ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃል ስናይ የስመዖልና ጸጋኣብ ሊዕሊ ጸጋ ይጸግወልና ❤
Amen (3) weldeab hawina amlak xegeu yebzhalka sala xaerka bzhuh temahirna ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna ❤❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna. Tsegueu ybzhalka egziabhier. Qetslo bzuh nmehar alena kaba🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ መምህር ወልዳኣብ ሓውና እና እታ መፅሓፍ ኣላትኒ ዝበልካና ሲ ብከመይ ይረክባ ይኽእል ግን ዓዲ ዓረብ እየ እንየኹ
Amen qal hiwet yesmealna memhr
ኣሜን ብድጋሜ ቃል ሂወት የስመዓልና።ነዛ ትብላ ዘለኻ ሰለስተ ደረጃታት ኣብዚ ሊንክ ተትገድፍልና ጽቡቅ ነይሩ በቀሊሉ ክንረኽቦ መአታን
Weld Wahd ❤❤❤Amen yes it gives sense 🙏
🙏🙏🙏⛪🙏
"ሰላም ወልደአብ ሓወይ ቃለ ሕይወት የስምዐልና፡ ኣብ ዘለኻዮ ምስ መላእ ስድራኻ ሰላም ክትህሉ ኸኣ ተስፋ ይገብር፡ ቐጺለ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ጥምቀት ህጻናት ሓደ ሓደ ሕቶታት ክሓተካ፡ ወላ'ኳ ምስ'ዚ ኣርእስቲ ዝኸይድ ተዘይኮነ ትንክፍ ኣቢልካዮ ስለዘለኻ'የ፡ ናብ ሕቶይ ክምለስ፦1. ጥምቐት ሕጻናት ጥነተ አብሶ ንምድምሳ'ዩ እንተኢልና፡ ብሞት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይተደምሰሰን ድዩ፡ እንድሕር ዘይተደምሲሱ፡ ሞት ጎይታ እንታይ'ዩ ፋይድኡ ?2. እንድሕር ደኣ ጥምቐት ህጻናት ጥንተ ኣብሶ ንምድምሳስ ኮይኑ፡ ንኣብነት ወልደአብ ሓወይ ቆልዓ ወሊድካ ኣጠሚቕካ ኣለኻ፡ እንድሕር ደኣ ወደይ ዘጠምቆ ዘለኹ ጥንተ ኣብሶ ንምድምሳስ'ዩ ትብል ኣለኻ ኮይንካ፡ ንስኻ'ውን፡ ብዝተጠመቕካዮ ካብ ጥንተ ኣብሶ ኣይነጻህካን ማለትዩ'ሞ፡ ነዚ ብኸመይ ክንሪኦ ንኽእል ወልደአብ ሓወይ ? የቕንየለይ።
Neseka eka kagadi
ሰላም ሰላም እንኳዕ ዳሓን ምፃእካ መምህር ወልዳኣብ ሓውና
Well Come Weldeab hawna ❤❤❤
Wedi qeshi kemey aleka Telefon eba sdedeley
ወልድኣብ ቴሌፎንካ ጽሓፈለይ
0031687478356
ብወሳብ ክንራዳዳእ ምእንቲ
ሰላም ነዚ ቤት፡ ሓው ወልደኣብ፡ እታ ስርዓተ ጥምቀት ፡ እታ ጌጋ ወይ ምስ ቴላግዮስ ትማሳስላ እባ ስደድለና፡ ኣብዚ ቤትካ ብዝሑ ኣነጻጽሪና ንመሃረሉ ስለ ዘሎ፡ ከነነጻጽሮ፡ ብፍላይ እታ ንከተላ ኦርቶዶክስ እዚ ጌጋ ፡ ዘሎ ጹሑፍ ዲዩ ዋላ ስብከት፡ ክርዮ፡ ብዝተረፈ ዓቢ ዝኮነ ናይ ቤተክርስቲያና ዘለዋ ፍለልይ ምስ ካሎት እምነታት፡ ንመሃር ኣሎና የቀኔልና ዕድመ ይሃብካ መድሓኔ ዓለም
ሰላም መምህር ወልድኣብ ብመጀመርታ ሰልም: ቀጺለ ብዛዕባ ናይ ጥምቀት ክሓተካ :ህጻናት ጥንተ ኣብሶ ኣለዎም ማለትካ ድዩ እስከ ኣብርሃለይ ?
ወልደኣብ ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ ኩሉ ትህምህርታትካ ጸብቕ እዩ ይካታተሎ እየ ግን ኣብዛ ናይ ጥምቅት ግን ጎይታ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ምጥማቑ ቀራንዮ ምስቃሉ ዳኣ እንታይ ኣዳም ካብ ገነት ክስደድ በታ ናይ ዕጸ በለስ ጥንተ ኣብሶ ኣሕደረ ጎይታ ብጥምቀትን ስቕለትን ኣጥፈአ እንድሕሪ ጎይታ ጥንተ ኣብሶ ዘይኣጥፊኡ ዳኣ ናይ ጎይታ ናብ ምውራዱ እንታይ ኔሩ ብዘዕባኣ እዚኣ ገለ መብርሂ ክትበና ምደለኹ ለቱ ስብሃት
እዛ ናተይ ሓሳብ ዝነበረት መሊስካያ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃል ስናይ የስመዖልና ጸጋኣብ ሊዕሊ ጸጋ ይጸግወልና ❤
Amen (3) weldeab hawina amlak xegeu yebzhalka sala xaerka bzhuh temahirna ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna ❤❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna. Tsegueu ybzhalka egziabhier. Qetslo bzuh nmehar alena kaba🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ መምህር ወልዳኣብ ሓውና እና እታ መፅሓፍ ኣላትኒ ዝበልካና ሲ ብከመይ ይረክባ ይኽእል ግን ዓዲ ዓረብ እየ እንየኹ
Amen qal hiwet yesmealna memhr
ኣሜን ብድጋሜ ቃል ሂወት የስመዓልና።
ነዛ ትብላ ዘለኻ ሰለስተ ደረጃታት ኣብዚ ሊንክ ተትገድፍልና ጽቡቅ ነይሩ በቀሊሉ ክንረኽቦ መአታን
Weld Wahd ❤❤❤Amen yes it gives sense 🙏
🙏🙏🙏⛪🙏
"ሰላም ወልደአብ ሓወይ ቃለ ሕይወት የስምዐልና፡ ኣብ ዘለኻዮ ምስ መላእ ስድራኻ ሰላም ክትህሉ ኸኣ ተስፋ ይገብር፡ ቐጺለ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ጥምቀት ህጻናት ሓደ ሓደ ሕቶታት ክሓተካ፡ ወላ'ኳ ምስ'ዚ ኣርእስቲ ዝኸይድ ተዘይኮነ ትንክፍ ኣቢልካዮ ስለዘለኻ'የ፡ ናብ ሕቶይ ክምለስ፦
1. ጥምቐት ሕጻናት ጥነተ አብሶ ንምድምሳ'ዩ እንተኢልና፡ ብሞት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይተደምሰሰን ድዩ፡ እንድሕር ዘይተደምሲሱ፡ ሞት ጎይታ እንታይ'ዩ ፋይድኡ ?
2. እንድሕር ደኣ ጥምቐት ህጻናት ጥንተ ኣብሶ ንምድምሳስ ኮይኑ፡ ንኣብነት ወልደአብ ሓወይ ቆልዓ ወሊድካ ኣጠሚቕካ ኣለኻ፡ እንድሕር ደኣ ወደይ ዘጠምቆ ዘለኹ ጥንተ ኣብሶ ንምድምሳስ'ዩ ትብል ኣለኻ ኮይንካ፡ ንስኻ'ውን፡ ብዝተጠመቕካዮ ካብ ጥንተ ኣብሶ ኣይነጻህካን ማለትዩ'ሞ፡ ነዚ ብኸመይ ክንሪኦ ንኽእል ወልደአብ ሓወይ ? የቕንየለይ።
Neseka eka kagadi
ሰላም ሰላም እንኳዕ ዳሓን ምፃእካ መምህር ወልዳኣብ ሓውና
Well Come Weldeab hawna ❤❤❤
Wedi qeshi kemey aleka
Telefon eba sdedeley
ወልድኣብ ቴሌፎንካ ጽሓፈለይ
0031687478356
ብወሳብ ክንራዳዳእ ምእንቲ
ሰላም ነዚ ቤት፡ ሓው ወልደኣብ፡
እታ ስርዓተ ጥምቀት ፡ እታ ጌጋ ወይ ምስ ቴላግዮስ ትማሳስላ እባ ስደድለና፡ ኣብዚ ቤትካ ብዝሑ ኣነጻጽሪና ንመሃረሉ ስለ ዘሎ፡ ከነነጻጽሮ፡ ብፍላይ እታ ንከተላ ኦርቶዶክስ እዚ ጌጋ ፡ ዘሎ ጹሑፍ ዲዩ ዋላ ስብከት፡ ክርዮ፡ ብዝተረፈ ዓቢ ዝኮነ ናይ ቤተክርስቲያና ዘለዋ ፍለልይ ምስ ካሎት እምነታት፡ ንመሃር ኣሎና የቀኔልና ዕድመ ይሃብካ መድሓኔ ዓለም
ሰላም መምህር ወልድኣብ ብመጀመርታ ሰልም: ቀጺለ ብዛዕባ ናይ ጥምቀት ክሓተካ :ህጻናት ጥንተ ኣብሶ ኣለዎም ማለትካ ድዩ እስከ ኣብርሃለይ ?
ወልደኣብ ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ ኩሉ ትህምህርታትካ ጸብቕ እዩ ይካታተሎ እየ ግን ኣብዛ ናይ ጥምቅት ግን ጎይታ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ምጥማቑ ቀራንዮ ምስቃሉ ዳኣ እንታይ ኣዳም ካብ ገነት ክስደድ በታ ናይ ዕጸ በለስ ጥንተ ኣብሶ ኣሕደረ ጎይታ ብጥምቀትን ስቕለትን ኣጥፈአ እንድሕሪ ጎይታ ጥንተ ኣብሶ ዘይኣጥፊኡ ዳኣ ናይ ጎይታ ናብ ምውራዱ እንታይ ኔሩ ብዘዕባኣ እዚኣ ገለ መብርሂ ክትበና ምደለኹ
ለቱ ስብሃት
እዛ ናተይ ሓሳብ ዝነበረት መሊስካያ❤