Atv Asena Live - ብሃይለ ምሕጹን ዝተገፍዓ ደቂ ኣንስትዮ / ብተግባራቱ እናንብዑ ዝተሰውኡ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፊ ዝነአሩ ተጋደልቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มิ.ย. 2024
  • Atv Asena Live - ብሃይለ ምሕጹን ዝተገፍዓ ደቂ ኣንስትዮ / ብተግባራቱ እናንብዑ ዝተሰውኡ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፊ ዝነአሩ ተጋደልቲ

ความคิดเห็น • 15

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሃይለ ምሕጹን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን አርትራውያን ዝፈጸሞ ሓጥያት ( ገበን ) ፍርዲ እግዝ ኣብሄር ከቶ ዘይተርፍዩ !

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 4 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉

  • @DasnaMefrena
    @DasnaMefrena 4 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ኤማ፡ ካብ ልዕሊ 10 ዓምታት፡ብኹሉ ብኣበርክቶኻ ኣዝየ ሕቡን'የ።ብፍላይ ኣብ'ዚ መእተዊ እተቕርቦ፡ሓጺር ክርክር ናይ ቀታሊ ኢሰያስን ጉጅልኡን፡ብኣንጻሩ ደው ዝበሉ ኣርካናት ደለይቲ ፍትሕን፡ዕላማን ሓሳብን ተግባርን ዘንጽር ኮይኑ፡ንመላኽን ስርዓቱን ደገፍቱን ኣብ ርእሶም መዳፍዕ ተዕልበሎም ከምዘለኻን፡ሰሚዖም ብፍርሂ ንግዚኡ ይሕብኡ ከመዘለው ይስመዓኒ። ደጊመ የመስግን ቀጽልሉ ክንዕወት ኢና !!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 วันที่ผ่านมา

    God bless dear brother Emma.

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asliErda62
    @asliErda62 4 วันที่ผ่านมา +1

    Viva N .Hamedu sure we soon Undo DIA❤❤

  • @asliErda62
    @asliErda62 4 วันที่ผ่านมา +1

    All N'HMedu ppl should never ever deport 2 Eri.. plz plan A ppl work hard...save & work very hard plz 2 convince ur host countries....

  • @messiah5463
    @messiah5463 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዑመር ኣልበሽር ናይ ሱዳን ክግለፍ ከሎ ክሳብ ብቢልየን ዝቑጸር ገንዘብ ዩ ተረኺቡ ከምኡ ውን ኣእላፍ መካይን ከም በዓል ፈራሪ RR

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 วันที่ผ่านมา +1

    አንት ኤማ እዚ ዶክተር የማነ ትብሎ ዘለኻስ ከምዚ ክገብር ክሰምዕ ናይብሐቂ የሕዝነካ አተዓባብይኡ ረሲዑስ ሰብ ከአ የዋርድ አሎ አየ ዘይንሰምዖ ዘይብልና😂😂😂

  • @edomberhane312
    @edomberhane312 4 วันที่ผ่านมา

    ኣይስማን ዘሎ

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 4 วันที่ผ่านมา +1

    HAILE M'HuTsuN
    1993 around MeKaNe HiwoT hopispital 3 AwaLd AmiTsWoN. they were 13 years old and older mothera shocked at the action of HaiLe MhTsun EyeH ELeN. HaiLe MHTsuN Sdi corrupt Eyu.

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 4 วันที่ผ่านมา

    Gas tetekimu tebahilu abeu znebere ahahudutat autkom keyterefe. B un akabselam tefetishu eti bota b rete haxur alewo ensasan sebn keyregxo haile Samuel eu zhame eti azazi nay dergi ztemarekhe ab eti shau gzye tekhesisom ab gnbar aseb tetekimu eu neti reysa keman btyt hromuwo eilomm ngele ahadutat eti bota seb ayrgxon eu

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 4 วันที่ผ่านมา

    Gas tetekimu tebahilu abeu endhr wiailu nzi zeyfelt suk eilu u zzareb tekhesisemlu nay tara abalat nay hayltat atki kulu tefetishu ab eti Gnbar zneberu kulu seb zfelto u eti nay eti shuau azazi ka eu zhme haile Samuel eu tetekimu Gas eilom Ethiopia shuau kesisom eyom neti.nay Gnbar aseb znebere ahahudutat autkom kfteshu alewo eilom tefetishu eti bota tetekimomlu zbhal seb ykhun enssa key regxo huxur eu brete tirqalata Nezi zeyfelt suk eilu u kndzi zchnek Abrhaley dyu

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 3 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ዝዓበየ ውርደትን ስቓይ ህዝቢ ኮይኑ ዘሎ ፡ ሰራዊት ውድብ ሻዕቢያ ዘይኮነስ ፡ እቲ ብተወፋይነቱ ዘምጽ ኦ ናጽነት ፡ሰራዊት ሻዕቢያ ፡ ልክዕ ከምቲ ሓረስታይ ምህርቱ ካብ ዓውዲ ሓፊሱ ናብ ቆፎ ምስ ኣእተዎ ነቐዝ ዝህሙኾ ( ዝበሎዖ ) ኢዩ ኾይኑ ። እዚ ከ ኣ ሳዕቤን ናይቲ እንትርፊ ወተሃደራዊ ብቕዓትን ተወፋይነትን ፡ ኣንፈት ናይ ፍትሕን ድሞክራስን ፡ ስነምግባርን ፡ ዝተመርኮሰ ኣምር ፡ ንቕሓት ስለዘይነበሮ ፡ብቐሊሉ እቲ ሕቡእ ጉጂለ ሓርነቱ ብቐሊሉ ክጨውዮ ክ ኢሉ ። ሓደ ተጋዳላይ ሻዕቢያኮ ኣብ በረኻ ዘማዕበሎ ኣሉታዊ ጠባይ ፡ ትዕቢተኛ ፡ ተዳፋሪ ፡ ጻሕጋር ጠባይ ፡ ንማሕበራዊ ክብርታት ዝዳፈር ፡ ንሓደ ቀሺ ፡ ወይ ሽማግለ ፡ ኣታ ሰብ ኣይ ስቕ በል ኪድ ሕለፍ ዝብልዩኮ ።

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 วันที่ผ่านมา

    ቃልስ ብወጹዓትን በቶም ቱሑት ደረብታት ኢዩ ዝካየድን ዝፈጸምን ነገር ግና በቶም ዉሑዳት ሙሁራት ይጭውን ይኢገዲን ኢዩ።
    ኣብነት ኢዞም ኣብ ኤርትራ ዞሎው ካኣ ኢዮም!?