ክብደት ዘወስኽ ፅማቕ❤ ሃምቦፍ ቅልፅም የብለይን ምባል ቃርዩ😍

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 170

  • @sabawittube1982
    @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +13

    ፍትዋተይ ነዘን ሊንክ ጠዊቅኩም ኣበረታትዕወን
    1👇
    th-cam.com/channels/7AhRl3FoIaA8F4fWwC0h0A.html
    2👇
    th-cam.com/channels/OtF8S-spEJCz0ytNvvuTGA.html
    3👇
    th-cam.com/channels/IVPY_jG42pyPXdW7hnveIg.html

    • @febenandemeskel8301
      @febenandemeskel8301 3 ปีที่แล้ว

      Thanks sis
      Ab mialti 1 litru ekul do
      And hasab zidelanayo ab fridge kinietiwo do walas ab wuchi tewiale shgir alowo yu

    • @titibayre6866
      @titibayre6866 2 ปีที่แล้ว

      ሀራይ

    • @titibayre6866
      @titibayre6866 2 ปีที่แล้ว

      ጥረ፡ድዩ፡ጥሑን

  • @DcbhCvbbb
    @DcbhCvbbb หลายเดือนก่อน +2

    ሓፍተይ ናትይ ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዓሚ እየ ቀጣን ክሮጎድ ብጣዓሚ ኩሮጎደ ዝድሊ የኔ ቆንጆ ❤❤😊😊ካብ 6 ኪል ካብኡ እንተ ውስከሉ ኩውስክ ይክእለ ዶ ብጃኪ ትግድስኪ መለስለይ 😊😊❤❤❤❤❤❤

  • @SelamGerie-t1j
    @SelamGerie-t1j 3 หลายเดือนก่อน

    Kbret yhabeleyy zhafteyy Anes trayy lewtii yhalwo ember ngohon mshetn kwesdo eye

  • @بنذننب
    @بنذننب 3 ปีที่แล้ว +1

    tsegushey mearey kebdey btaimi regid iyu hanbef delye emo habrn💋💋💋🌺♥️

  • @saradani942
    @saradani942 2 ปีที่แล้ว +3

    ነብስኪ ኣርእይና ኣለበለዝያ ኣይንኣምንን

  • @agazittube7330
    @agazittube7330 3 ปีที่แล้ว +7

    ዋውው ሳብየይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ቆንጆ ውህድ እዩ ብሰንኪ ሩዝ 6ተ ኪሎ ቦርጪ ፀይረ አለኩ አነስዋ😁😁😁 ናይ መዳም ቀመማተይ እስቲ ሰብስክራይብ ግበራኒ ደቂ ዓደይ

  • @selamgalemebrhan9668
    @selamgalemebrhan9668 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ክብርተይ ደስ በሃሊ መጀመሪያ እየ መጺአ ገዛኺ ረጓድ ነይረ ቀጢነስ ብጣዕሚ እየ ጸሊአዮ ነብሰይ ክምኹር እየ መዳመይ ሕልቧ እንተኣምጺኣትለይስ

  • @reem18hayat95
    @reem18hayat95 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣነስ ቀጣን እየ ካልእከ ማምየ ድገምናማ ምርጋድ ኣብንዋ ናብሰብዓ ተበፅሕክማ ዳሓንኪ ናሳላሳከ ክክክክክ

  • @Semira-z7w
    @Semira-z7w 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሲስተረይ እቲ ኣባዓኸ ተኣሊኩ ምስሓደረ እቲ ናይ መጀመርታ ማይ ኣይትደፍእዮን ማለት ድዩ ዕረ ኣይጥዕምን ድዩ ብጣዕሚ ኢኪ ምቅርቲ ደስ ዝብል ኣቀራርባኪ ደስ በሃሊት❤❤❤

  • @ሃኒፍቅር
    @ሃኒፍቅር 3 ปีที่แล้ว +6

    መቀነሲ ንገርና ምቅርቲ

  • @kidanande2826
    @kidanande2826 3 ปีที่แล้ว +2

    Zekeberki haftey bmejemerta selam
    Kexle neti ab may alkyo zehaderki abake neti may afsesyo beynu kesab zeafer bmachen wey bedki thrmyo ab mewedaeta zeakelki may tgebrlu sorry gen

  • @mengsafewerki8073
    @mengsafewerki8073 2 ปีที่แล้ว

    Des behalit haftey tsbuq aqararba100👌gn sorry sebeyti zeyeblna singl ab adis nqmets atesetinayo kbrteana ayu atay

  • @marinarmchannel5900
    @marinarmchannel5900 3 ปีที่แล้ว

    Sabi anes btaemi eye zfetweki kulu srhatki wn btaemi eyou xbuk kexlyou

  • @Semira-z7w
    @Semira-z7w 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ምቅርቲ❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ

  • @abelbirhane4302
    @abelbirhane4302 ปีที่แล้ว

    Dkas amxiknlna fezaz

  • @HelenBrhanu-fd1ru
    @HelenBrhanu-fd1ru ปีที่แล้ว

    ደስ ይብል ማረ

  • @meirimekell2140
    @meirimekell2140 3 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ላዛኺ ኽጥዕም

  • @SelamGerie-t1j
    @SelamGerie-t1j 3 หลายเดือนก่อน

    Kftno eye estii lewtii temxileyy

  • @mengsafewerki8073
    @mengsafewerki8073 2 ปีที่แล้ว

    Sabchi ayney best100 aqerarba gn azom singl atesetinayo kbrteana ayu bzey sebeyti gado

  • @delinaab6706
    @delinaab6706 3 ปีที่แล้ว +1

    Sabawit megudeli dea joba belna zhaftey,,,,

  • @hanageram8523
    @hanageram8523 3 ปีที่แล้ว +1

    ምቅርት

  • @danielweldu5087
    @danielweldu5087 3 ปีที่แล้ว +1

    ይቕንየልና ሓፍተይ

  • @hayatahamd9729
    @hayatahamd9729 5 หลายเดือนก่อน

  • @weltuzekrinebsey1329
    @weltuzekrinebsey1329 2 ปีที่แล้ว

    Selam kemey zehabtey abi mealti kendey kesieti yefkdi bitte negren kejmer dely malt keftno thank u

  • @switi.galshre
    @switi.galshre 4 หลายเดือนก่อน

    በሊ ክዱኡ ሽኮር እዳእተኪ ከትሓሚ ማዓር ተጠቀሚ😮

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @geta6489
    @geta6489 3 ปีที่แล้ว

    ትሺቱሽካ ጊን ኣየቅርብን ኢዩ። ሽታ ኣባዕከ

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 ปีที่แล้ว +1

    በጅኪ መቀነሲ ከብዲ አነስ ምስ ወለድኩ ከብደይ ብጣዕሚ ወሲከ

  • @mmn3279
    @mmn3279 3 ปีที่แล้ว

    Ketslilu sabawit haftey

  • @hiwetyairgaw7520
    @hiwetyairgaw7520 2 ปีที่แล้ว

    Salem

  • @DcbhCvbbb
    @DcbhCvbbb หลายเดือนก่อน +1

    መልስለይ ዛሓፍተይ ብጃኪ ትግድስኪ መለስለይ ❤❤❤

  • @ሜሪጋልደብሪፅ
    @ሜሪጋልደብሪፅ 3 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ዳሓን መፃኪ ሳቢተይ ገፅካ የርጉድ ድያ ሃምቦፍ ለ የብለይ ዋ😁😁

  • @brhankelelom2034
    @brhankelelom2034 3 ปีที่แล้ว

    ግን ኣብ እንዳ መዳም ኮይንኬ ከመይ ገይርኺ ከምዙያት ትሰርሒ ምንም ኣይትብለክይ ዓሞኺ ኣነስ ባባና ኣይፈትይዋ ካሊእ ርኤይልና ሳባዊተይ

  • @titidesta9011
    @titidesta9011 3 ปีที่แล้ว

    ይቅኒየልና መዓረይ

  • @fseffsdt8502
    @fseffsdt8502 3 ปีที่แล้ว

    ዋው

  • @trhassmehari8676
    @trhassmehari8676 ปีที่แล้ว

    ክብደት ታይ ክገብሮ ዋ መርጎዲ ትፈልጥዮ ተልዩኪ🤲

  • @ጓልኣሉላyoutube
    @ጓልኣሉላyoutube 3 ปีที่แล้ว +3

    ቡርጪ ና ክብደት ዘየውስክ ተኮይኑ ክንጥቀም ነገርና

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቦርጪ መጥፍኢ እማ ንገርና ሳባዊተይ😍😍 ስፖርቲ ግን ከይትብልኒ ካብ ዘሀክየኒ😂

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 ปีที่แล้ว

      _ክክ እሞ ምግቢ ዓቕኒ እምበር እንድሕር ስፖርት ትህከዪ መዓረይ_

    • @እመንእምበርኣይትፍራሕ
      @እመንእምበርኣይትፍራሕ 3 ปีที่แล้ว +1

      ቦርጪ መጥፍኢ ደኣ ፆምን ፀሎትን ሰግደትን ናይ ኣምልኾት ሰግደትን 41ክራላይሶን ኩሉ ግዜ እንተሰጊድና ናይ ነብሰናን ሰጋናን ጥቅሚ እዩ 👏👏💘

    • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
      @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ኤፍታህወለተሩፋኤል ክክ እሺ እንድሕር ምግቢ ኣብዚሐ ክቅንስ እየ😂😂☺

    • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
      @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 3 ปีที่แล้ว

      @@እመንእምበርኣይትፍራሕ እሺ🙏🙏🙏

  • @godlove4782
    @godlove4782 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀኔልና

  • @ውቅያኖስብርሃነ
    @ውቅያኖስብርሃነ 3 ปีที่แล้ว

    ኣባዕኸ 100%መርጎዲ እዩ ብትኽክል ተተጠቒምክዮ

  • @Axumawit21
    @Axumawit21 3 ปีที่แล้ว

    ንፍዕቲ ቀፅልሉ ናይ አባዕከ ጨና ጡዑም እዩ 😍💪

  • @salamaa9798
    @salamaa9798 3 ปีที่แล้ว

    መቅጠኒ ከኣ ኣርእይና ዝያዳይ

  • @ጎስዓልብየቃለሰናይ
    @ጎስዓልብየቃለሰናይ 3 ปีที่แล้ว

    ሳብዬ ብጣዕሚ ቆን ጆ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ።
    ሓዳሽ ቻናል እያ ብሩኻተይ ኣበረታትዑኒ።

  • @ውቅያኖስብርሃነ
    @ውቅያኖስብርሃነ 3 ปีที่แล้ว

    ሰላምኪ ይብዛሕ ሳቢተይ

  • @fseffsdt8502
    @fseffsdt8502 3 ปีที่แล้ว

    ብትክክል የርጉድ እዩ

  • @mahzeladey6503
    @mahzeladey6503 3 ปีที่แล้ว

    ቭጣሚ ጽብቅ

  • @tigrayadijeganu2983
    @tigrayadijeganu2983 2 ปีที่แล้ว

    እቲ ማይ ናይ ኣባዕኸ ዘይመፅለልክዮ ንደገ

  • @rahelhabeshawit1903
    @rahelhabeshawit1903 3 ปีที่แล้ว

    ጽድቅን ሳቢተይ💕💕💕

  • @hbrettegarumedia3610
    @hbrettegarumedia3610 3 ปีที่แล้ว +1

    ፀጋየ ምቅርተይ ሽኮር ግን አይተብዝሒ
    አብ ክንዲ ሽኮር ማዓር ተትጥቀሚ ፅቡቅ ነሩ ዝያዳይ

  • @ሚሊጓልትግራይኩሕሎ
    @ሚሊጓልትግራይኩሕሎ 3 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ዝገብሮ ጠፊእኒ ብቕጠን ጨኒቅኒ ኣሎ ዕድመይ 25 ክብደተይ 39 እሞ ከዓ ምስ መዳም ኮንካ ኣይፈትዋን ደስ ዝበለና ክንምገብ ክንሰርሕ ኣይንኽእል ብሰንኪ ቅጠነይ ምስኡ ኸዓ ፅቡቅ ገፀይ ብማዳ ተበላሽዪ በቃ ፅቡቅ መልከይ ፈሲሱ ቀርዩ

    • @fkr834
      @fkr834 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኺ ምቅርተይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኺ ዝያዳይ

    • @sabateklay7357
      @sabateklay7357 3 ปีที่แล้ว +1

      አጆኪ ሓፍተይ ናተይ አይትጨነቅይ ጸሎት ክአ ግበሪ ማርያም አክሱም ምሳኪ ትኩን ❤

    • @ሚሊጓልትግራይኩሕሎ
      @ሚሊጓልትግራይኩሕሎ 3 ปีที่แล้ว

      @@sabateklay7357 amen zhaftey

  • @titibayre6866
    @titibayre6866 2 ปีที่แล้ว

    ጥረ፡ድዩ፡ጥሑን፡ንግርና፡

  • @ejgayo3622
    @ejgayo3622 3 ปีที่แล้ว

    Yekeniyelina zahaftey gobez 🙏❤️

  • @محمدمحمد-ق1ه8ض
    @محمدمحمد-ق1ه8ض 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 2 ปีที่แล้ว

    ዘቀንስዩ ዝጨነቀና ሓብራና

  • @semirakaire1670
    @semirakaire1670 3 ปีที่แล้ว

    Selam sabawit kqethn deliye entay kgebr aleni please 🙏

  • @Musie-ju9vy2fd10
    @Musie-ju9vy2fd10 2 ปีที่แล้ว

    ድሕሪ ውጺኢት የራኽበና

  • @hiwetyairgaw7520
    @hiwetyairgaw7520 2 ปีที่แล้ว

    🐎🐎🐎🐎😍😍😍😍

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 11 หลายเดือนก่อน

    መቀነስ ለባ ንገርና ዝያዳይ

  • @alemluwam2901
    @alemluwam2901 3 ปีที่แล้ว

    Selam haftey metfie nay kbedi ke srhlna pls

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum6891 3 ปีที่แล้ว

    ጨለ ሰብስክራይፕ ገይረክ አለኹ 6ኪሎ አብሰሙን ግን አይትበሊ

  • @ሜሪነኝየትግራይልጅ
    @ሜሪነኝየትግራይልጅ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሳባዊተይ መቀነሲ ንገርኒ ብርጪ መጥፍኢ ብጣዕሚ ተጨነቀ እየ ክቀጥን ደልየ እየ ዋ ንገርኒ ሓላለይ ስፖርት ኣይፈትኒ ምክንያት ምስ ዓሞይ ኮይነ ኣይ ምችን ዋ ቀመማት ንገርኒ ክብረተይ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💞💞💞💞💞💞💞💞💞❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 ปีที่แล้ว

      _ዝያዳይ ስግዳን ስገዲ ጾም ክኣ ክጅምር እዩ ብስጋን ብነብስን ትጥቀሚ መዓሪተይ 😍_

  • @ዉዕለቱዘክሪ
    @ዉዕለቱዘክሪ 3 ปีที่แล้ว +2

    መቅጠኒ ልኣክልና ፀግሸይ

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว

      ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @sarahsarah4584
      @sarahsarah4584 3 ปีที่แล้ว

      መቅጠኒማ ኣነ ክነክረኪ ኣነ ረጎድ ኔረ 3 ማዓልቲ ቆሎ ሰላጣ ቀሊ ቀሊ ነገራት ብልኢ ብድሕር 3ተ ማዓልቲ ካኡ ለለ ኖርማን ትበልኢ ካኡ ለለ 3 ማዓልቲ ከምዛ ዝበልኩኪ ኣብ ዉሽጢ ወርሒ ትቀጥኒ

    • @sarahsarah4584
      @sarahsarah4584 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ፊደለይኢኪድንግል እሸ

    • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
      @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 ปีที่แล้ว

      ሰብስክራይብ ገይረክ ኣነ

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ጋልትግራይ-አ6ቐ የቀንየለይ

  • @tiberezenetekeste5375
    @tiberezenetekeste5375 3 ปีที่แล้ว

    Selam zhaftey kebdi yewxieu du

  • @lemlem319
    @lemlem319 3 ปีที่แล้ว

    የቀንያልንማርር

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 ปีที่แล้ว +2

    _ሳባ ሓፍተይ ጽቡቕ እዩ መቅጠኒ ከ እስኪ ንገርና ጽቡቕ ስራሕ ክኣ ኢልና ኢና መዓረይ 💘💘💘_

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 3 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ምቅርቲ ሳባዊት

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🌹

  • @Meazitu7165
    @Meazitu7165 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ሳባ ብጣዕሚ ጽቡቕ ክፍትኖ እየ👌👍💞

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 3 ปีที่แล้ว

    ሰቡተይ ከመይ ቀንኪ እና መቀነሱ ኣምፅእልና

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      እግዚአብሔር ይመስገን ሓበነይ ከመይ ኣለኺ😘

  • @ሜሮንወለተኪዳንyoutube
    @ሜሮንወለተኪዳንyoutube 3 ปีที่แล้ว

    ግሩም ሽካርና ክጥቀሞ እዬ

  • @rahelze_tewahdo8947
    @rahelze_tewahdo8947 3 ปีที่แล้ว +1

    ስላም ኣምላክ ምስ ክልኩም ይኩን የሕዋተይ ስብስክራይብ በሉኒ ጀማሪት እየ ኣባራታትዓኒ 🙄ዝተፈላለይ ትምህርቲ ናይ መንፈሳዊ ቻነል

  • @ሰሊያናሊላ
    @ሰሊያናሊላ 3 ปีที่แล้ว

    ❤💗💗

  • @Reemaa20
    @Reemaa20 3 ปีที่แล้ว

    Welcome back 🙏

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 3 ปีที่แล้ว

    💛♥️♥️♥️💛💛💪💪

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 2 ปีที่แล้ว

    ሓሳዊት

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
    @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 2 ปีที่แล้ว

    ሎውጢ ተምፂአ ክፅሕፍ እየ

    • @HeavenChris-p6c
      @HeavenChris-p6c 7 หลายเดือนก่อน

      ለውጢ ከመይ ረኺብኪዮ ጽብቕቲ😊

  • @geta6489
    @geta6489 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ስነስርዓትኪ ኣዘራሪባኪ ማራ ኣድኒቀኪ ንማዓኮር ዘግጅፍ ከኣ ንገርኒ ኢንበር ካሊኣይሲ ገጃፍ ኢየ

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว +1

      ሃምቦፍ ማለት እኮ ንሱ እዩ 😍😍
      ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

  • @segenm950
    @segenm950 2 ปีที่แล้ว

    Menfit geberi

  • @HgHg-gc1dd
    @HgHg-gc1dd 3 ปีที่แล้ว

    ኣታ መንዉሒ ከ ታይ ኣሎ ንገረኒ😭😢

    • @sarahayle7181
      @sarahayle7181 3 ปีที่แล้ว

      Mnwehi May stey mayste🤣🤣🤣

    • @HgHg-gc1dd
      @HgHg-gc1dd 3 ปีที่แล้ว

      @@sarahayle7181 ኦይ ማይ ክክክክክ ተክሊ ጌርክንስ ታማ ክንብል መቅይሒ መርጎዲ መቕጠኒ ኩሉ ተረኪቡ መንዉሒ ገና 😢😁

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ቁመት ድዩ😂

    • @HgHg-gc1dd
      @HgHg-gc1dd 3 ปีที่แล้ว

      @@sabawittube1982 እወ ቑመት😭

    • @seniseni7802
      @seniseni7802 3 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 3 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ እዩ የርጉድ እዩ ግን ግን መንኮራኩኢት የጭይን እዩ

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว

      ንሳስ አላታ እያ
      ክብርተይ ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

  • @ውቅያኖስብርሃነ
    @ውቅያኖስብርሃነ 3 ปีที่แล้ว

    መዳም ምስኮንኩ ክሰቲ እየ እምበር ምስ ፀባ ሰትየ ክትዓብድ ኢላ

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว

      ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
      @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ፊደለይኢኪድንግል
      ክክክክክ ንሳ ካልእ ትዛረብ ንስኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ ትብሊ፡ክክክክ ቕድሚ እሞ ነቲ ትሕዝቶ ኣንብብዎ እዞም፡ሳፕስክራይብ ትብሉስ መጃኹም እባ ቐዳምነት ነቲ መደብ ርእይቶ ሃቡ ጸባ ኪሰቲይ ኣይተፍቅደለይን እና በለትሲ ዘይትድንግጺ ቕድም እዋእ

  • @zewdihagos6899
    @zewdihagos6899 3 ปีที่แล้ว

    Tebteb ety aynit tigrigh ezi kea

  • @fkr834
    @fkr834 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣረ ምርጓድ ኣብዩኒ ክንደይ ዓመተይ ላሕ ኢለ ደኺመልክን እስቲ ክሙክሮ እየ ሳቢተይ ካልእ ድማ ናይ ጡብ መዕበይ ፣ስርሕልና በጃኺ ምንም ጡብ የብለይን ክክክክ ሑቐይ ቅድሚተይን ሓደ ኮይኑ ጨኒቑኒ ተሓባበራኒ ኣሕዋት

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว

      ክብርተይ ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @herangualagame7447
      @herangualagame7447 3 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 ปีที่แล้ว

      _እዋይ ሞትኩ ኣጆኪ 🤣እወ ደቂ ኣንስትዮ ጡብ እዩ ፎርማና እምበር ሃሳስ ነገር ይገብረካ እዩ 🙆_

    • @HiHi-nv6iz
      @HiHi-nv6iz 2 ปีที่แล้ว

      @@ኤፍታህወለተሩፋኤል 🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 3 ปีที่แล้ว

    ክትሰድለይ tkAli ዶ Ati ናይ mada

    • @Betelhem153
      @Betelhem153 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ሆላንድ ኣለኹ ሳብተይ

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
    @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ሓፍትኺ እማ 38 ኪሎ እየ ዘለኩ ክሙክሮ ተወሰኽኩ

  • @fseffsdt8502
    @fseffsdt8502 3 ปีที่แล้ว

    ኣፍንጫ የርጉድ ዶ

    • @samrawitmehari3014
      @samrawitmehari3014 3 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ
      ክብራተይ ዩቱዩብ ሓዳሽ ጀማሪት እየ ሰስብክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ትምህርትና ስብከትን

    • @febenandemeskel8301
      @febenandemeskel8301 2 ปีที่แล้ว

      @@ፊደለይኢኪድንግል I did

  • @tsigegereziher3466
    @tsigegereziher3466 3 ปีที่แล้ว

    ሰላምኪ ይብዛሕ ወለላዋይ bertei ሓላለይ ❤❤❤❤❤❤ሰብስክራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ ሓደራ ❤❤❤

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +1

      ሊንክ ኣቅሚጠልኪ እየ

    • @tsigegereziher3466
      @tsigegereziher3466 3 ปีที่แล้ว

      @@sabawittube1982.ሳብየይ btaemi yemesgn gal abeyti egziabhier yekbrki meksebey❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 3 ปีที่แล้ว +1

    Tsbuq eyu gin
    Tencha ❌
    Keltsim be tigrgna

    • @ፊደለይኢኪድንግል
      @ፊደለይኢኪድንግል 3 ปีที่แล้ว

      ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @hanahana4246
      @hanahana4246 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ፊደለይኢኪድንግል gerna alena gin Subscribe mes gibrna be amhargna keytemtsana be kankakin serha

  • @ኣስኳልጋልተዋህዶ
    @ኣስኳልጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ንፍዕቲ

  • @gf7ghu754
    @gf7ghu754 3 ปีที่แล้ว +1

    ስላም ከመይ ሓፍተይ ናይ ማዳ መጥፍእ ነገረኒ እባ
    ገፅ ብጣዕሚ ተብላሽዎ ተገደስኪ መልሲለይ

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom 3 ปีที่แล้ว

    ዋውው ብጣዕም ፅቡቕ ሓፍተይ አላትን ከስትያ እየ😁 ግን ናይ ክብደት ዘይኮነ ናይ ቦርጭ መቐነስባ ገለ በልና

  • @ጓልትግራይኩሕሎ
    @ጓልትግራይኩሕሎ 3 ปีที่แล้ว

    ካብ 56 ኪሎ ናብ 49😣

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
    @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ምዓልቲ ክንደይ ግዜ ንሕፀብ

  • @RitaKahsay-j5g
    @RitaKahsay-j5g 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤