June 29,2024-Secrets of hotel washington Dc and state department! ምስጢራት ሆቴል ዋሽንግተን ዲሲ| ህጹጽ ሓበሬታ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

ความคิดเห็น • 556

  • @zafutekeste5378
    @zafutekeste5378 3 หลายเดือนก่อน +29

    እዋይ መሕፈራት ዝዀኑ ሰባት🙆ካባኹም ካብ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ተምልጥ ሓንቲ የላን💪ስረ ኣቦታቶም ዝዓጠቑ ጀጋኑ፡ ኣጆኹም ብሩኻተይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏ዓሽሽሽ ማዕበልን ስሌን❤🇪🇷💪

    • @mulalemWeres
      @mulalemWeres 3 หลายเดือนก่อน

      ረሳሐት ኢኩም ኤርትራውያን

  • @YordanosAfewerki-w3g
    @YordanosAfewerki-w3g 3 หลายเดือนก่อน +9

    Temasgen seb alewa za hager edmen tenan yhbkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @aberhamemussie2928
    @aberhamemussie2928 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሶሎ ሓዉና ምስ ሙትከሊኖ ጀጋኑ ሃገራዉያን ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ።

  • @mulutesfamichael6304
    @mulutesfamichael6304 3 หลายเดือนก่อน

    God bless Eritrean people! Amen amen 🙏 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🎉🎉🎉🇪🇷🌷🌹🤗

  • @arafatnajeeb8338
    @arafatnajeeb8338 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሶሎ። መትከል። ዕድመን። ዕፊያን። የሃብኩ። ረብ። አብ። ስራሕኩም ዕወት። ን። አሳልጧን። ይምነየሉኩም💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @senaitfoto
    @senaitfoto 3 หลายเดือนก่อน +3

    ERITRAWNET KUBUR MENINET 🇪🇷 ❤️

  • @DrarGebrai
    @DrarGebrai 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ great solo bro

  • @yoditgebrekidan5490
    @yoditgebrekidan5490 3 หลายเดือนก่อน

    Waww amazing work jiganu deqi Erietray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️

  • @TekleabAsmelash
    @TekleabAsmelash 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @trhaszergaber8926
    @trhaszergaber8926 3 หลายเดือนก่อน

    ❤️🌿🥰❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zayidteklay3371
    @zayidteklay3371 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ciao sele kulukum yehwat❤❤❤

  • @T-Araia
    @T-Araia 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @timnityemane4438
    @timnityemane4438 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤🎉

  • @godislove7204
    @godislove7204 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን መጎሰን ንህዝባዊ ግንባር ዋልታዛ ሓላል መሬት ኤርትራዊ ኩሉ ንምክልኻል ሃገሩ ተዋፈሩ እዩ ✝️💗☪️ አከለ።🙅🏽‍♀️ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።🙋🏽‍♀️🇪🇷🐪

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 3 หลายเดือนก่อน

    መትክሊና ጻጸ ዓቢያቶ ተኳን በሎ።

  • @freweynihaile5806
    @freweynihaile5806 3 หลายเดือนก่อน

    ኣካኺቡ ጸዓዱ ክሳኣል 'ዩ ❤❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 3 หลายเดือนก่อน +6

    Eritrawnet kubur mennet❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebatesfamariam3144
    @abebatesfamariam3144 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ እዚ ሕልሙ እዩ ዝገብር ዘሎ። ሐንሳብ ከልቢ ይጎትት ሐንሳብ ካባ ን ጃኖሆይ ክመስል ይክደን እዋይ ውድቀት።🇪🇷

  • @Hagere214
    @Hagere214 3 หลายเดือนก่อน

    Any body can visit by appointment it’s open to public

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @ytfkfguy5738
    @ytfkfguy5738 3 หลายเดือนก่อน

    ስለምንታይ ግን ትገደሱሎም ክንዽዚ

  • @kewanitbihon2563
    @kewanitbihon2563 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 3 หลายเดือนก่อน

    My friend you can visit do you know by appointment like Westminster Abbey in London?

  • @bntk8889
    @bntk8889 3 หลายเดือนก่อน

    Solomon gn bitaemika ni wufuy adverts tigebirelu

  • @hermonnegash146
    @hermonnegash146 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @gmercy6144
    @gmercy6144 3 หลายเดือนก่อน

    Beyene Resahi "Aleku eye zibille walla hade semun" kisab ni Yohannes Billash terikibo Ezia Natey Elkika haza tenibibu mikunika yifelit eye

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 3 หลายเดือนก่อน

    ንዚአም ኳሓልቲ ተመሲሎም መንቆርቲ ንብሎም።

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 3 หลายเดือนก่อน +13

    ሰሌ ኩሉኹም ሀገራውያን አምላኽ ምስና እዩ አጆና ዝዐበና ብጸሎት ዝነአስኩም ብፍልጠት ብጉልበት አሎና አብ መትከልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aberhamemussie2928
    @aberhamemussie2928 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Rosemary-c2i
    @Rosemary-c2i 3 หลายเดือนก่อน +10

    👏👏👏👏thanks Metikel!!! ንBotswana ዝኣምን ደንቆሮ ጥራይ እዩ እቶም ሸር ዝበሉ ኽኣ እቶም መንነት ኣልቦን እቶም ጋሶት ዝነበሩ ሳልሳይ ክፍሊ ዝበጽሑ ኣብዚ መጺኦም ቀዳድ ስረ ጌሮም ዝማዕበሉ ዝመስሎም ወገናውያን እዮም..... ኣይንገረም😂😂😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኹም ኤርትራውያን ሚድያ ነዚኦም ዑሱባት ከተቃልዑ ከይተሓለልኩም ትሰርሑ ዘለኹም 🙏🙏🙏

    • @godislove7204
      @godislove7204 3 หลายเดือนก่อน +1

      ባሐቂ🇪🇷🐪🕌⛪️❤️

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 3 หลายเดือนก่อน +54

    ሶሎን መትከልን ጀጋኑ ጽቡቕን ብሱልን ዘዕግብ ኣገላልጻ 🇪🇷ሑቡናት ደቂ ኤረ🇪🇷 ኤርትራ ሃገርይ ዝበለ 🇪🇷ከቢሩን ኮሪዑን ቀሲኑን ይነብር🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🐪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷🍁🇪🇷

    • @sofiatesfai4252
      @sofiatesfai4252 3 หลายเดือนก่อน +5

      Eay dkorna,abeu kseal welu.Anta eza erey kxbeq edla etom xelaeta denakur bmkanom.

  • @alemmebrahtom3234
    @alemmebrahtom3234 3 หลายเดือนก่อน +10

    መትከል ሓውና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣሳልጦ ሰናይ መገዲ ኣብ ገዛኻ ስምረት ሰላም የሃብካ ኩሉ ፈተዊ ሃገሩ ኣብ ገድንኻ ኣሎ
    ሕሳውን ዕስቡን እደሓደረ ይበንን
    ክብርን መገስን ንተም በጃ ሃገር ዝሕለፉ ስውኣትናን
    ሓልታት ምክልኻል ሃገርን ህዝብን መንግስትን
    ኤሪትራ
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 3 หลายเดือนก่อน +16

    ኣብ ዉሽጢ 3 ሰዓት ሲ ልዕሊ 13 ሽሕ ሰን ይካታተሎ
    ናይ በሓቂ ጅግና ሰልየ ሓወና💪💪💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @TsigeredaHaile-k3l
      @TsigeredaHaile-k3l 3 หลายเดือนก่อน +2

      MY BELOVED ERITREAN, BECONCIOUSE!!!!!!!!!!
      ተጋሩ እዮም ብብዝሒ
      ኣይትተሃመሉ ኤርትራውያን እቶም ዘምስግንዎ ዘሎው

    • @mulalemWeres
      @mulalemWeres 3 หลายเดือนก่อน

      ኪድ ነጅስ ረሳሕ

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 3 หลายเดือนก่อน +12

    ሰላማት ኣውላድ ዓጀ
    ከፎ ሃለኩም ❤

  • @sanchotesfasilassie1820
    @sanchotesfasilassie1820 3 หลายเดือนก่อน +7

    ወየነ ገረዝጊሄር በለለይ ኣብኣ ንኸስ ሐዝ ኣይትልቀቅ

  • @ansebaanseba5995
    @ansebaanseba5995 3 หลายเดือนก่อน +2

    ውፉይ ንህግደፍ ፈጥፈጥ ኣቢልዋ 😅😅😅😅

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብምንታይ ቃንቃ'ኸ ክረዳዳእ ዒሉ ምዓረይ 😂😂እዋይ ጻዕዳ ክፈትዉ ኣምላኽ ወሪዱ ንዑ ናበይ እንተ ዝብሎም ንፈጣሪኦም ገዲፎም ኣብ ጻዕዳ ምኸዱ 🤔😅

    • @erishekor
      @erishekor 3 หลายเดือนก่อน

      @Rahwa 👍💯 ኸም አኮታቶም ወያኔ💊ጻዕዳ ሓፍ ኮፍ የብሎም ኪሰግዱሉ ይእዝዞም😂

    • @Rahwa20156
      @Rahwa20156 3 หลายเดือนก่อน

      @@erishekor grm iyu zbleka 😂😂

  • @danielberhane327
    @danielberhane327 3 หลายเดือนก่อน +32

    ኣማኑኤል ዳዋ ብትሕቲ ሃገራዉነት ድሳቀይ ረሳሕ ሰብ ዑሱብ ከዳዕ ብዓደይ ዓደይ ኤርትራዊ ክፈላልይ ሑስር ሰብ አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @godislove7204
      @godislove7204 3 หลายเดือนก่อน +1

      አማኑኤል ዳዋ ብመጀመርያ ሐዳሩ ይእለ።🇪🇷🐪⛪️🕌

  • @tseguteklemikal-fk7lo
    @tseguteklemikal-fk7lo 3 หลายเดือนก่อน +6

    metkel hawna ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bravo edmen teanan yehabka fetari 🙏🙏🙏❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ሰላም የህዋት ኤርትራዊያን ሰላም ሶል ን መትከል እንቋዒ ብሰላም መጻእኩምና የቀኒየልና 👋🏾👋🏾👋🏾💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕

  • @kuflomghebre6673
    @kuflomghebre6673 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዝኸበርካ ኣዳላዊ መደብ ሶሎ ሜድያ ሓደ ሓደ ግዜስ ይገርመኒ እዞም ሃገራዊያን ኢና እንዳበልኩምሲ ኣብክንዲ ንህዝቢ ዝጠቅምን ብፍላይ ነቲ ብፕሮፐ‍ኦጋንዳ ጸላእትና ዝሰኸሩን ብጽልኢ ዝተባዕጡ ይኹኑ ንነብሶም ከምፈላጣትንዝተዋህቦም ናይ ደገ ኣጀንዳ ተሰኪሞም ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ መግነዚ ዝተጠቅለሉ ደናቁር ካብ ጌግኦም ንኽባራበሩን ሕጽቦ ፖለቲካ ትገብሩስ ንዘይጠቅሙ እልፊ ሊስትሮ ኣኼባ ጸዊዑ ዑደት ፈጺሙ ምስኩስቶ ተራኺቡ እንዳበልኩም ፖፖጋሎ ናይ ሊስትሮ ገጽ መጠቃ ዝኾነ ቪድዮ እንዳምጻእኹም ንእዝንና ተደንቁርዎ ኣብክንድኡ “እቲ ጅግንነት ትብዓት ቆራጽነት ሓድነት ሃገራውነት ሓቐኛ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰነዳት ታሪኽ ውዕሎ ጀጋኑና ኣብ ኩሉ ግንባራት ዝተገብረ ምርብራባትን ንሓርነትን ቐጺሉ ድማ ውሕስነት ንምርግጋጽ ንሰላም ክበሃል ዝተኸፍለ መሰዋእትን ገድልን ተጋደልትን ከምኡውን ኩሉ መዳያዊ ውዕሎ ዋርሳይን ይካአሎን መንደላይን ኣስተመህሮ እትህቡ ናይ ዘይረብሑን ውዱቃትን ብተጋሩ ዝምወሉን ኸደምቲ ኮይኖም ናይዝልፍልፍ ጥጨነወን ብድብድን ኣታሓሳሰባ ከተጋማድሑ ኣይትውዓሉ ክብል ይፈቱ።

  • @samiD220
    @samiD220 3 หลายเดือนก่อน +5

    ያ.. ናይ ባሓቂ ካብ ምስ መንደቕን ጨርቅን ትሳኣል ምስ ወከልቲ ሰባት ተሳኢልካ ኣሪኤና

  • @TeameGhebru-bc9jz
    @TeameGhebru-bc9jz 3 หลายเดือนก่อน +8

    ጻጸ ውን ኣግዚፍካሉ ኣለኻ፣ ቁንጪ ያ ማዕቀኑ

    • @fridaystar
      @fridaystar 3 หลายเดือนก่อน

      @@TeameGhebru-bc9jz ናትካ እባ ይገድድ።ቁንጪ እውን ይዓብዮ እዩ።እሱ ኣሜባ እዩ።እንትርፎ ብማይክሮስኮብ በቲ ጨምጫም ዓይኑ እውን ዘይረኣ።

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ክኸይድ ዘዝጸነሐ ሂወት ምሕላፈፍ ብፍላይ ካኣ ኣብ ኢስራኤል ኣብ መንጎ ክልተ ኣሕዋት ዝባሃል የለን :ኢታ ኣብ መሬታ ዝዳሃኸት ጭፍራ ትግራይ መቐጸልታን ሕነ ምፍዳይን ኢዩ ቦታን ስምን ጥራይ ኢዩ ቀይሩ ዘሎ።ብስም ጉልባብ ተቓዉሞ ካኣ ባንዴራ ፈደረሽን ተሸፊኖም የካይድዎ ብምህላዎም ጥራይ ኢዩ ፉሉይ ዝገብሮ።እቲ ሓቀኛ መግለጺኦም ግን ኣሸበርቲ ተጋሩን ዕስለ ንኸብዶምን ምዃኖም ይፍለጥ።🤣👈☝️👌

    • @JohnMehretab
      @JohnMehretab 3 หลายเดือนก่อน

      Yes እዞም ቆማላት እዮም ፈሊጥካዮም ኣልካ ወዲ ኤርይ

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 3 หลายเดือนก่อน +20

    ተጋሩ እዮም ብብዝሒ
    ኣይትተሃመሉ ኤርትራውያን እቶም ዘምስግንዎ ዘሎው

    • @ErmiLove23
      @ErmiLove23 3 หลายเดือนก่อน

      Eritrrans eyom

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 3 หลายเดือนก่อน

    ሶሎቁሩብስከ ብዛዕባ ሃገርናን ከባቢናን ትንተናፈትን በቃኣኺሉካ ኣብምብዛሕን ቀለመጠየቕን አዚኣሕጅኮ ናትካን ናይዉፉይን ማዕረዩ ኣታዊታትኩም ስለዚበጃኻ ንዜይጠቕማሳናቲም ናይዩቱብክትብል ጸላአትና ኣይታሓግዝ ።🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @eritrea63
    @eritrea63 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስእሊ ተሳኢሉ ስለዘይፈልጥ ኣብ ዝኸዶ ቦታ ክሳኣል ተዋሪዱ ክክክክክክክክክክክክክክክ

    • @fridaystar
      @fridaystar 3 หลายเดือนก่อน

      @@eritrea63 ስማዕ ስእሊ ተሳኢሉ ስለዘይፈልጥ ኢልካ ኣይተነኣእሶ።ኣብ ታሪኽ ዝሰፈረ ስእልታት ዘለዎ ሰብ እዩ።ሓንሳብ ምስ ጃንዳ ጥሕሎ እንዳበልዐ።ኽልእ ምስ ወያነ ኣሸንዳ እንዳሳዕሰዐ።ደሓር ድማ እንዳለዘየ ትግራይ ትዕወት ኽብል ኸሎ።

    • @fridaystar
      @fridaystar 3 หลายเดือนก่อน

      ከከከከከከከ

  • @busd7688
    @busd7688 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውነት ክቡረረ መንነትንአኩም ዘም ደቀይ እድመን ጠ እናን ይሀበረኩም ሶሎ ከምኡውን መትከል አምላክ ምሰኩም ይኩን❤🎉❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 2 หลายเดือนก่อน

    እግዝኣብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ሰራዊትናን መራሕትናን ይባርኮም❤🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዲሌት ናይ ሓኽሊ ድሙ መወዳኣታ የብሉን ካብ ሰልጣን ኣብዛ ርእሱ ኢያ ዘላ 😂😂😂😂ግደፎ የታልሎ ምድረ ፋራ

  • @Amber1919
    @Amber1919 3 หลายเดือนก่อน +32

    በየነ ገብረእግዛብሔር ዝብል ወየነ ብዝብል ተተኪኡ እዩ

    • @StellaG-michael
      @StellaG-michael 3 หลายเดือนก่อน +4

      Thank you Amber for your information

    • @helenasmerom1582
      @helenasmerom1582 3 หลายเดือนก่อน +6

      I like this name temtno eya😂😂😂😂

    • @Amber1919
      @Amber1919 3 หลายเดือนก่อน

      @@helenasmerom1582 👍🇪🇷

    • @fridaystar
      @fridaystar 3 หลายเดือนก่อน +5

      እሱ ጥራሕ ኣይኮነን እቲ ሰልጠነ ዝብል ስም እውን ብሰይጠነ ተተኪኡ እዩ።

    • @Amber1919
      @Amber1919 3 หลายเดือนก่อน +4

      @@fridaystar ጽብቅቲ ሰልጠነ ናብ ሰይጠነ ።👍

  • @ኤርትራዊሓየት
    @ኤርትራዊሓየት 2 หลายเดือนก่อน

    ወያነ ገብራዝጋቢሄር ካብ ኮስትሞ ወያነ ሙዃን ሓሊፉ ምስ state department ካዛርቦ ዝኽእል ብቃዓት የብሉን። ሓደ show off ዝፈቱ ህውታትያ ኢዩ። እቶም ደናቑር እንስሳ ዝስዕብዎ ጥራይ ኢዮም ክኣምንዎ ዝክእሉ።

  • @MeriheSenaye-s6f
    @MeriheSenaye-s6f 2 หลายเดือนก่อน

    ሊስትሮ ካብቲ ብዙሕ ዝመጾም ጫማታት ገለን ጨናዊ ገለን መራት ገለን ገፈጥመፈጥ ረጊጹ ሰያጣናዊ መንፈስ ዝሐዘለ ጫማታት መንፈሶም አልሚስዎ ስለዝኾነ ንግዚኡ ንሰባት ከታልሉ ይኽእሉ እዮም ምኽንያቱ ንሶም ዘይፈልጥዎ መተት አለዎም ግን ንቁምነገር ክሰግሩ አይክእልንዮም፣ ከምዚ ዝበልካዮ ግን ኩብኩብታ ዘይኮኑስ ዕፋፈት ተመን አብዓመት ዝቅይሮ መሸፈኒ ተመን አሎ ንሱ ካብ ነብሱ አምሊቁዋ ይኸይድ ግን ልክዕ እቲ ቅርጺ ተመን አሎ ትንክፍ እንተድአ አቢልካ ካአ ተሐምሺሹ ዝጠፍእ እዩ ፣ስለዚ ካብዚ ሰዓትዚ አብቂዖም እዮም ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጥዎም እዩ፣፣

  • @tesfabrhantesfamariam7291
    @tesfabrhantesfamariam7291 3 หลายเดือนก่อน

    Jeganu belo trah kulu gudom awxayo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪

  • @JoMobal-s8k
    @JoMobal-s8k 3 หลายเดือนก่อน

    ግብረ ሽበራ ወይ ግብረ ራዕዲ
    ኢልና ንጸዋዓዮም
    ርእሶም ደንጎላ ሰርሖም ደንጎላ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 หลายเดือนก่อน

    ስቅ በል እታ Play boy
    ዓንጉኡ ዝውደኣ ዝሞተ ጤል 🦙
    ናይ ውፍይ ናዓኻ ዝምልከት እይኮነን እታ ተገባሪ ብእፉ ወዲ ጎንድር ሺህ ስኑ ብዛዕባ ኢትዮጽይኽ ግበር ናዓኻ ዝምልከት እይኮነን
    እስኻ ንወፍይ ሕፃብ እግሩ ኢኻ እታ ሽንፍላ ርሳሕ ውዲ ርሳሕ ዓሌት።
    መትክል ወዲ ፍታዊት ፍርንጭት ኢስይስ እታ ውዲ ብፅብፅ ሽርሙጣ ብርእስኻ ክትከል ኢኻ እታ ድቃላ ሽግሪ ንግሆ

  • @haki7036
    @haki7036 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ስእሊ ድኣ ወላ photoshop ውን ክኸውን ይኽእል እንድዩ፡ ምስ መን ከም ዝተራዘኸበ ዕለትን፣ ሰዓትን፣ ምኽንያትን፣ ውጽኢትን ኮታ ምስእልታቱ (ናይቶም መዛርብቱ) ክስንድ ክኽእል ኣለዎ። እንተዘይ ኮይኑ ማንም ዓሻ ከማን ክታለል ዘይሕሰብ እዩ። ምኽንያቱ እቲ ዓሻ ዝበሃል ዉን ከምኡ ናይ ሓሶት ከሰኣል ስለ ዝኽእል።
    እንተ ንሕዝቢ ኤርትራ ግን ወላ ምስቲ ዝለዓለ በዓል ስልጣን (ኣቤለኻ ዘይበሉዎስ ኣበዚኣለኹ ደኣ ኮይኑ እምበር) ንሰዓታት እንተ ዘተየ ከምጽኦ ዝኽእል ነገር ብፍጹም ወላሓንቲ የለን። እቶም ሰዓብቱ ግን ብደዎም ይብልዑ ኣለው። ዘምጽእዎ ጸገማት ክኣ ኣይክገድፎምን እዩ።
    ዘይተገብረ ነገር ምዝራቡ ግን ገበን እዩ። ካብ ገበን ከኣ ዘምልጥ የለን።

  • @ኤርትራዊሓየት
    @ኤርትራዊሓየት 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ወያነ ገብረዝጋቢሄር ዳኣ እታ ሄለን ብርሃነ ትባሃል ቆማል ከልቢ ትሓይሽ ምስ Trump እንዳ ተዛረበት ቪድዮን ስእልን ሒዛ ትውጽእ። እዚ ራኣዩኒ ራኣዩኒ ዝብል ደንቆሮ ሊስትሮ ግን ነቶም እንእሳሳ ደቂ ዓዱ ኢዩ ዝላገጸሎም ዘሎ።😂😂😂

  • @ሄሪ
    @ሄሪ 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሓክሊ ድሙ ባድላ መሊሱ ስለ ዝተሳኣለስ ፕርዝደንት ዝኾነ መሲልዎ😂😂 ወዲ ኣፌ ሰሓቅ ይመዉት ይኽዉን እንበር ነዚ ክሪኦ ከሎ😂😂

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 3 หลายเดือนก่อน

    A B CD ዘይፈልጥ ብምንታይ ቋንቋ ክዛርብ እዩ ምስ ቀልቢ ዘይብሉ ጋአት እይተብላአኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይክይነውህን ኢዩ ዳሃን ከምተን ዛሃለፋ ክይዝላኣፋ ኢየን

  • @araratheyab9637
    @araratheyab9637 3 หลายเดือนก่อน

    ኢዱ ረኣይዎ ናይ ሓደ ጻዕዳ ባድላ ዝገበረ ኤዲት ዩ ኪሳዱ ቆሪጾም ኣመሳሲሎሞ ዝገርም ዩ ነዞም በሃማት በዚ ዝደናገሩ 😅😅😅

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ትንታነ ኡሽክ ብበላሓ ትፍጠር ኣናቢስ እንታይ ዝባሃል ጨጋር ከልኒስ ኣሎ እንዳበልካዮ መተ ኢዩ ነሀሩ ናይ ባዓል ሓዳ ሓዳ ቦዶ ኡኩብ

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እዚ ሓኽሊ ዱሙ ዓይኒ ቁንጪ ጎተና ቁማልስ😂 መናእሰያት ከጋጊ እንበር ንሱስ ንገንዘቡ አዩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣስተውዕሉሉ ደቂ ኤረይ

  • @sbhatmebrahtu8225
    @sbhatmebrahtu8225 3 หลายเดือนก่อน

    Ata entay ekum nskum abzihkumo nezom zwedeku gohafat tegelglwom alekum baelkum ekum tewaewuewom teganinwomn zelekum resuwom endo mesarihiom aytkunu

  • @SenaitZeraburuk-xg3fw
    @SenaitZeraburuk-xg3fw 3 หลายเดือนก่อน

    Ezi medanageri beyene weyane mis wardiya eyu tezarbu mexi 🤣🤣🤣🤣🤣💸💸💸💸💸

  • @letinasima5453
    @letinasima5453 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷 ቁሩብ ጥራይ ንታዓገሰ እምበር ሻዕብያ አብ ጁቡኡዩ ዘሎ ለባም ተድኸውን እዚ ሊስትሮ ክሕባእ ጥራዩ ኔርዎ 😁

  • @AmanuelTekle-rf5bi
    @AmanuelTekle-rf5bi 3 หลายเดือนก่อน +16

    Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹

  • @mhretnegash738
    @mhretnegash738 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ምስኡ ዝጋዓዝ ዘሎ መንእሰይ ማዕረ ክንዲምንታይ ከምዝንዕቅዎ እዮም ዘእየካ

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 3 หลายเดือนก่อน

    ወያነ ሓሳድ ዝኣጎዶቶ ወይ ዝደጎሎቶ ቲኪ ኩቦ ኢዩም እዝኦም ተዳራቤይቲ ዶንጎላ

  • @Idriss-q1q
    @Idriss-q1q 2 หลายเดือนก่อน

    Chemcham ayni Merfie Areqi . Ezi arasinu bbinto kisab ztsdfu kikonus kisab kindey Bako mukonom eyu zrdiaka.

  • @danielamare3078
    @danielamare3078 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂ምስ ዎሬዲያ እዬ እርክብ ዝገበረ ኩሉ ነገሩ ዝገለፅ ነቲ ኣምሳሉ እና ተበለፅቲ ከምዚዓ ዝገብሩ ።

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 3 หลายเดือนก่อน

    ****Eti helicopter,ne zikone turist tebahilu, ne hade seb, bedeqayiq ( 10 minute) endher telibka , ne10minut yezawruka, zeyteAdene genzeb kea yekfluka. Aziyu kubur iyu.

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 3 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ሶሎ ተሳኢሉ እዩ ተመሊሱ እዚ ፋራ ብምንታይ ከ ክረዳዳእ ከምዚ ናይ ጽሙማን

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 3 หลายเดือนก่อน

    ኤህ ገጹ የሸፊኑ ይዓፍርን ብሓሶት ፉፍ ይብል ኣሎ። ዓጢነ ኩርኩር ህግደፍ። ክክክክክ

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 2 หลายเดือนก่อน

    IWIY IZY DIU AMANUEL DAWA ? NAY BEHAQI SOLO HAWEY LEBAM LEBAM YIXAWET KITIBIL SIGAB KINDEY IYU GHIN NI ERITREAWI KEM ASHA GEROM ZIWESDENA BETY DEGAFI BAL LISTRO YIKEWIN BETY KEA YEHWAT NENDHIKA MIQITITAL DEW YIBEL INDA BELE MEKARI KIMISIL

  • @saramatusala3008
    @saramatusala3008 3 หลายเดือนก่อน

    ንቶም። አሮፓኣ። ዛልው። ንምትላልይ። ወፍይ። ህስይ ኦ። ክትልልዮ። ትሰሎ። 🌹🌹🌹🌹

  • @zetamful
    @zetamful 3 หลายเดือนก่อน

    Erom Mengestena subuk alo teblu Eritrea kemza zelewa dikum ketekesel tedelu????

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጻጸጸ እኮ ሓኾተ ጻዕራም እዪ።
    ባዓል ዓይኒ ቁንጪ በጀነ ትዃን እብር ምባሎም። አኽለ።

    • @fridaystar
      @fridaystar 3 หลายเดือนก่อน

      @@asmerethaile3545 ኣነስ ኣሜባ እየ ዝብሎም።

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 3 หลายเดือนก่อน +1

    kķkkkkk❤

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 3 หลายเดือนก่อน

    ዓሻ ከመይ አሎ ዘመድ ዓሻ ከፍእዎ አሎ 🤷🏾🤷🏾🤷🏾🤷🏾

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤ሰሌ🇪🇷💪🌹 ሰይ ሰይ ሰይ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ኡርትራውነት ኩቡር መንነት❤🙏🙏🙏🙏

  • @keletatirhas7373
    @keletatirhas7373 2 หลายเดือนก่อน

    እዚኢ ሐሳዊኢ ትግራአዋአይእ ለቅማጽእ

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይትገደሱሉ ሕልሚ ፕረስደንት ናይ ምኻን ስለ ደለዎ ኣይትሓዙሉ ይሕለም፡

  • @ilzatekle8125
    @ilzatekle8125 3 หลายเดือนก่อน

    kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @TsigeredaHaile-k3l
    @TsigeredaHaile-k3l 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሶሎን መትከልን ጀጋኑ ጽቡቕን ብሱልን ዘዕግብ ኣገላልጻ I AM SATISFAYED

  • @MerhawiHagos-b5u
    @MerhawiHagos-b5u 3 หลายเดือนก่อน

    Beyene chemcham😅
    holidays eyu keydu😂😂

  • @Aman80770
    @Aman80770 3 หลายเดือนก่อน

    እንታይ መረጋገጺ አለካ አብ ፡ሞንጎ፡ ፡አሕዋት ትብል ዘለኻ ጌጋ ሓበሬታ አብ ሞንጎ አሕዋት አይኮነን 95% ተጋሩን ደቓሉን ፡ኢዮመ ።

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 3 หลายเดือนก่อน

    ተጨኒቕኩም ህግደፋውያን። ክክክክክክክክ ዝተደመሮ ቅንኢ።

  • @saramatusala3008
    @saramatusala3008 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ። አስካንልይን። ቭረጅና። አንድ። ሶሳ። ክስህቦ። አዮም።

  • @NebiRezene-g9b
    @NebiRezene-g9b 3 หลายเดือนก่อน +6

    ርዒምናያ ኣለና እዛ ወየነ ትብል ደቂ ኤረይ

  • @Monkey304Awesomeness
    @Monkey304Awesomeness 3 หลายเดือนก่อน +1

    መትከልን ሶሎ ባዓል መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እቲ ሐቂ ዳሕዲኽሞ ሐፍቱኩም ብሙኳነይ ሐበን ይስማዓኒ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 3 หลายเดือนก่อน

    ናይዞም ለባምለባም ዝጻወቱ ካሓሎ መሲሎም መንቃሮ ኢዮም

  • @ilzatekle8125
    @ilzatekle8125 3 หลายเดือนก่อน +2

    Merhaba Deki Eri Solo and Metkeley Edmen tinan yhabkum 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @SasiSasi-iw6fn
    @SasiSasi-iw6fn 3 หลายเดือนก่อน

    ቪዶ ከፊትካ ዘይትዛርብ ንምንታይ ትፈርሑ ውጹ ካብ ፍርሒ

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012 3 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ጸባ ስተ መትከል ዕንቁሮዕን እካ ክዓንዮ እዚ ደንቆሮ ልሊስትሮ ጨምጫም ከም ሀመማ እዩ

  • @yonaswibneh8494
    @yonaswibneh8494 3 หลายเดือนก่อน

    ጽንጽውይ ወለከ ጽልማይ እዩ ነገረሞ ናይ ዚኦም ንገር 37:33 37:33

  • @asmeraeri3594
    @asmeraeri3594 3 หลายเดือนก่อน

    ATUM SEBAT EZI FARA N'ERITRAWIYAN YEWARDENA ALO! BEYENE FARA😂😂😂 KRAVATA KEA GIERULEY 😂😂😂 MALELIT WEAG 😂😂😂

  • @sbhatmebrahtu8225
    @sbhatmebrahtu8225 3 หลายเดือนก่อน

    Natom ayetwekumn eyu zeyele aytezabeu amerika tsehalu eyu eta zhaseret eya ente zeyserihatulu tray eyu kgermena zelewo