ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ይቀንይልና ኩቡር ሓውና፡ ነይ በሓቂ ናይ የሱስ ኩሩስቶስ ስእሊ ከም ድላዮም ገይሮም እዮም ዘቅሩቡልና ። ሞጎስ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።👏👏👏👏❤💪❤💪❤💪❤💪❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ናይ ብሓቂ መምህር በጃካ ቀጽሎ
Tnx Bro
የቀንየልነ ክቡር ሓዉና
Hanieta ko waaaaa tay dea resiekna kexla ba ta mexahaf
የቕንየልና ኩቡር ሓው ብናይ ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን ትምህሮ ትምህርቲ ሕጂ ውን ኣብቲ ሃይማኖታዊ ኣካራኻሪ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ምዝራብካ ቆራጽ ጎበዝ ኢለካ ኣለኹ: ብዛዕባ እቶም ቀንዲ ደቀባት እስራኤል መን ምዃኖም እንታይ ወይ ንመን ከም ዝመስሉ ዶ ገለ ምበልካና: ምኽንያቱ ሓደ ኣከባብያዊ ሕብረተሰብ ተመሰሳሊ ምስሊ ክህልዎ ናይ ግድን ኢዩ: ንኣብነት ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ: እስራኤላውያን ውን ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዘለዉ middle east ክመስሉ ኔርዎም ሓደ ነገርሲ አሎ ገለ በለና የቐንየለይ::
ከም ወትሩ የቐንየልና ዘይልዓል ኣርእስቲ ብምምጻካ ድማ ፍሉይ ኣድንቆት ኣለኒ😊 ግን የሱስ ጻሊም(መላኒን) ድዮ ወይስ ጻዕዳ(ካኩሻን) ታሪኽ ናይ የሱስ ኸ ካብ ቡዲስመ ዝወጻ እዮ ይበሃል
ሰላም ክቡር ሓው፡ እዚ እየሱስ ካብ ካብ ካልእ ዓሌት'ዩ ገለ ዝበሃል ጽውጽዋይ ኣይትእመን እየሱስ ፡ እስራኤላዊ ዩ፡ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ማለት ዩ፡ ኩሉ ናይ መጻሓፍ ቅፉስ ጽሑፍ ይኣምነሉ የ፡ እዚ ልክዕ መልክዕ እየሱስ ግን ዝፈልጦ ስለዘየለ፡ ካበይ ተበጊሶም ከም ካራክተር ስኢሎሞ ንዝብል የ፡ ከብርህ ፈቲነ፡ ካብ ኣከዳድና ናይ ሽዑ፡ ካብ መልክዕ ናይ ሽዑ ሰባት ፡ ኣብ ባህርያቱን ካልእ ከምቲ ዝጠቐስኩዎ ነገራትን ተመርኲሶም ዮም ነቲ ገጸባህሪ ከም መልክዕ ሃኒጾሞ ንምባል የ፡ thank you ክቡር ሓው
እየሱስ እንታይ ይመስል እንታይ ይለብስ ኔሩ ኣይኮነን ዘገድስ ግን መንዩ እንታይ ጌሩ ኩሉ ዝዝረብ ብይኸውንዩ ኣብቲ ተወለደሉ ቦታ ንዖኦምዩ ክመስል። የውሃንስ 10፥30 ወዘተ ወዘተ