ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጹቡቅ ኣጋላልጻኣ ሓብተይ ተባዓ ሰብ ከይብሉኒ ከይብልኪ ሓስብኪ ዛህብክና ክብሪ ያህብኪካብ ሰብ ኣምላክ ስለ ዘምለኪ ኢኪ ጋል ማርያመይ ትምህርና ዘለኪ ቀጽልዮ
እዛ ሓፍትና ዝነቅሐት እያ ኣሕዋታ ከተንቅሕ ድማ ዝሓለፈ ሂወታ ተካፍለና ኣላ ኩላትና ኣብ ዝተፈላለየ ዓዲ ንዕበ ወላ ንንበር ናይ ዛር መንፈስ ኣለና ኩልና ኣነ ጓል ቀሺ እየ ሰባት ክዛረቡኒ ከለዉ ማዕርግ ናይ ኣቦይ ኣልዒሎም ከም ጻድቅ መስኪን ሰብ ጌሮም ይዛረቡኒ ኣነ ግን ማዕርግ ናይ ኣቦይ ኣይውክለንን እዩ ምናልባት ብሰባት ዘጽልእ ባህሪ ዘይክህልወኒ ይክእል ግን ነብሰይ ዝፈልጣ ኣነ እየ ናይ ዛር መንፈስ ዝተጻወተለይ ሂወተይ ዘበላሸዎ ኣነን ዉሽጠይን ኢና ንፈልጦ ኣምላክ ከፍቅር ደልየ ግን ኣይከኣልኩን ኢለ እየ ጭንቀተይ ዝጅምር ከማክረኒ ጽን ኢሉ ክሰምዓኒ ዝደሊ ሰብ በዛ ቃል ይጅምረሉ ደሓር ብምቅጻል ዝተበላሸወ ናብራይ ይኣቱ። ሰባት ግን ይስሕቁኒ እዮም ንምንታይ ነጊረዮም ኢለ ድማ ይጠዓስ ኣምላክ ከፍቅሮ ዘይምክኣለይ ይገርሞም ግዲ ኮይኑ። ከመይ ጌርኪ ኣምላክ ኣየፍቅሮን እየ ትብሊ ይብሉኒ እና እንታይ ደኣ ክብል ደሊኩም ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ኣምላክ ሓስየ የፍቅረካ እየ ኣይብሎን እየ ንከፍቅረካ ንጹህ ልቢ ሃበኒ ።ይብሎ እንበር ይብል ኔረ ኣካለይ ከንፈረይ የፍቅሮ የ ክብል ይክእል ኣምላክ ዝደልዮ ግን ልብና እዩ ልበይ ኣብ ዝነጽሃሉ ድማ ንከፍቅሮ ይክእል ይከዉን ቀደም ርስሓት እናተኣከቦ ልበይ ስቅ ኢለይሪኦ ግን ክጸርየለይ ከኣ ይደሊ ሕጂ ግን ኣብ ምጽርራይ እየ ዝርከብ ከምቲ ስቅ ኢለ ዝረኣክዎ ኣዝዩ ቆሺሹ ስለ ዝነበረ ዝበዝሕ ብንስሓ ሓጺበዮ እየ ዝተረፈ ድማ ምስ ረከብኩዎእናጸራረኩ እየ ክጓዓዝ
እዛ ናይ ቤተክርስትያን ማዕጠንቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ኣብ ሂወተይ ጨናን ዕጣንን ክጸልእ መዓት እየ ኣብ ቤተክርስትያን እናዞሩ ኣብ ፋሲካ ጨና ዝገብሩልና ድያቆናት ሽታኣ ኣዝያ እያ ደስ ትብለኒ። እናዞሩ ዕጣን ኣብ ዝዓጠንሉ ጊዜድማ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ እዘን 2 ነገራት ኣብ ደገ ዘጽልእ ሽታ ኣለወንንዓይ ማለት ዕጣን ኣብ ቡን እናፍልሓ ክጥቀማ ከለዋ ዳርጋ ሕጽረት ትንፍስ ይገብረለይ ኣፍንጫይ ስሓ ይገብረለይ። ከምኡ ውን ጨና ኣይኮነን ክጥቀም ካብ ኣሕዋተይ ወይ ምሳይ ዘለዉ ሰባት ጨና እንተነስኒሶም ቀዳማይ እቲ ጨና ይጸልኦ ካልኣይ ህንጥሸዉ የብለኒ ክሳብ ሽታ ዝጠፍእ ይግረም እየ ኔረ
Xeli tennerkeki temakeri
@solianagebrehiwet2029ልክዕ ከምዚ ናትኪ እየ እንታይ እዩ ግን ኩሉ ግዜ እየ ዝሓሰበ።
Kale hiwet yesmealna
Egazebehare yamesgane mareya 🙏🏾 ♥️ ❤️ ❤❤❤❤❤
Xbuk aleki zhaftey menfes sle zeleka tray aykonkan kxli zeleka
Eza haftey bhaki tsibuk terediuki tsibuk agelalitsa ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉
Ankon bselam mexakum yehwatey mearey. Xegau yebzhalkum
ሰላም ናህና በተሰብ እንቆዒ ብዳሐን መጻእኩምና 💕🙏🏽💐🌷💕🙏🏽💐🌷💕
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
🕊️❤️🕊️❤️🕊️❤️🕊️❤️
Enqae bselam mexakum sdrana
💕💐🙏🏽💕💐🙏🏽💕💐💕🙏🏽
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Merhaba ega dahan meexakum deqi krsitosis yhawey
❤❤❤
ጹቡቅ ኣጋላልጻኣ ሓብተይ ተባዓ
ሰብ ከይብሉኒ ከይብልኪ ሓስብኪ ዛህብክና ክብሪ ያህብኪ
ካብ ሰብ ኣምላክ ስለ ዘምለኪ ኢኪ ጋል ማርያመይ ትምህርና ዘለኪ ቀጽልዮ
እዛ ሓፍትና ዝነቅሐት እያ ኣሕዋታ ከተንቅሕ ድማ ዝሓለፈ ሂወታ ተካፍለና ኣላ ኩላትና ኣብ ዝተፈላለየ ዓዲ ንዕበ ወላ ንንበር ናይ ዛር መንፈስ ኣለና ኩልና ኣነ ጓል ቀሺ እየ ሰባት ክዛረቡኒ ከለዉ ማዕርግ ናይ ኣቦይ ኣልዒሎም ከም ጻድቅ መስኪን ሰብ ጌሮም ይዛረቡኒ ኣነ ግን ማዕርግ ናይ ኣቦይ ኣይውክለንን እዩ ምናልባት ብሰባት ዘጽልእ ባህሪ ዘይክህልወኒ ይክእል ግን ነብሰይ ዝፈልጣ ኣነ እየ ናይ ዛር መንፈስ ዝተጻወተለይ ሂወተይ ዘበላሸዎ ኣነን ዉሽጠይን ኢና ንፈልጦ
ኣምላክ ከፍቅር ደልየ ግን ኣይከኣልኩን ኢለ እየ ጭንቀተይ ዝጅምር ከማክረኒ ጽን ኢሉ ክሰምዓኒ ዝደሊ ሰብ በዛ ቃል ይጅምረሉ ደሓር ብምቅጻል ዝተበላሸወ ናብራይ ይኣቱ።
ሰባት ግን ይስሕቁኒ እዮም ንምንታይ ነጊረዮም ኢለ ድማ ይጠዓስ ኣምላክ ከፍቅሮ ዘይምክኣለይ ይገርሞም ግዲ ኮይኑ። ከመይ ጌርኪ ኣምላክ ኣየፍቅሮን እየ ትብሊ ይብሉኒ እና እንታይ ደኣ ክብል ደሊኩም ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ኣምላክ ሓስየ የፍቅረካ እየ ኣይብሎን እየ ንከፍቅረካ ንጹህ ልቢ ሃበኒ ።ይብሎ እንበር ይብል ኔረ ኣካለይ ከንፈረይ የፍቅሮ የ ክብል ይክእል ኣምላክ ዝደልዮ ግን ልብና እዩ ልበይ ኣብ ዝነጽሃሉ ድማ ንከፍቅሮ ይክእል ይከዉን ቀደም ርስሓት እናተኣከቦ ልበይ ስቅ ኢለይሪኦ ግን ክጸርየለይ ከኣ ይደሊ ሕጂ ግን ኣብ ምጽርራይ እየ ዝርከብ ከምቲ ስቅ ኢለ ዝረኣክዎ ኣዝዩ ቆሺሹ ስለ ዝነበረ ዝበዝሕ ብንስሓ ሓጺበዮ እየ ዝተረፈ ድማ ምስ ረከብኩዎእናጸራረኩ እየ ክጓዓዝ