ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
🥰 Thanks for watching😀Don`t forget to 👇😃Subscribe (it`s free)😀And like share the video if You like thank you love u all
ከዳዕ ሓሳዊ ገጅፍ ገጽ ዘይገጅፍ ልቢ አንጻር ኤርትራ ንክትከውን ንክትበልዕ መንደፍ ብላዕ ዝብኢ
Abiel አበይ ሃገር ኢካ ደለካ ርከበኒ ኢስከ ደልየካ አለኹ
Egziabher kabzi kemzi kfue Yedhnena.
ናይ በሐቅ ማሀሪት
Ajoka berte👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ናይ ብሐቂ ጽቡቕ ሐበሬታን ትምህርትንዩ ግን እግዚአብሔር አምላኽ የሕሊፉ አይሃበና ካብዚ ከምዚ ይሰውረና እታ ብርኽትን እምንትን እግዚአብሔር አምላኽ ዝባረኻ ብርኽቲ ፈታዊት ሐዳራ እምንቲ ከምተን አዴታትና ይፍጠረልና ነዓናውን አደብን ትዕግስትን ስርዓትን ምስትውዓልን ይሃበና አይውረድዩ ናይ ሎሚ ዘለዋ ደቀንስትዮ አዝየንየን ስድታትን ጨካናትን ብዕሉጋትን እየን እቲ ዝገርመኒ ግን ካልእ አፍቃሪ ከለወን ካልእ ዓርክን ፈታውን ከለወን ንዓኻ ገዛ ስለ ዘለካ እሙን ስለዝኾንካ ምስኪን ንፉዕ ህርኩት ሰራሕተኛ ስለዝኾንካ ይምርዓዋኻ ፍቕረንን ድልየተንን ፍትወተንን ግን ምስ ካልእ እንታዩ ጉደን እንታዩ ዝሐስብ እቲ ርእሰን እንድዒ እዚ ኹሉ አብ ኤውሮጳ ዘጋጥም ዘሎ ቅትለት ደቀንስትዮ ዝበዝሕ ማለት 90% መንቀሊኡ ከምዚኢታትዩ ብዝኾነ ልቦና ይሃበና ይሰውረና።
❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ኢዩ።ኣብ ከባቢና ከምዚ ዓይነት ምስ ንዕዘብ ኣብ ሬሳን ዓስካሬን ቅድሚ ምብጻሕና።እቲ ብዓል ጉዳይ ክርድኣና ምስ ዘይክእል ።ናብ ዝምልከቶ ኣካል ጽንዕ ምክትታል ክበር ከም ዘለዎ ምሕባር ኣገዳሲ ኢዩ መስለኒ።
Thanks
Nay bhaq xubuq astemhuro abi hawey qexilo bravo nfue nqexali nxbeyeka Alena
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔በስመ ኣብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቅር ይበለልና
ብጣዓሚ ዝገርም ኢዩ
Egzo kab ezi yedhnena Abet kefat nay seb dekey 🙏🙏
ዘገርም እሞ ኸኣ ሓቀኛ ዛንታ እታ ሰበይቱስ ክንደይ ትጭክን ንጻዕራም ሰብኣያ ብግቡእ ተኸናኺና ክንዲ ትሕዞስ ንዘይረብሕ ሰብኣይ ውሽማ ትሕዝ ኣረሜን ዝኮነት ሰበይቲ እቲ ጥዑይ ጥዕይቲ ሰበይቲ ኣይረክብን እታ ጥዕይቲ ድማ ጥዑይ ሰብኣይ ኣይትረክብን ።ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።
ናይ ባሐቂ ማሃሪት ታሪኽ የቀንየልና ቀጽሎ ጽቡቅ ስርሕ
ልቢ ወለድ
ዘግርም አዩ ናይ በሃቂ ጽቡቅ ትምርቲ አዩ ኣጆኻ ቆጽሎ ሃወይ
ብጣዓሚ ዘሕዝን እዩ ዘይተራእየ እንበር ዘይተገብረ የለን ክባሃልስ ሓቂ እዩ
Ya nay behaki abey temhrti eu thanks bro
🙏🙏🙏♥️♥️👍
Very sad 😭💔
ብጣአሚ ዘሕዝን
Great Advice
ብሓቂ ክንፈልጦ ዝግብኣና መደብ እኻ ኢቕሪብካልና ቀጽሎ ንኹሉ ሂወትና ጠቓሚ እዩ ብራቮ
Zgerm eu Amlak ykre ybelelna
👍👍
ዘሕዝን እዩ😢😢😢
Tebarek
Kab kemzi sewurena egzabiher amlak
Nay bhaki xubuk tmrti u abiyel hawey edmnn tenan yhabka fetari
ደቀነስትዮ ግን ነዚ ከምዚ ካብ ምምሃር ኮምኡ ምድጋም እዩ ደስ ዝብለን ምክንያቱ ሓንቲ ምስ ተፋተሐት ይስዕባኣ
መብዛሕትአን ከምኡ ንሰምዕ ኣለና ሸፋል ዝኾነ ዘበን ዩ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ya nay bahki 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢
Well come abe
Shalom That’s very sad
Bravo.btaimi eiyu zehezn kab kemzi aynet Amlakn ykalakelelna 😪
ወይ ጭካነ
hi,I live in Canada and I liked your show very much. please continue .Thank you so much that you sharing information...
ብጣዕሚ ዝገርም.ዩ ካብዚ ወድኸምዚ ይሰውረና : :
ብስም ኢየሱስ
Kela ezi dea ab haki ztemorkese mesiluni neyru
וואן ממש כואב הלב שובר את הלב 😭😭😭יהי זכרו ברוך נשמתו תיהי בגן עדן אמן😭😭😭
ኣቢ ሐወይእዛ ድምጺ ግን ማራያ ትርብሽ.
ayen dmxi
💔💔💔💔😭😭😭😭
❤✅
💔💔😭😭😭😭
Amlakey kab zey hasebnayo hadega adhnena😢😢😢😢entay aynet hlna zey bulu mnbar eu
ሕማቕ ጌረም ዘሕዝን እዩ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😭😭😭😭😭😭😭
እዋይ ችካነ
አዲኡ ግን ን ፖሊስ ክተመልክት ኔሩዋ ከም ዝቀትልዎ እንዳፈለጠት
Besmam 😭💔
መስደመም'ዩ !!!!!!!!
ብታሚ ዘግርም ኢዩ
አበይ ጠፊኢካ ቀኒኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ewayyyy 😭🤭 besmam resah
besmam entay aynet chekane eye wedey
🥰🥰🥰🥰🥰
Thanks ብሮ ብኣማርኛ ክንሪኣ ደኣ ኣበይ ከም ትርከብ ሊንክ ወይ ስም ቻነል ዘይትነግረና
ብዙሓት ሰብኡት እዮም... ኸምዚ.. ኩሉ ኩፉእ እንዳረኣዩ ሰምዑ.... ሱቅ ይብሉ... ፍርሒ ፍርሒ ፍርሒ... እዩናይ ፍትሕ ፍርሒ.. ዝበዝሑ ኤርትራውያን ሰብኡት.. ኣንስቲ እዮም
Haqka eika
Fo kefae fo
Abel hawena btaemi gobez xbuq srah u qexlo
የቀነልና ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ። እዛ ከዳዕ ሰበልቱ ትግራወይቲ ትከውን ተጋሩ ከዳዓት ስለዝኮኑ ። ኣደኩም አመኑ ኣደኩም ኣክብሩ ይሕዋት ። ኣደ ዓለም እያ።
የትፍረድ ከይፈርደካ ‼ከምዚ ልተጋሩ አሕሊፍካ ልሃብካ ፈጣሪ አምላክ አሕሊፉ ይበደልካ/ኪ 🙏
😭😭😭😭😭😭😭😭😭effffff
Abi tefika
👍🌹
Nice program gn entro hade ayynet koynu we need some changes endaqeyayerkkah teteqrebellna xubuk neru kexello
Ane like hibeka aleku niziya zanta ile
way kabzi meharena kurustos
Tsegam eu Emnat tsefiuEgzabehir kabezi yedhnana
Eway kab kemzi yedhnana
Ezia sebeawnet yeblan maere mqtal kea gah tbel
😂😂😂😂😂😂
Film dyu walaentay
Eway amilakey kabzi adihnena entay ybehali koynu
Btaemi zhzn eyu ab ethiopea kemzi aynet asekaki ktlet lmud eyu chekanat eyom n genzeb elka hiwet seb ktehlf ygerm eyu amlak yktseayom
እዚ ሓደ ጓሓፍ በሎ ነዲኡ ከድንቓ ምተገበኦ
slea hewet tbele nay gabn program eyu zkareb nkatatlo ena
Kilia sakit eka eska Junta aynet. Samual Haile koynka eka tismiani gahtaf.
🤢 Germni
ኩሉ ዓቕምኹም ኣብ ጉዳይ ሃገር ዘተኮረ እንተዝኸውን ምተመርጸ
ንዓካ ዘይገብረላ ስሚ ትብላዕ ኣብ ኢትዮብያ እንታይ ዘይግበር ኣብ ኢትዮብያ ትነብሩ የሕየተይ ተጠንቀቁ ኣብ ሂወትኩም
ከዛስ😛
👍🏻👍🏻
🥰 Thanks for watching
😀Don`t forget to 👇
😃Subscribe (it`s free)
😀And like share the video if You like thank you love u all
ከዳዕ ሓሳዊ ገጅፍ ገጽ ዘይገጅፍ ልቢ
አንጻር ኤርትራ ንክትከውን ንክትበልዕ መንደፍ ብላዕ ዝብኢ
Abiel አበይ ሃገር ኢካ ደለካ ርከበኒ ኢስከ ደልየካ አለኹ
Egziabher kabzi kemzi kfue Yedhnena.
ናይ በሐቅ ማሀሪት
Ajoka berte
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ናይ ብሐቂ ጽቡቕ ሐበሬታን ትምህርትንዩ ግን እግዚአብሔር አምላኽ የሕሊፉ አይሃበና ካብዚ ከምዚ ይሰውረና እታ ብርኽትን እምንትን እግዚአብሔር አምላኽ ዝባረኻ ብርኽቲ ፈታዊት ሐዳራ እምንቲ ከምተን አዴታትና ይፍጠረልና ነዓናውን አደብን ትዕግስትን ስርዓትን ምስትውዓልን ይሃበና አይውረድዩ ናይ ሎሚ ዘለዋ ደቀንስትዮ አዝየንየን ስድታትን ጨካናትን ብዕሉጋትን እየን እቲ ዝገርመኒ ግን ካልእ አፍቃሪ ከለወን ካልእ ዓርክን ፈታውን ከለወን ንዓኻ ገዛ ስለ ዘለካ እሙን ስለዝኾንካ ምስኪን ንፉዕ ህርኩት ሰራሕተኛ ስለዝኾንካ ይምርዓዋኻ ፍቕረንን ድልየተንን ፍትወተንን ግን ምስ ካልእ እንታዩ ጉደን እንታዩ ዝሐስብ እቲ ርእሰን እንድዒ እዚ ኹሉ አብ ኤውሮጳ ዘጋጥም ዘሎ ቅትለት ደቀንስትዮ ዝበዝሕ ማለት 90% መንቀሊኡ ከምዚኢታትዩ ብዝኾነ ልቦና ይሃበና ይሰውረና።
❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ኢዩ።
ኣብ ከባቢና ከምዚ ዓይነት ምስ ንዕዘብ ኣብ ሬሳን ዓስካሬን ቅድሚ ምብጻሕና።
እቲ ብዓል ጉዳይ ክርድኣና ምስ ዘይክእል ።
ናብ ዝምልከቶ ኣካል ጽንዕ ምክትታል ክበር ከም ዘለዎ ምሕባር ኣገዳሲ ኢዩ መስለኒ።
Thanks
Nay bhaq xubuq astemhuro abi hawey qexilo bravo nfue nqexali nxbeyeka Alena
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔በስመ ኣብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቅር ይበለልና
ብጣዓሚ ዝገርም ኢዩ
Egzo kab ezi yedhnena Abet kefat nay seb dekey 🙏🙏
ዘገርም እሞ ኸኣ ሓቀኛ ዛንታ እታ ሰበይቱስ ክንደይ ትጭክን ንጻዕራም ሰብኣያ ብግቡእ ተኸናኺና ክንዲ ትሕዞስ ንዘይረብሕ ሰብኣይ ውሽማ ትሕዝ ኣረሜን ዝኮነት ሰበይቲ እቲ ጥዑይ ጥዕይቲ ሰበይቲ ኣይረክብን እታ ጥዕይቲ ድማ ጥዑይ ሰብኣይ ኣይትረክብን ።
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።
ናይ ባሐቂ ማሃሪት ታሪኽ የቀንየልና ቀጽሎ ጽቡቅ ስርሕ
ልቢ ወለድ
ዘግርም አዩ ናይ በሃቂ ጽቡቅ ትምርቲ አዩ ኣጆኻ ቆጽሎ ሃወይ
ብጣዓሚ ዘሕዝን እዩ ዘይተራእየ እንበር ዘይተገብረ የለን ክባሃልስ ሓቂ እዩ
Ya nay behaki abey temhrti eu thanks bro
🙏🙏🙏♥️♥️👍
Very sad 😭💔
ብጣአሚ ዘሕዝን
Great Advice
ብሓቂ ክንፈልጦ ዝግብኣና መደብ እኻ ኢቕሪብካልና ቀጽሎ ንኹሉ ሂወትና ጠቓሚ እዩ ብራቮ
Zgerm eu Amlak ykre ybelelna
👍👍
ዘሕዝን እዩ😢😢😢
Tebarek
Kab kemzi sewurena egzabiher amlak
Nay bhaki xubuk tmrti u abiyel hawey edmnn tenan yhabka fetari
ደቀነስትዮ ግን ነዚ ከምዚ ካብ ምምሃር ኮምኡ ምድጋም እዩ ደስ ዝብለን ምክንያቱ ሓንቲ ምስ ተፋተሐት ይስዕባኣ
መብዛሕትአን ከምኡ ንሰምዕ ኣለና ሸፋል ዝኾነ ዘበን ዩ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ya nay bahki 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢
Well come abe
Shalom That’s very sad
Bravo.btaimi eiyu zehezn kab kemzi aynet Amlakn ykalakelelna 😪
ወይ ጭካነ
hi,
I live in Canada and
I liked your show very much. please continue .Thank you so much that you sharing information...
ብጣዕሚ ዝገርም.ዩ ካብዚ ወድኸምዚ ይሰውረና : :
ብስም ኢየሱስ
Kela ezi dea ab haki ztemorkese mesiluni neyru
וואן ממש כואב הלב שובר את הלב 😭😭😭יהי זכרו ברוך נשמתו תיהי בגן עדן אמן😭😭😭
ኣቢ ሐወይ
እዛ ድምጺ ግን ማራያ ትርብሽ.
ayen dmxi
💔💔💔💔😭😭😭😭
❤✅
💔💔😭😭😭😭
Amlakey kab zey hasebnayo hadega adhnena😢😢😢😢entay aynet hlna zey bulu mnbar eu
ሕማቕ ጌረም ዘሕዝን እዩ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😭😭😭😭😭😭😭
እዋይ ችካነ
አዲኡ ግን ን ፖሊስ ክተመልክት ኔሩዋ ከም ዝቀትልዎ እንዳፈለጠት
Besmam 😭💔
መስደመም'ዩ !!!!!!!!
ብታሚ ዘግርም ኢዩ
አበይ ጠፊኢካ ቀኒኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ewayyyy 😭🤭 besmam resah
besmam entay aynet chekane eye wedey
🥰🥰🥰🥰🥰
Thanks ብሮ ብኣማርኛ ክንሪኣ ደኣ ኣበይ ከም ትርከብ ሊንክ ወይ ስም ቻነል ዘይትነግረና
ብዙሓት ሰብኡት እዮም... ኸምዚ.. ኩሉ ኩፉእ እንዳረኣዩ ሰምዑ.... ሱቅ ይብሉ... ፍርሒ ፍርሒ ፍርሒ... እዩ
ናይ ፍትሕ ፍርሒ.. ዝበዝሑ ኤርትራውያን ሰብኡት.. ኣንስቲ እዮም
Haqka eika
Fo kefae fo
Abel hawena btaemi gobez xbuq srah u qexlo
የቀነልና ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ። እዛ ከዳዕ ሰበልቱ ትግራወይቲ ትከውን ተጋሩ ከዳዓት ስለዝኮኑ ። ኣደኩም አመኑ ኣደኩም ኣክብሩ ይሕዋት ። ኣደ ዓለም እያ።
የትፍረድ ከይፈርደካ ‼ከምዚ ልተጋሩ አሕሊፍካ ልሃብካ ፈጣሪ አምላክ አሕሊፉ ይበደልካ/ኪ 🙏
😭😭😭😭😭😭😭😭😭effffff
Abi tefika
👍🌹
Nice program gn entro hade ayynet koynu we need some changes endaqeyayerkkah teteqrebellna xubuk neru kexello
Ane like hibeka aleku niziya zanta ile
way kabzi meharena kurustos
Tsegam eu
Emnat tsefiu
Egzabehir kabezi yedhnana