ቑ1 - ብወልፊ ደርፊ ዝተለኽፈ ዮናስ ዘዓድዋ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 841

  • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
    @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 4 ปีที่แล้ว +379

    አድነቅቲይ መ/ር ሙሉ አብ ሰራሓኩም አሰልጦ አብ ሂወትኩም ጥዕና ይፍጣርልኩም ፈጣሪ

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 ปีที่แล้ว +287

    *ሰላም ሰላም ናይዚ መደብ ተኸታተልኪ ብሓፈሻ ትግርኛ ትሰምዑን ትዛረቡን።እስኪ ሰሚዕኩም ሪኢኹም ስቕ ኣይትበሉ።ካልእ ይትረፍ ላይክን ኮሜንትን ሃቡ*

    • @amansalomon2872
      @amansalomon2872 4 ปีที่แล้ว +3

      Gad bless you broo ajoka amlak msaka yekun

    • @thehayehagos2088
      @thehayehagos2088 4 ปีที่แล้ว +2

      Good job bro keep it you are the best of all the world 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌

  • @ሃገረይዝበለተዘኪሩይ-ዠ3ዀ
    @ሃገረይዝበለተዘኪሩይ-ዠ3ዀ 4 ปีที่แล้ว +187

    ንፋዓት ተጋሩ ኣሕዋትና መ/ር ሙሉ ከኣ ኣምላክ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ብትገብሮ ዘላክ ህጉስ ኢየ። ሓውኩም ወዲ ኤረ አየ🇪🇷

  • @monuamohammed120
    @monuamohammed120 4 ปีที่แล้ว +116

    ዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ አንታ መምህር ግን ንኹሉ ተርክበሉ ኩፉእ አይትርከብ

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว +76

    Eway ዮኒ ሓወይ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ
    መምህረይ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @hadsh1412
    @hadsh1412 4 ปีที่แล้ว +64

    አነ ኤርትራዊ እየ ህዝቢ ዓድዋ አብ ወርሒ 1 ብር እነተዘዋፃሉ ገዛ ክራዩ ምስ ሰራሕተኛ ኣላይት ቀለቡ ኣኪሉ መተረፎ ነሱዉን ምስተማሓየሸ አነዉን ዓቅመይ ዘፍቀዶ ወርሓዊ ክሕግዝ ድሉዉ አየ ሃየ ተጋሩ አሕዋተይ th-cam.com/video/PBV-4GdRQs0/w-d-xo.html

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +1

      ተስፋ ንገብር🤲

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +3

      ውይ መዓረይ ሓሳብኻ ይኣክል

  • @petroskifle4607
    @petroskifle4607 4 ปีที่แล้ว +94

    መምህር ምሉእ ዳርጋ ኣብ ኩሉ መደብካ ትነብዕ ኢኻ እሞ ኣብዚኣ ግን ስሕቕካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ... እቲ ኩሉ ትሪኦ ሽግራት ተወሲኹ ተደሚሩ ኣብ ውሽጥኻ ከይከብደካ ሰብ ሞያ ከማክሩኻ ኣለዎም.... take are of yourself. We love you so much. Your brother from Eritrea

    • @tesfaalemfrezgi8699
      @tesfaalemfrezgi8699 4 ปีที่แล้ว +1

      Sep moya kapmntay yedhinu.....shigrom kifethu zeykealu n kalie kedhinu aykulun euom.....amlak kap kulo kufuie kemzkelakelelu n mulu rigtsecha koyine yzarep..... mkniyatu amlak tebeqa dikan, mebeletin, u....nigho tehazenu etom fkurat amlak tsehay keyarebet debes yqbelu euom hazenom b hagos zeresie.... weyley dea neayin kemzkemayin.

    • @xigewini7426
      @xigewini7426 4 ปีที่แล้ว +1

      Petros Kifle very true
      It makes me feel emotional 😭
      Offffffffffff👍🏽💖🙏🏾

  • @hnchannel5396
    @hnchannel5396 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ አግዚኣብሄር ክብረት ዪሃብካ🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 ปีที่แล้ว +119

    *እውይ እዚ ወዲ እንዳደረፈ ሶፍት ክሽልምዎ ምስራኣኹ ሓዚነ ነቢዐ ኣምላኽ ምስክረይ ኣብ ፌስቡክ ከማን ሼር ጌረዮ ነይረ።ደቂ ሰባት ክንባሃል ፈሊጥና ኾነ ከይፈለጥና እንገብሮም ጌጋታት ስነኣእምራኣዊ ከምዝጎድኡ ብዘይ ምስትውዓልና ዓብይ ሓጥያት ኢና ንሰርሕ።ብዝኾነ ኣምላኽ ካብ ሕማቕ ስራሕ ይሰውረና።መምህር ሃይልስላሴ እትገብሮም ተግባራት ብሰማይ ርኸቦ እየ ክብለካ ዝኽእል።*

    • @ቅዱስአማኑኤልአባቴ
      @ቅዱስአማኑኤልአባቴ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ጌጋና ሓጥያትና ጊዲፉ

    • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
      @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว

      ሓቅክይ ርኢዬ ነይረ አቲ ዝሸለም ቲም ክግበረ ብአምላክ ይፈደዮ

    • @bitsitisolomon6804
      @bitsitisolomon6804 4 ปีที่แล้ว

      Eti soft zteshellomo nxubuk amlak sle zasebelu yehwat aynguhe nxubuku hiyu soft mshilam slezi

    • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
      @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 ปีที่แล้ว

      @@bitsitisolomon6804 እወ ፅቡቕ ኣለኺ ንፅቡቑ ገይርሉ ኣምላኽ ይመስገን

    • @bitsitisolomon6804
      @bitsitisolomon6804 4 ปีที่แล้ว

      Yeewatey sunu yehuruyulu genzebu ktkemlu ab eiwetu heguzuwo nhuhu konu nsdrhu khgs adera

  • @ሊሊጓልሃገረሰብ
    @ሊሊጓልሃገረሰብ 4 ปีที่แล้ว +32

    ውይ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ 🙏

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว +51

    ይሓስብ እየ ይሪኢ ይሰምዕ እየ ዝብል ፉጡር ወድሰብ ብዝበለፀ ተዛረብቲ ትግርኛ ኢና ይምልከተና እዩ እትብሉ ሰባት ብምሉኡኩም ከምዝከማይ ብዝወዲ ዝነባዕኩም ኩሉኩም ሰላም ፍቅሪ ጥዕና አብ በቢ ዘላዮ ይምነ ብቅፃል ሰብ ዝሰአነ ሰብ እበር ሰብ ኮይኑ ዘይተፈጠረ የሰብ የለን እሞ እጃምና ነበርክት ምሉእ ጥዕኑኡ ክምልሰሉ ንፀሊ ናተይ ናትካ ከተበሃሀልና ፀገማትና ንፍታሕ ብዝተረፈ ቃላት ንዘይገልፆ ንመ/ር ሙሉ ናብዙ መደብ ዘቅረቦ ክብረት ይሃበልና ሙሉየይ አለኹ አብ ጎድንኻ ትግራወቲ ነባሪት ሱዑድ ዓረብ ተኸታታሊትን ብዓቅመይ ዝፈቀዶ ግዴታይ ዝዋፃእን ጓል ምህረይ

    • @merhawiftwi4751
      @merhawiftwi4751 4 ปีที่แล้ว +1

      200 ryal natey msaki sdedly 0539427817

    • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
      @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว

      @@merhawiftwi4751 እንታይ ክሰደልካ ማዓረይ ቁፅሪ ሒሳብ ዲኻ አቀሚጥካለ ዘኻ ዋላስ

    • @bitsitisolomon6804
      @bitsitisolomon6804 4 ปีที่แล้ว

      Yes nay beheki aftey muluh thina yabeka zawey agoka thnaka ktmles fetn zawey hubud aykonkan agezatna ayfeleyo yehwat

  • @ተመሰገንኣምላክይ-ጐ4ሰ
    @ተመሰገንኣምላክይ-ጐ4ሰ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ እሕዋተይ ማዓረይ😍😍😍😍😍

  • @TF-fo6wq
    @TF-fo6wq 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ጽሉል ብስነ -ጥበብ ።
    🇪🇷💘 ልበይ ተንኪፍካኒ ።

  • @Habesha_insider
    @Habesha_insider 4 ปีที่แล้ว +26

    ኣጃኻ ክንሕግዝ ድሉዋት ኣላና። 🇪🇷

  • @saratigray2995
    @saratigray2995 4 ปีที่แล้ว +51

    ሺሕ ዓመት ንበርልና መምህር

    • @massawaMedia21
      @massawaMedia21 4 ปีที่แล้ว

      Kemey dikum tegrawot yehwatena

  • @ማርያምአደይአይትፈለይኒ
    @ማርያምአደይአይትፈለይኒ 4 ปีที่แล้ว +19

    ማዓረይ እግዚአብሔር አምላኽ ሙልእ ምሕረት ይላአኸልካ ናብ ፀበል ዉሰድዎ ክድሕን እዩ መምህር ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ

  • @slasftwe7632
    @slasftwe7632 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ንባዕለይ ምስ ራኣኩዎ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ብሓቂ ሰብ ብምካነይ ስብአውነት እዩ ተሰሚዑኒ ብዝኮነ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ኣኣብ ዘለኖዮ አምላክ የብዝሐልና

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ንዮናስ ሓውና ካብ ዝሪኦ ጀሚረ ምስ ውሻጠና ሚድያ ንክራከብ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ🙏 እዩ ነይሩ ❤❤ መምህር ሙሉ ኣቦ ውፁዓት እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይባርክካ

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 4 ปีที่แล้ว +4

    ክዳነምህረት ትደግፍካ 🔥🌷ምስኻኣ ትኹን ✊️ጹቡቅ ዕድል 🙏🙏🙏

  • @genilove5566
    @genilove5566 4 ปีที่แล้ว +54

    ሙልየ ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይምለእልካ ንዓካ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ

  • @tsegushtsegushi7562
    @tsegushtsegushi7562 4 ปีที่แล้ว +3

    ምሕረት የዉርደልካ ምዓረይ መ/ር ሙሉ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @abrahitabrahit7259
    @abrahitabrahit7259 4 ปีที่แล้ว +22

    እዞም 29 ድኪስላይት ገርኩም ዘለኩም ሓሳዳት ኢኩም ምሕረት የውርደልኩም እምበር ዝሕገዝ ዝግቦኦ ኢዩ ነሩ መስኪን ግን ንሳያ ዓቅሙኩም መምህር ሙለይ ምስ እቶም,መሳርቱን ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ንዮናስ ሓውና ድማ ምሉእ ምጝረት የውርድ

  • @ቅዱስገብርኤልጠበቃየነዉ
    @ቅዱስገብርኤልጠበቃየነዉ 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዝአብሄር ይርዳእኹሙ ኣሕዋተይ መ/ር ምሉ እ/ር ይሓልውኻ

  • @hagosmeressa3874
    @hagosmeressa3874 4 ปีที่แล้ว +18

    ናይ ባሓቂ ሰብ ኢካ፡ኣነ ብጣዒም ኢየ ሓዚነ ነረ

  • @zufan222
    @zufan222 4 ปีที่แล้ว

    አግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአኸልኻ አቱም ትሕግዚዎ ዘለኹም አሕዋትና ዉን ተባረኩ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም

  • @betromnegassi9270
    @betromnegassi9270 4 ปีที่แล้ว +7

    መምህር ምሉእ ኣዝየ ኣድኒቐካ። ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።

  • @abrashtesfay7893
    @abrashtesfay7893 4 ปีที่แล้ว +11

    ምዓረይ አጀኳ ንእ/ር ዝስአኖ የለን

  • @mielamedia8697
    @mielamedia8697 4 ปีที่แล้ว +2

    መም/ር ሙሉ እንቃዕ ሓጎሰካ ሎሚ ብልቢ ስሒቕካ ተሓጊሰ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ግዜ ክትነብዕ እየ ዝርእየካ ተባረኽ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @gdvbsgfg6738
    @gdvbsgfg6738 4 ปีที่แล้ว +7

    መ/ር ሙሉ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት ሓፂርኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝኸድካዮ ለምለም ይኹን ንሮኻ ንሓውና ዮናስ ከኣ እ/ሄር ምሉእ ምሕረት ይኣዝዘልካ

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o 4 ปีที่แล้ว +1

    *ናይ ብሓቂ ብፍላይ እቶም ትሕግዝዎ ኣምላኽ ጻማኹም ይሃብኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ ሰብ ናብ ሰቡ ኢዩ*

  • @ኪነጥበብ-ተ1ቀ
    @ኪነጥበብ-ተ1ቀ 4 ปีที่แล้ว +34

    እቲ ጽቡቕ ጎንና ብኣወንታ ኣተሓሳስባ እንተጠሚትናዮ ዕቤት ከምዘለና ትግንዘብ ቀጽልዎ ትግርኛና ጥዑማት

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም
    @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም 4 ปีที่แล้ว +9

    እዋይ ምሉእ ምሕረትን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ ብሩከይ ናይ በሓቂ የዋህ ፈቃር ሰብ ኢካ ምስ ናይ ሃይማኖት ኣቦታትን ፀበልን ውሰድዎ ኣብ ዝባኑ ዘሎ ሕማቅ ወልፍታት ኩሉ ክድሕን እዩ ምሉእ እምነት ኣሎኒ ተሓባበርዎ የሕዋተይ ዋላ ሓንቲ ዘሸክር ሰብ ኣይኮነን መምህር ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር ይሃብካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tigelove2102
    @tigelove2102 4 ปีที่แล้ว +4

    ቁድስ ገብርኤል እቦይ ምሕረት እውርደሉ ልዝሓውና

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሙሉ ብሓቂ ናይ እ/ር ሰብ ኦኻሞ ዓቅምና ክንሕግዝ ኣጆና ደቂ ትግራይ& ereatrean

  • @ንፍቅሪእየዝነብር
    @ንፍቅሪእየዝነብር 4 ปีที่แล้ว +15

    ብጣእሚ ሓዚነ!!! ሰኣን ንእሽቶ ሓገዝ ካብ ህዝቢ ኣብ ከቢድ መነባብሮ ዝነብር ሓውና
    እግዝኣቢሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓዊካ ናትካ ደርፊ ሒዝካ ክትነጸና ምሉእ ተስፋ ኣለኒ ። ምሉእ ከም ስምካ ምሉእ ይሃብካ ጎይታ ሓውኩም ኤሪትራዊ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +1

    እድመን ትእናን ይሃብኩም መምህር ሙሉ ዬናስ ክአ እዝጋብሄር ምሕረት የውርደልካ

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘገርም'ዩ ናይ ኣእምሮ
    ጸገም ኣለዎ ክብሃል ዘድፍር ኣይኮነን
    ቅሩብ ሓገዝ'ዩ ዘድልዮ እምበር
    ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ኣብ ቀረባ
    እዋን ምሉእ ጥዕንኡ ክምለስ ይኽእል'ዩ
    ስለዚ ኣሕዋት ብፍላይ እቶም ኣብ ቀረብኡ
    ዘለኹም ብሕልናዊ ግዴታ ንሓግዞ
    እግዚኣብሄር ምሕረት የውርድ ኣሜን!!!

  • @ሽኹሽኹታሽኩ
    @ሽኹሽኹታሽኩ 4 ปีที่แล้ว +2

    😍መምህር ሙሉ መቼም ካብ እግዚአብሔር ንላዕሊ ውሌታኻ ዝኸፍል ሰብ የብልናን እሞ አብ ስራሕኻ አብ ሂወትካ እግዚአብሔር መሊኡ ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +34

    ዋዉ ትግራይ ዓደይ ዕደመኩም ይንዋሕ

  • @kiflebahta5102
    @kiflebahta5102 4 ปีที่แล้ว +12

    መምህር ሙሉ ኣብትሕቲ ፈጣሪ ንቲ ጽጉም ሕብረተሰብና እስትንፋስ ኮንካዮ ኢካ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ትግራይይቱብ
    @ትግራይይቱብ 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🙏

  • @naviandalexkidsshow600
    @naviandalexkidsshow600 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hailaygebremedhin9197
    @hailaygebremedhin9197 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣንታ መምህር ሙሉ ዘይትድስሶ ፀገም የለን ታይ ኢልና ንግለፅካ ወደይ አለም ሓወይ እት ኢርትራዊ ሓውና ዘሃቦ ርህራሄን ሕውነታዊን ሓሳብ ክነአድ ዘለዎ እዩ ክብረት የሃቦ

    • @ፊልሞን-ጸ8ዀ
      @ፊልሞን-ጸ8ዀ 4 ปีที่แล้ว +2

      Thanks haftey /hawey ane eye bzukone eta zxebia znebrku ezia eya nera emo hge wen abza medebu aqreblna alo nmemhr mlue wen moral nhabo ab gonu nkhun ane filmon eye kab israel lelie 20 dewele nmlie wen dkas layte zkelo znebruku eye men keamneni ksab hge nbeatey mkuxexar abeyuni neru.

    • @jerryappmedia-8504
      @jerryappmedia-8504 4 ปีที่แล้ว

      @@ፊልሞን-ጸ8ዀ እግዚአብሔር የክብርካ ዝሓወይ!!!!!

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 4 ปีที่แล้ว +10

    ሙሉ ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻኻ💛❤

  • @እግዚአብሔርአረኛየነዉ
    @እግዚአብሔርአረኛየነዉ 4 ปีที่แล้ว

    ዕደመን ጥዒናን ይሃብካ መ/መሉ ዝሓውና ውን እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ያውርደሎ

  • @alexisgebrehaweria6689
    @alexisgebrehaweria6689 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ።

  • @gyydsjajj8758
    @gyydsjajj8758 4 ปีที่แล้ว +10

    እግዚአብሔር አምላክ መለኡ ጥዕናን ይሃብካ

  • @nfhdbgdgj8335
    @nfhdbgdgj8335 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ መምህር ሙሉ ሓውና እግዛኣቢሀር ወትሩ ኣብዙርያካ ይኩን

  • @tesfakahsay1669
    @tesfakahsay1669 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ
    መ/ር ሙሉ ወልቀ ይግዛኣቢሄር ዓስብኻ አይትስኣን ብፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ብስድራካ ደቅኻን ሕጉስ ኹን ክብር መምህርና

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ

  • @brhanemarkos1530
    @brhanemarkos1530 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ሰብ አዩ ናብ ሰብ ዝቕይር ሞ ናይብሓቂ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም

  • @mmepawer8412
    @mmepawer8412 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ምሉአ አግዛቢሄር ሓይሊ ይሃብካ
    ተባዕን ወሳን ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ

  • @freweynifetyeyo9448
    @freweynifetyeyo9448 4 ปีที่แล้ว +33

    ዳአምነ እንድርያስ አሕፅብዎ ካብ ወልፍታት ነፃ ክከውን

    • @visionary8216
      @visionary8216 4 ปีที่แล้ว

      freweyni fetyeyo
      Abey eu abune endras

    • @freweynifetyeyo9448
      @freweynifetyeyo9448 4 ปีที่แล้ว

      @@visionary8216 ካብ ዓድግራት ንእሽተይ ውፅእ ኢልካ እዩ ።ማይ ፀሎት እዩ ናይ ዝኮነ ናይ ወልፍይ ተገዛኢ ዝኮነ ሰብ አብኡ ተሓፂቡ ይማሕር እዩ።

    • @visionary8216
      @visionary8216 4 ปีที่แล้ว

      freweyni fetyeyo
      Ok thanks haftey

  • @ovaova-h8g
    @ovaova-h8g 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ዓስብካ ፈጣሪ ይክፈልካ ዮናስ ሓውና ክኣ ፈጣሪ ይሓግዝካ ካብቲ ዘለካዮ ወልፍታት ንክትወጽእ ኣምላክ ኣክኣሎ ይሃብካ

  • @ልሊጋልደራ
    @ልሊጋልደራ 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልካ የናስ ሓወይ መ/ር ሙሉ ሓውና ዓስብካ ካብ ፍጣሪ ርክቦ

  • @danielhadera3320
    @danielhadera3320 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ብእግዝኣብሄር ርከብዎ ንሃውና ምሉእ ጥዕና ይሃቦ ይፍጠረሉ ፈጣሪ

  • @aklilug9086
    @aklilug9086 4 ปีที่แล้ว +2

    What a gifted man he is!. Thank you Wushatena for this program. It was really nice to hear his story from his friends and from him self. May God bless him.

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt 4 ปีที่แล้ว

    ኢግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ መምህረይ ቃላት የብለይን ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ
    @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እግዚኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንሕና ድማ እግዚኣቢሔር ምስተውዓል ያሃበና ።

  • @tumuzghigebrelibanos455
    @tumuzghigebrelibanos455 4 ปีที่แล้ว +20

    ደስ ዘብል
    ኣጆኹም ደጊም ዓንቢብና ኢና።

    • @akberetgoitom5125
      @akberetgoitom5125 4 ปีที่แล้ว

      Nya bahqe meheret mehul edimen tennan yehabka fetare yehabka

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray6365 4 ปีที่แล้ว

    Hawey natey amazing voice God blees u memher melu neqolu terkbelu teadelka Amlak msaka yekon tebarek zyaday

  • @senigaltigray5826
    @senigaltigray5826 4 ปีที่แล้ว +17

    Mmhr btaemi Egzabiher edmen tenan yhebka bunet kemaka yelen

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 4 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ገይርካ መምህር ሙሉ 🥰🥰 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉየ የቐንየልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ንሓውና ክዓ ምሉእ ምሕረት ይልኤኸሉ ፈጣሪ

  • @ጋልትግራይእየ
    @ጋልትግራይእየ 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋዉ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      ዋው መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @fisehatsionsolomon5224
    @fisehatsionsolomon5224 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ምሉእ አምላክ ብእትገብሮ ንስካን ሐገዝትኻን አምላኽ አብዚሑ ይባርኩምን ይሃግዝኩምን፡አብዛ ናይ ዮናስ ዝምልስ ዘሎ ሐው ግን ብሐቂ እቶም ወረቀት ዝሸለሙ ሰባት ሕማቅ እዮም ጌሮም፡ ጊደይ ንባዕልኻ እታ ወረቀት ሰምቢድካ ኢኻ ደርቢኻያ፡ብዝኮነ እቲ ምሕጋዝካ አዚየ የመስግነካ ንዮናስ ምሉእ ጥዕና ይምነየሉ፡ንትገብሩዎ ምትሕብባርኩም ከአ አምላኽ ይሐግዝኩም።👍🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ መብራህቲ ፅጉማት
    ዓስብኻ ካብ ኣምላክ ርኸቦ
    ንሓውና ምሕረት ይልኣኸሉ።

  • @yohannesmokennen5281
    @yohannesmokennen5281 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይባረክ ።

  • @امخالدخالد-ل8ق
    @امخالدخالد-ل8ق 4 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ የናሰየ እውን ሙሉእ ጥዕናካ ይምለሰልካ

  • @melakemengehsa7961
    @melakemengehsa7961 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ብኣምላኽ ተፎደዮ እድመን ጥእናን ይሃብክ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ዓደይ ምዓረይ🙏🙏🙏💛💖

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 4 ปีที่แล้ว +15

    ንኩሉ ጊዜ አለው ይባሃል። ሰለዚህ ሎሚ ናይ ዮናስ ግዜ ሎሚ እዩ ማለት እዩ። ከለላ ግዜ እግዚአብሔር ምክንያት አለዎ። ግዜኻ እዩ ዮናስ።

  • @ሪችጓልትግራይ-ፈ5ጰ
    @ሪችጓልትግራይ-ፈ5ጰ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እንታይ እለ እየ እሞ ክገልፀካ ቃላት ኣይረክብን ብጣዓሚ ብጣዓሚ እየ ዘመስግነካ ከምዚ ገይርካ ንፅጉማትን ሕሙማትን ካብ ክንደይ ተውፅእ ኣለካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @haylzgihadish2426
    @haylzgihadish2426 4 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ የሕዋትና ባሓቂ ኣምላክ ይባርኩም ዘይ ራኩሞ ጸጋ ይፍተረልኩም

  • @teshawialmaz8283
    @teshawialmaz8283 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መደብ ናሓውና ካኣ ካብዚ ዘለዎ ወልፊ ወጺኡ ሙሉኡ ጥዕና ረኺቡ ዳግማይ ክንሪኦ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ሙሉኡ ምሕረት ያሃብካ ዛሓወይ

  • @ፍዮሪይጋልፅምብላ
    @ፍዮሪይጋልፅምብላ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሙለየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር

  • @አስቱጋልዞምወየንቲ
    @አስቱጋልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ካብ አምላክ ርከቦ ብልቢ ቃላት የብልናን ንአካ

  • @meriwelday8275
    @meriwelday8275 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ሙልየ

  • @azmarinoay7600
    @azmarinoay7600 4 ปีที่แล้ว +2

    We love you guys from 🇪🇷

  • @genettewlda8115
    @genettewlda8115 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልካ ዝሓወይ ብደርፊ ዘይኮነስ ብመዝሙር ንፈጣሪ ክተመስግና እመብርሃን ትሓግዝካ

  • @sdetadigana1887
    @sdetadigana1887 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሌ ሓወይ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ሕያዋይ ጌታ ምሕጋዝ ንጽጉም ባህልና ዩ እሞ ምሕጋዝ ካብ ልቢ ይመስግነካ ፡የኒ ሓወይ ካኣ ምሉእ ጥዕና የዉርደልካ

  • @Sened2024
    @Sened2024 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ ኣብ ኹሉ

  • @selammahari817
    @selammahari817 4 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ሎምዓንቲ ደስ ዝብል ነገር ኩልና ካብ ንብዓት ናብ ሳሓቅ ዮኑ ሓወይ ናብ ንብርካ እምለስካ

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +10

    ክብረት ይሃብኩም የሕዋት ባኣምላክ ርከብዎ

  • @tige7761
    @tige7761 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ይሃብካ ሓወይ

  • @gudighidaz101
    @gudighidaz101 4 ปีที่แล้ว +2

    I swear Ahwatey when i saw his Video in Adwa Wedding singing i thought i Hope i will See him again ... I Thank you very much i Love you wushetana Media WE are one forever WE will continue more and more This Has nothing to do with politics WE are one Ppl ❤️💛🤝🇪🇷

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว +1

      Thank you very much for your supportive comments.

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉዋይ ናይ ስላም ድዩ ጥፊእ ኢልካና ነይርካ ያ ትክክል ኣለኩ ዕቡድ ኢሎምእወ ነይርም ብጣዕሚ እየ ተናድደ ነይር በእውነት ዘይባሃል ነገር 😢

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      ንሕናስ ኣለና። Subscribe እንተገይርክን እታ ደወል ምልክት (Notification) እንተፀቒጥክን ኣብ ሰሙን 2 ወይ 3 ፕሮገራም ኣለና።

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 29 วันที่ผ่านมา

    ሺሕ ዓመት ንበርልና መምህር🌺🌺🌺🌺🌺🌺👏🌺👏🌺👏👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👏🌺👑👏👑👏👏💋👏💋👏💋👏❤👏❤👏

  • @milimili3774
    @milimili3774 4 ปีที่แล้ว +31

    Yoniye ajoka fetari msaka ykun

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ካብድካ ይበልዐካ ምሕረቱ ይላኣከልካ ፈጣሪ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩክ ኣቦና

  • @mebrahtuyohanns2281
    @mebrahtuyohanns2281 4 ปีที่แล้ว

    ከምታ ንጽናካ ኣምላኽ ይርኣየልካ ሓወይ ናተይ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ

  • @alleyesonme303
    @alleyesonme303 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኣዝዩ ዝገርምን ደስ ዝብል ርኢና ብጣዕሚ ቲ ዝሕግዞ ዘሎ ወዲ ክምስገን ይግባእ የናስ ውን ጽቡቅ ዪ ዘሎ ቶም ጥዑያት ኢልና ንሰምዖም ከምዚ ኣይ ዛረቡን የቀንየልና።

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 4 ปีที่แล้ว

    ብትክክል ይዝከረኒ ቅርሺ ለይብልና ንፈተውትና ወረቀት ንሽልሞም ነይርና ብክፉእ ኣይንውሰዶ ኣሕዋት ሙሉየ ክራር ክእለት ኣለካ ዋው እግዚአብሔር መሊኡ ይምሓሮ

  • @tadelumeresu9689
    @tadelumeresu9689 4 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት በይዛኩም ንዘጥሽ ንዝሰቲ ናፀረፍና ናብ ካሊእ ዝዓበየ ፀገም ኣይነብፀሐዮ ንሓግዞ ብዙ ውዲ እዚ ብጣዕሚ ሓዚነ

    • @merhawithaile2358
      @merhawithaile2358 4 ปีที่แล้ว

      💗💗💗💗🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genetadane5080
    @genetadane5080 4 ปีที่แล้ว

    የወኒወንድሜ አድናቂህ ነኝ በጣም ደስ ትብል
    ሲቀጥል እደት ነው መርዳት የምንችለው አይዞክ በርታ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      ብ0914722907 ሙሉ ማነጋገር ይቻላል።

  • @ጣኒቆኣቤል
    @ጣኒቆኣቤል 4 ปีที่แล้ว +1

    kapital Bra 😘👋👌👌👌👌

  • @abrehammathewos7893
    @abrehammathewos7893 4 ปีที่แล้ว +5

    ሓቢቢ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @ስደትሑሱምጋልማይፀብሪ
    @ስደትሑሱምጋልማይፀብሪ 4 ปีที่แล้ว

    ተመስገን አምላኽ ይመስገን.

  • @samrimera7866
    @samrimera7866 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ሓወይ መዓረይ

  • @ሰላምኪይመለስትግራይዓደይ
    @ሰላምኪይመለስትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ