่แล้ว

      Nay bhaqi

    • @selamselam70
      @selamselam70 5 ปีที่แล้ว

      @@brhanegerman2080 kkkkkk agame malet ko hameme malet yu . Bzkone tamti derfi ya xbuk gerka astamakra nakum ya tmlket

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ሰባት ንዓይሲ እምበር ኣብዚ ሎሚ ግዜ ዝስራሕ ዘሎ ዜማታት መብዛሕትኡ ዘይሕድሰኒ እንዳ ኾነ እምበር ጽብቕቲ ስራሕ ረዘነ ሓወይ። ካልኣይ ክፋል ናይ ኦሮማይ ደርፍኻ ትመስል ብፍላይ ኣብ ክሊፕ።

  • @massawa6056
    @massawa6056 5 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ኣለም ሺኮር እዚኣስ ነቲኦም የሕዋት ኢና ዝብሉ ዉዒጊን ኢያ ደቂ ኤረይ ።

  • @henoktidros6029
    @henoktidros6029 5 ปีที่แล้ว +6

    Ata jegena wedi tom jeganu nay men da ketewesed Ajoka ketselo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HakunaMatata-lz6zf
    @HakunaMatata-lz6zf 5 ปีที่แล้ว +5

    ዕድለኛ እየ ቅንድሚ 4 ዓመት ምሳኻ ምስኣለይ ለካ ከም ናትካ ባህሪ ስለ ዘለኒ እየ ብቶም ካሎት ደረፍቲ ከይተመሰጥኩ ምሳካ ክሰኣል ላዕልን ታሕትን ዝበልኩ።

  • @mlkfessa862
    @mlkfessa862 5 ปีที่แล้ว +7

    Full filled work from a talented vocalist. Ezi eti hakegna art enblo gena mleswo dea eti nay kedem deki eri halalat.

  • @trustinlove8470
    @trustinlove8470 5 ปีที่แล้ว +7

    Oromay Eritrea is a country ❤🇪🇷

  • @eristar5944
    @eristar5944 5 ปีที่แล้ว +4

    ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ኢሎም. ...ካብ እዚኣ ትዓቢ መግለጺ የላን ...ረዜ በሊሕ ጽቡቅ ስራሕ

  • @pastorfred2048
    @pastorfred2048 5 ปีที่แล้ว +26

    እታ ፊዮሪ ከተቀብሎ ከላ ኣብ ትሕቲኣ ግን እሾኽ ዝሸኮዐትላ ጽቡቕ ግብረ መልሲ'ያ ንተጋሩ (ወያነ) ህግ ከማዛ ዘይገበረሎም መሬትና ዘሚቶም ኣብ ውሽጥና ሕልኽላኽ ፈጢሮም ሕጂ ከኣ ሙስሊም የሕዋትና ሶጊጎም ባዕሎም ክረግጽዋ ደሊዮም ንሃገርና ኩዱልና ጥራሕ ሕጂ::

  • @XLY7RONALDO
    @XLY7RONALDO 5 ปีที่แล้ว +6

    መልእኽተይ ንሕድሞና ነባሪት አዚ ዝቀነየ ህውከት ንክምዚኦም ዝኣምሰሉ ጥበብ መድሃኒት ህዋሳትና ከየስኑና ንድሕር ሕጂ ትንክቅ አንተ ንረዘነ ዓለም gin ክገልጾ ከመስግነሉን ዝኽእል ስአነሉ አየ gin ኣምላኽ ኣብ ኪዱን ይቆረልና ንጽባሕ መታን ከነመስግኖ

  • @fevenmussieyosief2488
    @fevenmussieyosief2488 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ወዲ ኤሩ ነብሲ ነዞም ከይደቀሱ ዝሓድሩ ሓለምቲ ገርካ ትዘብጦም ዘለካ ኣከይፈና እስከ ንኦሮማይን ነዛ ዓባይ ሰብ ትብል ትርጉማ ዘተረድኦ እስከ 👍🏽 ይሃብ ን ወዲ ኣለም ከኣ ኣብ ስራሕካ ዓወት ይትመ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕

  • @eseyaskidane7822
    @eseyaskidane7822 5 ปีที่แล้ว +8

    ዲስ ላይክ ክህቦም ሓሲበ ንህድሞና ግን አታ ደርፊ ዓቢ መልአክቲ ዘለዎ ኮይና ርኪበያ ኣቆሪጸዮ ኣለኩ።ጽቡቅ ስራሕ ረዘነ ሓወይ።

  • @peacewant1710
    @peacewant1710 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ረዘነ ወዲ ኦሮማይ። ኪደለይ ኪድለይ ወሰነ ሒዘ እየ ኣነ።

  • @asmerabest4234
    @asmerabest4234 5 ปีที่แล้ว +11

    0:54 - 1:15 🔥🔥🔥100%🔥🔥🔥ከም ብሓድሽ ንላለ ገጊኩምና ኣለኩም ።
    ክሊፕ 100%🔥🔥🔥
    ግጥሚ100%🔥🔥🔥
    ተዋስኦ 100%🔥🔥🔥
    ኤዲት100%🔥🔥🔥
    ወላሓንቲ ኣበርዘይረኣኩላ እዋናዊት ሙዚቃ። ሙዚቃ ጥራይ ውን ኣይኮነት ጽፊዕትን ትምህርትን ኢያ ውን

  • @alaymelke403
    @alaymelke403 5 ปีที่แล้ว +3

    ማራ ስብኣይ እካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @rezeneghirmatsion664
    @rezeneghirmatsion664 5 ปีที่แล้ว +5

    Keep going brother leka Rezene moksi,nisika kea agedasi seb.....

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 5 ปีที่แล้ว +5

    Aseyyyy ezi barina kendey qebkun germun des keblka Eritera adey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 5 ปีที่แล้ว +4

    Good job, God blesse you. Keep it up. Eritrea and Eritreans for ever.

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 4 ปีที่แล้ว +2

    Bravo nice music Rilly 🇪🇷💯✔️✌️

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +10

    *ኣድኒቀ ኣይጸገበካን እየ ወዲ ኣለሚኖ👊😘*

  • @E1991.
    @E1991. 5 ปีที่แล้ว +7

    Beautiful song Rezene hawey shikorey wedi ERi ajoka kezelo you doing great & don't worry about the negative comments just egnor it:: Alena ab goneka wedi Hager wedi ERi 💝👍💝

  • @hilinat1769
    @hilinat1769 5 ปีที่แล้ว +6

    Keep it coming! Again proud of you wedi Eri ! Everything 100% 👏 👏 👏 👏 ❤ ❤ ❤ ❤ 💪 💪 💪 💪

  • @mm-me6rw
    @mm-me6rw 5 ปีที่แล้ว +1

    Habromay kemzi serah eyu zedliyena zelo ajoka berte deki erey netebabayo nezi wuldo wedi ezibi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤.

  • @brhanegerye440
    @brhanegerye440 5 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጅግና ኣለም
    ረዘነ ኣለም ጅግና ።
    ቀጽሎ ርዙን ናይ በሓቂ ወርቃዊ ስራሕ ።

  • @r.k.a9045
    @r.k.a9045 5 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ባህ ኢካ ኮ ትብለኒ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ክንጽበያካ ኢና

  • @awetmedhane1232
    @awetmedhane1232 5 ปีที่แล้ว +6

    ንስኻ ኢኻ ዓቢ ሰብ።
    ሰብ ኣለኻና ንስኻን ገጣምን: ከምኡ ዉን ዳይረክተር ጽቡቕ ስራሕ ረዚን ሓውን!

  • @isaiasmehari4526
    @isaiasmehari4526 5 ปีที่แล้ว +10

    Happy to be eritrean.

  • @robitirueben4219
    @robitirueben4219 5 ปีที่แล้ว +17

    እስከ በጃኻትኩም እዞም ስነ ጥበባውያና like እንዳሃብና ነተባባዓዮም ዘይ ንሕና መን ኣለዎም !!!

  • @israelberekat974
    @israelberekat974 5 ปีที่แล้ว +2

    Ruzun sebay nezi wukub keyh bahrna zrakana nemesgn.... Eritrean dekey eba beli bejaki🙏🙏🙏

  • @brhanegerye440
    @brhanegerye440 5 ปีที่แล้ว +3

    ርዙን ፎርሳ ፡ 100% እዛ ደርፊ ምምናው ስኢነያ ።
    ን ተጋሩ ጽብቅቲ መምሃሪ ትከውን እያ ፡ ተንኮላቶም ዘይነስተብህለሉ እዩ ዝመስሎም ፡፡
    ስለዚ ብቃሎም ንናጽነት ኤርትራ ን ኣምን ብግብሪ ከኣ ነፍርሳ ዝብል ኣተሓሳስበኦም ፡፡ መምሃሪ ትከውን እያ።

  • @user-mi9kq3oz4h
    @user-mi9kq3oz4h 5 ปีที่แล้ว +3

    ረዚየይይ ሓቢቢ ውድእቲ ስራሕ

  • @adonaytewelde5232
    @adonaytewelde5232 5 ปีที่แล้ว +3

    Nice work rezene hawey like

  • @angosomteame6896
    @angosomteame6896 5 ปีที่แล้ว +6

    you are just simply different man,,,what an a expression like ur name bro!!!!

  • @gdiomtesfamaryam4279
    @gdiomtesfamaryam4279 4 ปีที่แล้ว

    ረዘነ ሓያል ስነ ጥበባዊ ኣመና ፈትየዮ ደርፍካ በርትዕ ኣጆካ

  • @wediflansa9889
    @wediflansa9889 5 ปีที่แล้ว

    ነዚ ብሉጽ ስነ-ጥበበኛ መንእሰይ ረዘነ ኣለም ርእየ፣ ስነ-ጥበብ ሃገርና ዘተባብዕ ተስፋ ከም ዘለዎ ኣሚነ። ረዘነ ኣለም ኣጆኻ በርትዕ ኣይትሕመቕ፣ ብኣኻ ኣዚና ኢና ኮሪዕና ዘለና!

  • @titigebremedhin1090
    @titigebremedhin1090 5 ปีที่แล้ว +1

    Rezene rezine kem semu rezine melekti zewenine getmi bhaki i love u too ma dear bro . Ajoka ketselo🇪🇷🇪🇷🇪🇷😚😚😚