ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን ንሰበይቲ ስዉእ ሓዉ ዝደፈረ መጻኢ ክልተኦም ከመይ ኰነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 62

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 6 หลายเดือนก่อน +9

    😭🕯️😭 ዳኒኤል ኣይኮነን ዘህርከኒ ጠንኪን መበጊሱኡ እዞም ዓጋመ ዝገበርዎ እዩ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዩምን ንከምኡ ዝኣመሰሉ ህወቶም ዝሃቡ ኣናብር ኤርትራዊያን💯🇪🇷💕💯🇪🇷💕💕🇪🇷💯🇪🇷💕

    • @nastnetogubamicheal467
      @nastnetogubamicheal467 6 หลายเดือนก่อน +1

      Agame rgumat daa Amlak nay Edom yhabom

    • @Tirhasgalahfrom
      @Tirhasgalahfrom 6 หลายเดือนก่อน +3

      Mesken agme ketbu tsehay arbtkum jelfafat

    • @brged885
      @brged885 6 หลายเดือนก่อน +1

      ስደት ከመይ ኣሎ ባርያ😂😂😂

    • @salamah2282
      @salamah2282 6 หลายเดือนก่อน

      ሓሳዊ 🤮🤮

    • @yonas5644
      @yonas5644 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@brged885 ካብ ባርያ ህወሓት ደኣ ናይ ኢሱ ኣንበሳ ይሓይሽ በርገር ንከብዱ

  • @ዕባይመደበር
    @ዕባይመደበር 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much!!!bsemitka tegezieka tegebro negerat meqxaetu kebidyu ewayy nsa gn meskeneyti😢😢😢

  • @drarkifu-ue4bh
    @drarkifu-ue4bh 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣናብባ እቲ ትመርጾ ልቢ ወለድ ኣዝዩ መጻጢዩ 10000%
    እዘን ኣዋልድ ኣብዛ ቻነል ዝዝርጋሓ ዘለዋ ቁሩብ የሰልችዋኻ ነቲ ናትካ ኣናብባ ክንደሊ ናተን እናበዘሐ ቁሩብ የሰልችወና ሎ በጃኻ ንስኻ ጥራይ እባ ጸዓነላ ምስናይ ይቅሬቱኡ ግን

  • @tirhasbirhan3065
    @tirhasbirhan3065 2 หลายเดือนก่อน

    Zgerem zanta

  • @hani-zc3yk
    @hani-zc3yk 6 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ከምዚ የድሕነና

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 5 หลายเดือนก่อน

    Kkk sereqti hasewti werar shaebya bzbl astekaklo kab natatkum jignnet nwedseb ymharo hademti hasewti

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉ብጣዓሚ ዝካታተሌካ ናብቲ ድሕሪ 16 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ከለኹ ልቢ ወለድን ታሪኽን ክሰምዕ ምናዳ ሰንበት ቀዳምን ካብ 8 ሳዓት ናይ ንግሆ ኢየ ንሮድዮና በትሪ ጌሬ ሓቢኤያ ዝሓድር ኔሬ እሞ ለምቅነ ከም ገለ ክብል ነዛ ናሃትካ ቻነል ረኺበያ ሩጉእ መፈስን ጡዑም ዝኽርን ፈጢርለይ ኣሎ ባህታ የ ካብ ኢስራኤል እተ ትረኽበኒ ሓቄኛ ፍጻመ ፍቅሪ እቶም 4 ተ" የዑሩኽ ካብ ኤርትራ ክሳብ ሽመልባ ኢስራኤል ኣውስትራልያ ኤሜርካ ተፋናጪልና ንነቡሮ ዘለና ጡዑም ተዝኩሮ ፍቅሪ ዓድን ኣብ ስደትን ዘዛረበ መፈጸምትኡ ከመይ? ኮነ ዝብል ምነገርኩኻ ሞ መዛታኻዮ።🎉

  • @alextshige6170
    @alextshige6170 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @antonyo5484
    @antonyo5484 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጀካ ሕማቕ ዛንታ ኣብ ጽቡቕ በጺሖም ኢልካ ዕላል የላን ኤረትሪን

    • @yonas5644
      @yonas5644 6 หลายเดือนก่อน

      እንታደካ ይምልከተካ ሑልኩስ

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 6 หลายเดือนก่อน +1

      ወያነ ሓሳድ ከላ ጽቡቅ የለን

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@SiG-j1cበጃ ወያነ ጋሕ በል

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 6 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @desawitweldezghi
    @desawitweldezghi 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @andomkibreab2951
    @andomkibreab2951 3 หลายเดือนก่อน

    Hasawi, worar hgdef u

  • @hiermontewelde1653
    @hiermontewelde1653 6 หลายเดือนก่อน

    Ezi hjs ms mntay ykuxer😢😢😢

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 5 หลายเดือนก่อน

    Adekum keytetefe etemtsu mehferti sebat ekum deqi hade lbi kkk

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 6 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎም፡ ሕማቕ ዛንታ!!
    ኣብዚ ክብሎ ዝደሊ ግን በጃኹም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ጽልኢ ኣይንንበር። መንእሰይ ኤርትራ ልዕሊ ፍርቂ ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ፡ ብሰንኪቲ ግዕዙይ ምሕደራ ኢዲክታቶር ኢሰያስን መጋበርያኡን ኢዩ። ስለዚ ነዚ ከም ጸሓይ ዝደመቐ ሓቂ ጎሲና ብፍምሕላፍ፡ ንጎረቤትና ኣብ ምሕማይን ኣብ ቀጻሊ ጽልኡ ዝዘርእ ቃላትን ተጸሚድና ንእግዚኣብሔር ኣይነቐይም በጃኹም። ሃገርና ህዝብናን ሰላም ረኺበን ዝተሰደደ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ናብ ዓዱ ክምለስ ከም እስራኤላውያን፡ ዘይጠቅም ሓሳብን ቂሚን ገዲፍና ናብ ኣምላክ ንመለስ። እንተዘይኮይኑ ግን ኣይኮነን ኣብ ስደት ዘሎ ክምለስ። እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ውን ብፍጹም ክንስእኖ ኢና። ከምቲ ቃል ኣምላክ ዝብሎ ፈጸምቲ እቲ ዘይተርፍ ትንቢት ቅዱሳን ኣብ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 24 ዘሎ ክንከውን ምዃና ዘይተርፍ እዩ፡ እሞ ሓደራ ኣሕዋት ነዚ ግዜ ነንብቦ። እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን።

  • @robelashebr3323
    @robelashebr3323 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @Natnaelgebrhiwet
    @Natnaelgebrhiwet 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ክንደይ ሞት ክትፈትው ህዝቢ ኢኹም በቃ ኩሎ ቀቲልኩም ወዲኢኽምዎ ፒእ

  • @abitekel4471
    @abitekel4471 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ ዋሒድ

    • @yonas5644
      @yonas5644 6 หลายเดือนก่อน +1

      ስቅ ኢልካ ኣንገርግር ቆማል

  • @DexTar-b5v
    @DexTar-b5v 6 หลายเดือนก่อน +4

    ጋል ኣምጹልና ሕማቅ ኣለና

    • @kobromberachi5944
      @kobromberachi5944 6 หลายเดือนก่อน +1

      Glxi kkkkk

    • @WediTesfay448
      @WediTesfay448 6 หลายเดือนก่อน

      ዘበነ ኣግህድዮ ሕቡሽ መቅሰን 😂😂😂😂😂

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 6 หลายเดือนก่อน

      ነሓፍትኻ ኣምጽእ ኣድጊ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 6 หลายเดือนก่อน

    ብራቮ ዳኒኤል ጂግና አንበሳ

  • @RBT._F
    @RBT._F 6 หลายเดือนก่อน +2

    ወያነ ዝጀመሮ ወራር የልን:: ኩሉ ወራራት ህግደፍ እዩ ጀሚርዎ:: ካብ ኤርትራ ወጺእኩም ዓለም ዝፈልጦ ሓቂ ፍለጡ:: ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ከም ልሙድ ተግባራት እዩ ኣብ ኤርትራ: ምክንያቱ ቀጻዒ ሕጊ የለን::

    • @betiel6495
      @betiel6495 6 หลายเดือนก่อน +1

      Kemu elkum tedeaasu kulu zefelto eyu werar men kem zejemero tarik ketqeyru aytekelun

    • @RBT._F
      @RBT._F 6 หลายเดือนก่อน

      @@betiel6495 ንስኻ ትፈልጦ ሓቂ እስከ እንታይ እዩ:: ኣብ ውዕል ኣልጀርስ ኣለካ:: ኢሰያስ እወ ኣነ እየ ጀሚረዮ ኢሉ ዝፈረመሉን: ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተቀጽዖ ገንዘብን ዓንቀጻትን:: ንስካ ብፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ዓዊርካ ኣይተንብብ: ኣይትጽሕፍ ምስኪን::🥲

    • @yonas5644
      @yonas5644 6 หลายเดือนก่อน

      ገም ኦበር ማለሊት😂😂😂😂

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 6 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅እወ ኣብ ኤርትራ እንድዩ ሰባት ሃንግ ፈሪሖም ከም ደርሆ ብእዋኑ ዝኣትዉ ጥግሪስ ዘይኮነት ኤርትራ እንድያ ካብ ኤትዮጲያ ሙሉእ ቀዳመይቲ ብዓመጽ ተጸዊዓ ኣብ ኤርትራ እንድዩ ዓጋመ ኣቦ ንጓል ክልተ ዓመት ጓሉ ዓሚጹ ክክክክ ወዲ ኽልል ጥግሪስ ሕጂ ንስኻ ሓሲኻ ትቅይሮ ሓቂ የለን ድርባይ

    • @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
      @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 5 หลายเดือนก่อน

      ጥራይ ኢልኪ ኣበይ እሞ ክርዶኦም ህግድፍ ባራዩ

  • @brged885
    @brged885 6 หลายเดือนก่อน

    ኤሪ-ጥራይ ካብዚ ናይ ሓሶት ዛንታ ውጹ ግደፉ😂😂ኣብ ህልወሳ ክትነብሩ ኣኺልኩም ንቕሑ ኣቱም ስደተኛታት ባራዩ😂😂

    • @yonas5644
      @yonas5644 6 หลายเดือนก่อน

      አታ ህዝካያ ዘለካ ባንደራ ክብሪ ዘለዋ አያ ከምዚ ከማካ መልመጽቲ ማለሊት ክሕዝዋ ኣይነፍቅድን ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

    • @brged885
      @brged885 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@yonas5644 መን መፍቃዳይ ጌርካ ኢዩ ድሩዝ ስደተኛ ንነብስኻ ኳ ከተፍቅደላ ኣይክኣልካን ሕስሱይ ባርያ ሓፋር ሓሰማ።ቅድም ናጽነት ናይ ነብስኻ ኣውጅ ሞ ምሳይ ክትዛረብ። ክሳብ ሕጂ ኣብ መግዛእቲ ናይ ሓደ ስርዓት ዘይወጻኻስ ምስ ሓራ ሰብ ክትዛረብ ተሰዲድካ ክትነብር ኢኻ ኤርትራስ ክትበጽሓ ተዘይኮይኑ ክትነብራ ኣይትኽእልን ኢኻ ንኹላትና ሓደ ጌርና ህግደፍ መንደፍ🤣🤣

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 6 หลายเดือนก่อน

      @@yonas5644ክብሪ የብላን ናይ ፈደርሽን ባንዴራ እያ ናይ ትካቦ ማለትዩ ብትካቦ ጽዓዱ ዝነብሩ ሕሱራት ከምብዓል እዚ ኸኣ ይሕዝዋ ዘየለ ታሪኽ ኣይትዛረብ

  • @bereketeyob3656
    @bereketeyob3656 6 หลายเดือนก่อน +1

    Beka aklokum werar weyan do ketlti do ketblu kulu gezi wala abe feqrwi zanta hijs😢

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 6 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂ሕጂ ኸማን ክንብል ኢና ትሓነቅ ተረዋኢ ወድታ ጋሕባ

    • @ዕባይመደበር
      @ዕባይመደበር 6 หลายเดือนก่อน

      Ata lehxi sq eski bel sq eyu zexebeqelka qomal eded ketfenfen bunet

    • @dl4055
      @dl4055 6 หลายเดือนก่อน +1

      Bsenkukum reshat kndey jeganu ahwatna kefilna

    • @brged885
      @brged885 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@SiG-j1cኢልካ ታይ ኣምጺእካ ኢዩ ቁምነገሩ ወድታ ገፊሕ ዚጡ ናይ ደርጊ😂😂😂

    • @brged885
      @brged885 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@dl4055ንኢሰያስ ክብሉ😂😂😂