ገጠመኝ (3ይ ክፍል) ኣደይን ኣብሓጎይን ብናይ ሓደ ሰሙን ፍልልይ ሞይቶም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 14

  • @HelenBirane
    @HelenBirane 24 วันที่ผ่านมา +2

    Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HelenBirane
    @HelenBirane 24 วันที่ผ่านมา +2

    Selam. yehwat. Xebuk. Temhritey Amlak. Mesakum Yekun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️🕊️❤️🕊️❤️🕊️❤️🕊️

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 23 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🏽🌷💐🙏🏽🌷💐🙏🏽🌷💐

  • @yohanaandat8616
    @yohanaandat8616 24 วันที่ผ่านมา +1

    Ayeee ezi xelae senayat texawitlna ko gn bhayli Amlakh ayserhn yu kbri nmedhaneAlem ykun

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ናህና በተሰብ እንቆዒ ብዳሐን መጻእኩምና 💕🙏🏽💐🌷💕🙏🏽💐🌷💕

  • @MlateAbraha
    @MlateAbraha 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @Sebenberhe
    @Sebenberhe 25 วันที่ผ่านมา +1

    Enka dhan mexakum yehwat

  • @trhashadish6175
    @trhashadish6175 10 วันที่ผ่านมา

    Zigerim eyu Egzabihier ymesgen ❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉

  • @temesgen1553
    @temesgen1553 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ክቡራት የሕዋት እዛ video አናሰራሕኩ አየ ዝሰምዓ ዘለኹ ከይወዳእኩዋ ክኣ ይጽሕፍ ኣለኹ ኣብ መንጎ ኣቴ ሓውና ዝበሎ ሕማምካ ምፍላጥ ምስ ዝኣብየካ ንግሆ ኣብ ጥራይ ከብድኻ ጸበል ክትሰቲ ኣለካ ዝበሎ ኣነ ውን ክምስክር አየ ደልየ ውዕለት እዛ ክብርቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣነ ዋላ ዓራት ሒዘ ኣይደቅስ ካብ ዝዝከረኒ ማለት ቆልዓ ከለኹ ክሳብ ቀረባ አዋን ሕማም ኔሩኒ ንሱ ድማ ከብደይ ይቕረጽ ሽውሃተይ ይዕጾ ተምላስ ይግብረለይ ዕግርግር ይብለኒ ድኻም ይስምዓኒ ምሽ ኣሎ ሱቕ አሉ ቀችወቸው ይብለኒ ብዘይ ምክንያት ይበኪ ይጭነቕ በቃ ሂወተይ ከም ገለ ኔሩ ድኻም ልቢ ይስምዓኒ ብሓጺሩ ሕማቅ ኔረ ሕክምና ከይደ ጽቡቕ ኣለኪ ይብሉኒ ኔሮም ሓደ መዓልቲ ግን ንግሆ ተስኤ ሊትሮ ጸበል በጽቢጸ ድንግል ማርያም ኣደይ ወይ ምሓርኒ ወይ ቕተልኒ አለ ምስ ሰተኹ ከብደይ ዓቢ ድምጺ ጌሩ ሽዓ ምስ ተመሓርኩ ስላ አምብርሃን ብርሃን ርእየ ከም ድላየይ ይበልዕ ይሰቲ ቕርጸት የለ ተምላስ የለ ኩሉ ገድፉኒ ሓውየ እዚ ምስ ተግብረለይ ግን ጸበል ምስታይ ኣይገደፍኩን ጸሎት ውን ይገብር ብዓቅመይ አብለኩም ተሓጊሰ ከም ናተይ ንኹሉ ዝጨኖቆ ይፍጠረሉ 🙏🙏🙏 ብስም ድንግለይ ክኣ ናይ ዘማሪት ቤተልሄም ብርሃነ ኪዳነ ምሕረት ሳላ ቃል ኪዳንኪ ትብል መዝሙር ክትሰምዑዋ ይጋብዘኩም አሞ ሓደራ የሕዋተይ ልቢ ንግበር ጸላኢና ንፍለጥ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @habtemichaeltewelde2469
    @habtemichaeltewelde2469 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Henos-y3e
    @Henos-y3e 26 วันที่ผ่านมา +1

    egzabher dhnet zmedeblo ynebir eyo seb kone menafsti ntnfaska kwesdwa aykulon eyom nab tonkali mekad waga yeblon mhret egzabher wala ydongi ab zfekdo kmhreka eyo akli tray kab seytan mhret mxbay gen ab hiwetka mergem mxwae eyo

  • @russomhayelom8720
    @russomhayelom8720 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤