ኣብ መንገዲ ማስቲካ ላሸጥኹ ለጋጠመኒ😏ካብ ዓይደር ናብ 17 ቀበሌ ላተመላለስኹ እየ ልሰርሕ🤔ክሳብ መወዳእታ ረኣዩዎ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 มิ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 450

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 24 วันที่ผ่านมา +15

    ላይክ ከም ዝረአ ግበርዮ ላይክ ሰብ ምእንታን ክገብር .

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 12 วันที่ผ่านมา +6

    ዝቆልዓ ተፈሊጥክዮባ ዝቆልዓ ቁፅሩ አምፅእለይ በጃኪ❤❤

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet 16 วันที่ผ่านมา +7

    ጋሻ እየ ናብ ገዛኪ ሙና ሓፍተይ ደሞ ደሰ ባሃሊ ፕሮግራም በሰላም ሙና ደሚሩኩምኒ ሕለፉ ደቂ ዓደይ🙏🙏🙏

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 6 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ ለባመይ ክንደይ ዓይነት ኣረኣእያ ዘለዎ ሰብ ከም ዘሎ ንስኺ ግና ትፍለዪ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ዝሓዉና ህፃንለ ንፉዕ ቆልዓ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @your1773
    @your1773 24 วันที่ผ่านมา +10

    ብከመይ ክረክቦ ይክእል ዝቆላዓ ክሕግዞ ነይረ🙏

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 20 วันที่ผ่านมา +6

    ንፋዕት ዝሓፍት ኣነ ካብ ሰድት ተመልሰ ከማኪ እየ ክሰራሕ ዘደል ሚና ናተይ❤❤

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet 16 วันที่ผ่านมา +6

    ከይራኣከዎ እየ ኮሚተ ነይረ ምሰ ራእከዋ ካዓ ብጣዕሚ ደሰ ኢልኒ ብሓቂ ለባም ዓባይ ሰብ ኢኪ ሓሳብ ልብኪ የሰምረልኪ. እዚ ሓወና ግን ልቡ ኣዐበዩ ቀፅዓት ኣኒእሰልኪ ሰክፈ እዩ ኒኦ ❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 25 วันที่ผ่านมา +7

    ኣይ ጎይታዋይ😢 ንስካዶ ትሰርሕ ንስካስ ትማህርኢእም በይ❤

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 13 วันที่ผ่านมา +7

    ንፈለማ ግዜ እየ ርእያ ደስ ትብል መደብ ግን ኣከዳድናኪ ነቲ ስራሕ ዝመስል ጌርኪ ተትከዲ ነቶም ቆልዑ ደስ ምበሎም❤

    • @gshdhdhd9012
      @gshdhdhd9012 11 วันที่ผ่านมา +2

      ብሓቅ❤

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 18 วันที่ผ่านมา +6

    ዊንታየይ ለባም ቀፅልሉ እና ሳብስክራይብ ንግበረላ ክቡራት አሕዋተይ ❤

  • @user-fm6xd5ol2b
    @user-fm6xd5ol2b 24 วันที่ผ่านมา +5

    ዋዉ ንፈዕቲ ከምዚ ዓይነት ሰራሕ ደሰ ይብል

  • @user-cv8pn6rg5j
    @user-cv8pn6rg5j 7 วันที่ผ่านมา +3

    ትሕግዝለኺ ዲኺ ክብልሉኺ ከለዉ እወ በልዮም ሙናዋይ💚

  • @MebraBro
    @MebraBro 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቲ ፃዕዳ ልባ ❤❤ኣነ ዘስሓቀትኒ ማ ሂይ ናበይ ክገድፎ ያ ከይትሽነፊ ድዩ

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 18 วันที่ผ่านมา +6

    ደስ ክብል ዝቆልዓ ጎይታዋይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ🤲💜
    ዊንተይ ፅሪይቲ ቀፅልሉ👸♥️💛

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 8 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ ክብርቲ ኢኪ

  • @binyam1578
    @binyam1578 14 วันที่ผ่านมา +5

    ሙናየ እዚ ማሽን ንሐንጎል ጹቡቅ አይኮነን በዓል ቺይና ዝሰርሕኦ ስራሕኪ ኩሉ ጹቡቅ 🧸🥰👏

  • @KebromBata
    @KebromBata 23 วันที่ผ่านมา +5

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዝሰራሕኽዮ ኮምዚ ጌርና ኣሕዋትና ነበረታትዕ ብዝወፀ ይተክአልኪ ይመችኺ

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 23 วันที่ผ่านมา +6

    ሞይተ ሳሓቅ ማርያምን😂❤ እኒአኻ ቆልዓ አረ ይመችኻ❤ታይ ሰሪሕኺ ክተዕርፍያ እማኑ😂ኣሚኑ ምሃቡ ግን❤ዊንታየይ ፅብቅቲ ቅንዕቲ ለዋህ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 19 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ❤❤🎉

    • @UjJh-yw9hi
      @UjJh-yw9hi 19 วันที่ผ่านมา

      @@AbushEtanbetL-veme ገይረልኪ

  • @Mebrhitwelgergis
    @Mebrhitwelgergis 25 วันที่ผ่านมา +7

    አንኳዕ ዳሕን መፀኡኪ❤ ሳብስክራይ ግብሩለይ ደቅኖ❤❤

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 24 วันที่ผ่านมา +10

    ብጣዕሚ ገበዝ ግን ዞም ተጋሩናስ ቢራ ተዝከዉን ክንደይ መገዘእኪ ነይሮም😂

  • @user-ji3mm8ge8k
    @user-ji3mm8ge8k 24 วันที่ผ่านมา +4

    ንፍዕቲ ቀፅልሉ ናይ ደቂ ሰባት ሞራል ልዕል ዘብል እዩ ዝስራሕ እዚ❤❤❤

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 24 วันที่ผ่านมา +5

    አረ ሙናዋይ ይመችኩም ክልተ ሐሪፋት ተጋኒኩም 🥰🥰😁

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 17 วันที่ผ่านมา +6

    ዊንታየ ይቅርታ እንበር ማዓት ሰብ ይሓተክሎ ናይዙ ቆልዓ ስልኪ ወይ ኣራኽብና ንሕግዞ ይብለኪሎ ኣይትምልስለክን 😮

    • @winaentertainmentt
      @winaentertainmentt  17 วันที่ผ่านมา +3

      ይምልስ ኣለኹ ባ ብዉሽጢ ብዝደለኹምዎ መንገዲ ከራኽበኩም እየ

  • @fserdss1437
    @fserdss1437 24 วันที่ผ่านมา +8

    ዝቆልዓ ኣራክብኒ ክሕግዞ እየዋ

    • @winaentertainmentt
      @winaentertainmentt  24 วันที่ผ่านมา +3

      ፅቡቕ

    • @fserdss1437
      @fserdss1437 24 วันที่ผ่านมา +2

      @@winaentertainmentt ብከመይ ክረክብ

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u 11 วันที่ผ่านมา +4

    ይመችኪ ምናዋይ😢😢ግን ተጋሩሲ ክንአመን ከመይ ገይሩ አምኒኪ ዝይፊልጠክስ ደስስ ዝብል ነገር

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 22 วันที่ผ่านมา +7

    ታማ ላይክኪ ዘይረአ ጋልኖ

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 12 วันที่ผ่านมา +4

    ጽሪቲ ዊንታዋይ ብሽም ዝቆልዓ ተመሲጠ ብድዮኪ ወዲአያ ምዓረይ ከሪዐሉ ዝቆልዓ❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 22 วันที่ผ่านมา +4

    ደስ ባሃሊ ዊንቲ ጎበዝ ግን እቲ ሃፒ ላንድ ዝኸድኩምዎ ክንደይ መእተዊ መፃወቲ ተትነንሩና ፁቡቅ ነይሩ

  • @saral600
    @saral600 25 วันที่ผ่านมา +5

    የኔዋ ❤እንታይ ስርሕኪ ተዕርፍ ያ 😂😂😂

  • @user-fg1sn2tw9t
    @user-fg1sn2tw9t 24 วันที่ผ่านมา +5

    ሙናየ ለባመይ ምቅርቲ ጽቡቕ ስራሕ ዩ❤❤❤❤

  • @user-gz3cy1cv6r
    @user-gz3cy1cv6r 24 วันที่ผ่านมา +4

    ፖስፖርቲ ብኦንላይን ዝብል ዘሎ ቁፅሪ ስልኪ እባ ፀሓፍና ዉታየይ

  • @zafutesgay156
    @zafutesgay156 19 วันที่ผ่านมา +6

    ሓዳሽ እየ ናብዛ ገዛ ዊንታየ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ለባመይ❤

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d 23 วันที่ผ่านมา +4

    ሙናየ ዓበይ ሰብ❤ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ
    ዞም ቆልዑ ናይ ክንደይ ናይ ሰብ ገፅ እዮም ዚሪኡ ዘለዉ 😔

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሕብረተ ሰብና ግን ካብ ሚዲያ ነፃ እዩ መስለኒ ናዓኽ ዘይፈልጥኽ

  • @kidantube11
    @kidantube11 23 วันที่ผ่านมา +8

    ዊንዋይ ንፍዕቲ❤

  • @world12209
    @world12209 24 วันที่ผ่านมา +8

    ዊንታየ ጎወዝ ፅቡቅ ሰራሕ እዮ ቀፅሉሉ❤ አቱም ሐደ ሐደ ፕራንክ ናበልኩም ልቢ ሰብ ቶምልቁ ለለኩም ካብዚሰቲ ተምሃሩ.

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 19 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ❤❤❤

    • @jastavms2119
      @jastavms2119 9 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ 😢

  • @user-hw4se4di5r
    @user-hw4se4di5r 25 วันที่ผ่านมา +5

    ፅርቲ ዝኮነኪ ቆላዓ😘😘😘

  • @user-cv8pn6rg5j
    @user-cv8pn6rg5j 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሙናየይ ትፍለይ ኢኺ ወለላይ💚

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e 3 วันที่ผ่านมา +1

    ምስ ይቅርታ ግን እዚ ኣሪቲ ፅፊሪስ ተትሓድግኦ ደቂ ኣንኢስትዮ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 24 วันที่ผ่านมา +5

    ዋው ደስ ብሃሊ ዊንተይ❤

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e 3 วันที่ผ่านมา +1

    እቱ መጀመርያ ልሸጥክሉ ወድ ቲፕ እሉ ዝሃበክ ፅውዕኽ ተተቅርውልና

  • @jastavms2119
    @jastavms2119 9 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ብጣዕሚ ጎቦዝ ፅቡቅ ገይርኪ 😢ደስስ እሉኒ

  • @user-uh6ky7oe3x
    @user-uh6ky7oe3x 24 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ
    ዊንታየ እግዚኣብሄር አምላክ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኺ ❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 19 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ❤❤❤

    • @user-uh6ky7oe3x
      @user-uh6ky7oe3x 19 วันที่ผ่านมา

      @@AbushEtanbetL-veme እሺ

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤ዊታዋይ ብልፅቲ ቀፅልሉ ዛምቤተይ❤

  • @albadralbadr5199
    @albadralbadr5199 24 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዊንታዋይ❤❤❤🎉🎉

  • @brijap5171
    @brijap5171 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዊንታየይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ብዙሑ ሰብ ካባኪ ክማሃር እዩ👍

  • @albadralbadr1736
    @albadralbadr1736 24 วันที่ผ่านมา +3

    ዊታየይ ማዓረይ ቀፅልሉ ዝያዳይ❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውው ዙቆላዓ ይምቸካ ዊነተይ ውን ፈጣሪ ዕደመ ይሃበኪ❤❤

  • @FycgXhu
    @FycgXhu 24 วันที่ผ่านมา +2

    😢ማዓረይ ኣጀኻ ዝሓወይ

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 23 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ስራሕ እዩ አጀኪ ቀፅልሉ ሙና ፅሪቲ❤❤❤

  • @sarahsarah-nd7fe
    @sarahsarah-nd7fe 24 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ❤

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube 25 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ሙናየ እንኳዕ ሰላም መፃኺ ክብረተይ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @letush6191
    @letush6191 25 วันที่ผ่านมา +3

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 15 วันที่ผ่านมา +3

    አሰይ ቀፅሉሉ ዝያዳይ❤❤❤❤❤ስራሕ ኩቡርዩ አጀኩም በሉየም

  • @user-tj6qr3dh5r
    @user-tj6qr3dh5r 8 วันที่ผ่านมา

    ዋውውው ዌንታየ ብጣዕሚ ደስ ልብል ኣባርትዕዋም ንዞም ህፃውንቲ ኣሕዋትና❤🥰

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 24 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ዊንታየይ ለባም ኣጀኪ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @HlekaAraya
    @HlekaAraya 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕም ደስ ባሃል ቀ ፅልሉ ዊንተይ❤🎉

  • @letayknfu946
    @letayknfu946 20 วันที่ผ่านมา +3

    ሚና ሽኮር ንፉዕት ዝሓፍት❤❤❤👍👍👍ይመችኪይ 🎉🎉🎉🎉

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ትግራይ መስ መፃኩ ❤❤

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣዕራፍኽ ውለድ ሙና ሽኮር❤❤❤❤❤❤🎉

  • @fyrrrdhgfg5818
    @fyrrrdhgfg5818 24 วันที่ผ่านมา +3

    ጎይታዋይ ❤ ሙናየይ ለባም❤

  • @zafuSami
    @zafuSami 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ኢኺ ማዓረይ🥰🥰😘😘😘

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x 17 วันที่ผ่านมา +3

    ምቅርቲ ዓለም ሙናየይ❤❤❤❤❤ ኣጆኪ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @user-hz4bi6bc4g
    @user-hz4bi6bc4g 24 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ባሃሊ ስራሕ ዊንቲየ

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፅብቅተይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q 24 วันที่ผ่านมา +2

    ዊንታ ዓባይ ሰብ ብሓቂ👌👌👌👌👌

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 24 วันที่ผ่านมา +2

    ጎቦዝ ቀፅሉሉ ዊንታየ ፅብቅት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mn9th9vf5f
    @user-mn9th9vf5f 24 วันที่ผ่านมา +3

    የኔ ማር አነስ ክፈትየክ ማዓት አይዘኽ❤❤❤

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q 24 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ ቆላዓ ማራ እዩ ንቁሕ❤❤❤❤

    • @user-ce2jq4eb5i
      @user-ce2jq4eb5i 19 วันที่ผ่านมา

      ገራሚ 👌❤️❤️ይፍለ 😔

  • @user-gx6ue1jm8u
    @user-gx6ue1jm8u 25 วันที่ผ่านมา +3

    ዛሓፍተይ ለባም

  • @solamsalma7429
    @solamsalma7429 25 วันที่ผ่านมา +3

    ምናዋይ ምቅርቲ ❤

  • @ህዝበይ
    @ህዝበይ 24 วันที่ผ่านมา +3

    ሙናይ ምቅርቲ ❤️❤️❤️👏

  • @DhfggFudtft
    @DhfggFudtft 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 23 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዊንቲየ ቀጽሉሉ🙏❤❤❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 22 วันที่ผ่านมา +3

    ዊንታይ ማዓረይ❤❤

  • @user-cm8tg4zg1l
    @user-cm8tg4zg1l 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ዊንታ ሸኮር❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 25 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኢኪ ❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 20 วันที่ผ่านมา +2

    ተሰኪፍ አዩ እኮ ማዓረይ❤

  • @dhqe5723
    @dhqe5723 18 วันที่ผ่านมา +3

    ሙናየ ዓባይ ሰብ❤

  • @user-nu1my2ci1j
    @user-nu1my2ci1j 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዊንታየ ጅግና❤

  • @user-qt9wp1lt3c
    @user-qt9wp1lt3c 18 วันที่ผ่านมา +2

    ሙናዋይ ፅሪቲ❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 15 วันที่ผ่านมา +3

    ጎበዛት ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነለ ፀፍ የብለንያ ሙና😂❤❤❤🎉🎉

  • @user-in9po6vc8g
    @user-in9po6vc8g 24 วันที่ผ่านมา +3

    ዕድመጥዕናይብኪዝሓፍተይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @user-hs2jf2zi1m
    @user-hs2jf2zi1m 15 วันที่ผ่านมา +3

    ጓበዝ ዊንታዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p 23 วันที่ผ่านมา

    ዊንታየይ ለባም ነዊሕ ዕድመ ይሃብኺ❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይይይ ዝያዳይ

  • @user-rg7bw1kq6x
    @user-rg7bw1kq6x 13 วันที่ผ่านมา +1

    ቀፅለ ሊ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ffff8192
    @ffff8192 23 วันที่ผ่านมา +5

    የኔ ለባመይ❤️❤️❤️😥

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q 24 วันที่ผ่านมา +2

    ስራሕኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HappyBirchForest-xp8kn
    @HappyBirchForest-xp8kn 9 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ ሰራሕ ዊንታዊይ

  • @rozar227
    @rozar227 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤ኣነ እውን ይሸይጥ 12 ክፍሊ እንዳማሃኩ ይሰርሕ ኔይረ 😢

  • @Freta__agame_
    @Freta__agame_ 15 วันที่ผ่านมา +2

    Weintiye zeftwa❤

  • @selufkkr685
    @selufkkr685 8 วันที่ผ่านมา

    ዊንቲየይይይ ቆፅልሎ ደስ ዝብል ስራሕ❤❤❤

  • @tigstitigsti9607
    @tigstitigsti9607 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ፅቡቅ ፖሮግራም ሙና ሽኮር

  • @mebrhatomgrrmrdhin
    @mebrhatomgrrmrdhin 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሙና ለባም

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሙናየይ የኔ ቆንጆ ❤❤❤😊😊😊

  • @sabai12167
    @sabai12167 25 วันที่ผ่านมา +3

    ሙናዬ❤

  • @temsgeamlake
    @temsgeamlake 15 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ኣድ ንቀኪ ዊንታየ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢

  • @hdttere
    @hdttere 25 วันที่ผ่านมา +3

    ዊንታየይ ለባም ❤❤❤❤❤