ERIPM | ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ ቱርኪ ተዓሪቀን | ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ብሻቅሎት ይልሎ| Henok Tekle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 72

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  4 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 4 วันที่ผ่านมา +4

    " ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ብሻቕሎት ይልሎ"
    😂😂ክክክክክክክ
    I like it kkkk

  • @faligali6690
    @faligali6690 4 วันที่ผ่านมา +5

    ዎይልኦም እቶም ሰላም ዘይደልዩ።ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ።

  • @1115asmara
    @1115asmara 3 วันที่ผ่านมา

    Great commentary Henok. Thanks.

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 4 วันที่ผ่านมา +4

    Welcome 💙💙💙💙

  • @bereketnguse1741
    @bereketnguse1741 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ጎርጎል በል ደርብዮሞ ዕቡድ ከልቢ

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Henok for all your dedication🙏

  • @semhartekle9476
    @semhartekle9476 3 วันที่ผ่านมา

    Good work as always keep doing the good work 👍

  • @sy5545
    @sy5545 3 วันที่ผ่านมา

    I am so glad Somalia president & Ethiopia PM has peace. Nice to see 👌🏽

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 3 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 วันที่ผ่านมา +1

    Selam eripm kemawun henok takle

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson 4 วันที่ผ่านมา +3

    Alem. Mehtson
    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @haneber7369
    @haneber7369 4 วันที่ผ่านมา +3

    💙🗼Eri✍️PM🗼💙

  • @AliSaid-r8d
    @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา +2

    Selamat ! Selamat !❤❤❤❤❤

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 3 วันที่ผ่านมา

    🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 4 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 4 วันที่ผ่านมา +2

    ከምዚ ዝኣመሰለ ጽፍዒት ንውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣይተራእየን፡
    ሰላም!!!

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዕልልልልልልልል🎉😂❤

  • @MichaelKidane-u1f
    @MichaelKidane-u1f 4 วันที่ผ่านมา +1

    Well done to Turkey 🇹🇷

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 3 วันที่ผ่านมา

    Stbuk zena shgratka belzib meftah nay seltun hebreteseb eyu higdef kea kemzigerka eka kabti nesu zedelyo hukotn agergern tealyo ✌️✌️

  • @tesfasnqey6690
    @tesfasnqey6690 3 วันที่ผ่านมา

    Well done turkey

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 4 วันที่ผ่านมา +1

    🙏❤️👍👌

  • @yoditmicael4928
    @yoditmicael4928 4 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 4 วันที่ผ่านมา +1

    👍💙👍💚👍💙🍀👍💚

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 3 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi 80 amet senu zwede 😂😂😂😂😂😂😂😂 wexat khzo eu😂😂😂😂😂😂😂

  • @BlueRevolution0
    @BlueRevolution0 3 วันที่ผ่านมา

    🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵

  • @merry7267
    @merry7267 4 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💪💪💪💪👍👍🙏

  • @milliontesfay7842
    @milliontesfay7842 4 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሄኖግ አብ ሞንጎ መግስትይ ሶማልን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ስምምዕ ናይ ሶማልየ ላንድ ውዕል ካይተሰረዘ ከመይ ኢለን ይሳማምዓ???

    • @AliSaid-r8d
      @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา

      ናይ ሶማሊ ላንድን ኢትዮጲያን ውዕል
      ኮነ ኢሉ ኣቢይ ዝተጠቀመሉ ሜላ'ዩ
      እምበር ፡ ሕጋውንውነት ዝለበሰ ኣይኮነን፡
      ኣቢይ ንዚ እንዳፈለጠ'ዩ ንኢሳያስ ክሕርር ዝገበሮ ፡ ዓለምለኻዊ ሕጊ ክጥሕስ ግን መሰል የብሉን፡
      ሶማልያ ሓንቲ እያ ፡

    • @teferiwoldeyesus883
      @teferiwoldeyesus883 4 วันที่ผ่านมา

      @@AliSaid-r8dጃንዳ ዓዲ ሐሎ ብሻቕሎት ይልሎ እንተ ኢትዮጵያ ወደባታ ይኳሐል አሎ

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 4 วันที่ผ่านมา +3

    Cogratulations to ethio sumalia

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome ❤

  • @mamushwoldu2198
    @mamushwoldu2198 3 วันที่ผ่านมา

    ትግራዋይ ዋሃይድ

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 4 วันที่ผ่านมา

    ጉሓፍ ትካል

  • @AbrshHosea-wt6qs
    @AbrshHosea-wt6qs 3 วันที่ผ่านมา

    ኣታ እዚ ሽፍታ ደኣ እንታይ ይብል ኣሎ ሓወይ ሓወይ ሓወይ

  • @arayaelma1647
    @arayaelma1647 4 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ሓውና ብሰላም ብስምምዕ ብሕጊ ዝኸልከሎም የለን ገመልኩም አስትይሉ ኢሎም ባዕላቶ እዮም ገዲፈሞ ከይዶም ሓይሊ ኣለኒ ኢልካ ካኣ ሕጊ ረጊፅካ ዘይንብረትካ ምውራር ሕጋዊ ኣይኮነን አኤርትራ ካኣ ብዓቑሙኻ ስለዝገመትካያ ብጌጋ እምበር ሙሉእ ዓቑሚ ኣለዋ ርእሳ ክትካላኼል

    • @AliSaid-r8d
      @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา +1

      ኪድ እሞ ን ኢሳያስ ጫምኡ ላሓሰሉ፡
      ኣብዚ መጺእካ ኣይትሓሱ።

    • @AliSaid-r8d
      @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา +1

      ኣታ ሓውና እናበልኩም ድማ ሰብ ተጥፍኡ ለኻብጥ ህግደፍ መንደፋት።

  • @bitanyaabraham4836
    @bitanyaabraham4836 3 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ድያ ዋላ ናይ ኢሰያስ ኣሕ ዋይ ኣነ

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 4 วันที่ผ่านมา +1

    Selma Eripm ☑️ thank you for your information ℹ️👈🏿
    If anyone has diplomatic experience compromise already. 🕊️⚖️🌿💙🌿💙🌿💙🗝️👈🏿

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 วันที่ผ่านมา

    ED SENAHET SHE-NAHET EDEY, EDEY BELET SEBEYTE😅

  • @TesfayGhebremedhin
    @TesfayGhebremedhin 3 วันที่ผ่านมา

    ሶማሊ ላንድ ግን ነቲ ወደብ ክትህቦ ኸላሲ!!!! ብነጻ ብዘይ ቁጽጽር ሶማሊ ላንድ መንግስቲ ማለት ድዩ ?ዋላስ በቲ አህጉራዊ ሕጊ መሰረትዩ?

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 4 วันที่ผ่านมา +1

    ተደምርና ዓሰንብ ክንካፈል ኢና መደምር

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 4 วันที่ผ่านมา +1

      ዐብይ አሕመድ - እንካፈላለን ማለቱ * ብሓባር ንስራሕ ፣ ሂብካ ክትቅበል - ናይ ክልተ ሃገራት ጥቅሚ ዝኣመተ'ዩ ኔሩ ዕዚ ድማ ወርቃዊ ውዕል ኔሩ ተመንዩ ዕምበር አሰብ ናይ ኢትዮጵያ ክኸውን'ዩ ማለቱ አይነበረን። ሸይጣን አዲ ሓሎ ግና ሰላም ፣ዕብየት ፣ ዝባሓል ፈጺሙ ድሌት የብሉን ።😮😮😮

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 4 วันที่ผ่านมา

    BE ECONOMY N WETHADERAWN ,POLITICAWN HAGHER HAMISU ZELO ETI KENDI XELAEE HEZBI ISEYAS EYU.. EZI SHIFTA DEAA N BEYNU TEFELYU YELELO .

  • @ukbayc
    @ukbayc 3 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ውን ኦጋዴን ከረክብ ኣለዎ እዚ ናይ 4ኪሎ ቆልዓ መኽንያቱ ናይ ሶማል ዶባት ከኽብር ፈሪሙ እዩ !!!
    ምስ ሻዕብያ ዝመኸረን ምስ ፈጣሪ ዝመኸረን ሐደ እዩ ኦጋዴን እንተ ዘየረኪቡ እዚ ህጻን ዕጭኡ ከም መራሕቲ ዓጋመ እያ ክትከውን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 วันที่ผ่านมา

    Hji ei nkalsna ttam nhna kea ndalo bgakum

  • @eriafrotube58
    @eriafrotube58 3 วันที่ผ่านมา

    ✍️መንግስትን ህዝብን ኢትዮጲያ ተጠቀምቲ ባሕሪ ንሙኻን ብሰለማውን ዲፕሎማሳውን ጥራይ ዘይኮነ ክሳብ ከም ሓንቲ ስድራ ተሓቓቒፍና ንዘልኣለም ሓቢርና ንክንዓብን ኣንጻር ህላወና ንዝመጽእ ሓይሊ ውን ንጸጥታና ብሕብረትና ዝሃነጽናዮ super power ስለ ንኸውን ንጸላኢ ብሓባር ምምካትን; ከምኡ ውን
    ኣብ ዝሓጸረ ተኣምራዊ ቁልጡፍ ዕብየት ኣርኢና ብዘደነቕ ካብ ኣፍሪቃ ብ1ይ ደረጃ ጸብለል ንበል ዓለማት ነዛርብ ናበሉ ነዞም ቆንቋናት መራሕቲ ህግደፍ ብተደጋጋሚ ብምልማን ክሳብ ታሕቲ ብምጉዓዝ ኣብ ደረጅኦም ወሪዶም ለሚኖሞም ኢዮም።
    ሸፋቱ ግን ኣንጻር ደመኛ ባህርያቶም ክኸዱ ዘይሕሰብ'ዩ🫠
    ሕጂ ብስሪኦም ዓሰብ ገዲፎም ኩሉ ቀይሕ ባሕሪ እንተወሰድዎ ሓላል'ዩ.
    ብወገነይ ንልዕሊ 33 ዓመት ኣይኮነን ተጠቃሚ ኮይነ ህላውነቱ ወይ ዋንነቱ ውን እንትርፎ ብቲቪን ብስእልን ርኤዮ ስለ ዘይፈልጥ ጎረቤታችን ብሓቂ ደንጉዮም ከማን ብኻ ቀደም ወሲዶሞ የ ዝብል። ርግጸኛ የ ከኣ ምስ ሓዝዎ ተጠቃሚ ባሕሪ ከምዝኸውን። የጣልዓኒ'ዩ😎🫠🫡✌️

  • @MebrahtuHadgu
    @MebrahtuHadgu 4 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ዑሱባት ብሩካን ወያነ ዝተለቕለቕኩም።ኢትዮጵያ ኣጉሪዑ ኣጉሪዑ፡ሎሚ ብዕሊ ልዕላው ግዝኣት ሶማል ከም ዘክብር ፈሪሙ፡እዚ ዓወት ሶማልን ግብጽን ኤርትራን እዩ፡፡

    • @DelaySelam2000
      @DelaySelam2000 4 วันที่ผ่านมา +1

      ሎሚባ ትሓይሽ At list ዑስባት ኢልኩሙና እቲ ዓጋመ ; ወያነ ምባል ገዲፍኩሞስ : ከምኤትራውያን ግን ካኣ ዑስባት ምርኣይኩም ግርም ለውጢዩ ቀፅሎ ኢኻ

    • @AliSaid-r8d
      @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา

      ግደፍ ትጋገ ኣለኻ ፡ ንትግራዎት
      ወያነ ንኽጥቀመሎም ዘምጸኦም
      ኢሳያስ'ዩ፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣትዮም
      ካልእ ትግራይ ትግሪኚ ዕላማ ዕላማ
      ኢሎም ምስ ህዝባዊ ግምባር ተሳቲሶም፡ ብድሕሪኡ ዝመጸ ግርጭት
      ናይ ስልጣ'ዩ ፡

    • @AliSaid-r8d
      @AliSaid-r8d 4 วันที่ผ่านมา

      ኤሪፔም ሃገራውትን ዴሞክራስያዊትን ዝኾነት ክንሳ፡ ንስኻ ናይ ወያነ እያ ምባል ፡ሓባል ከይትብለኪ ቀድሚያ
      ዓይነት'ዩ ።

    • @teferiwoldeyesus883
      @teferiwoldeyesus883 4 วันที่ผ่านมา

      እቲ ምኽርኹም አይሰለጠን ሽፍታ ዓዲ ሐሎ መዓልቲ ቀሪባ ደርጓግ አረጊት ክዕሎ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 วันที่ผ่านมา

    መራህ አግርግር ኣረመናዊ ፋሺስት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ህወከት አናፈጠረ ተቃወምቲ ናይዘን ሃገራት አናሰልጠነ ህወከት ዝፈጥርን ኣደናጊሩ ናብ ሃገረን ሃሱሳት ብምውፋር ሃብተን ክምዝምዝን ክሰርቅን ፥ኣብታ ኣመሃድራ ኣለኩ ዝብላ ምንም ትካል ስራህ ዘይብላ ብሃገዝ ኣብ ወጻኢ ብዝነብሩ ኣያሹ ደገፍቱ ይኩኑ ተዋወምቱ ሚልዮናት ዶላር አንዋሃጠ ዝነብር ናይ ማፊያ ጉጂለ አዩ ፥

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 วันที่ผ่านมา

    Atum sebat zey yhemm eu zehmakum nay kalsna zey ngebr

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 4 วันที่ผ่านมา +1

    ቀጣፊ ደላላ ኸሐዲ ህዝቡን ሀገርን.......ንሐደ ንሃገሩ ተቃሊሱ ነፃነት ሀገሩ ዘውሐሰ ጅግና መራሒ ኤርትራ ሽፍታ ክትብሎ ፀርፊ ንኢሳያስ
    ዘይኰነ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ገድሊ ኤርትራን ኢካ ተፃሪፍካ ክቡር መራሒ ኤርትራ ሽፍታ አይኰነን...ህዝቢ ኤርትራ ሽፍታ አይኰነን.

  • @Teklit-t7s
    @Teklit-t7s 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብይ ኣዝዩ ዓባይ ዲፕሎማሲይ ዩ ጌሩ ነታ ሃታሃታ ናይ ዕቡድ ከልቢ ተረዲኡዎ ኣሎ። ሰቢሩዋ ድማ ሕጂ ግን ኣብይ ክዋጋእ ክኸብዶ እዩ ንዓና ምሕጋዝ እዩ ዝመስል ጠመትኡ

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 4 วันที่ผ่านมา

    Diktatur fah elato ezi argit 😂

  • @TeklitGirmazion
    @TeklitGirmazion 4 วันที่ผ่านมา

    ሓላሚ !!!ኢትዮጵያ ትምኒታ ተኾሊፉ'ዩ:: ስምምዓ ምስ ሶማሊ ላንድ ተቐዲዱ'ዩ::እዚ ዝገበረ ድማ ጅግና ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሰያስ'ዩ ;;ከዳዕ ምኻንካ ድማ ኢትዮዖያውያን ስኖም እናመወጹ ወዳባት ኤርትራ ክቋጻጸርዎዮም ኢልካ ከዳዕ መንዳዕ

    • @DelaySelam2000
      @DelaySelam2000 4 วันที่ผ่านมา +1

      ብዓቢኡ እዚ ዓንጃል መራሒኻ ዶ መፍትሕ ሂቡ እንካ ምርሓና ኣይበሎን እዚ ፅሉል ጠንቋሊኻ

    • @teferiwoldeyesus883
      @teferiwoldeyesus883 4 วันที่ผ่านมา

      ምልኪ ዓዲ ሐሎ ቀሪቡ ክዕሎ

  • @brhanefukadu6653
    @brhanefukadu6653 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኢሰያስ ዳኣ ቡዳ ኢንድዩ ከመይ ጌሩ ክሕጎስ ድም መንእስያት ዝቅለብ ሰላም ከሕጉሶ ኣይክእልን ኢዩ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 วันที่ผ่านมา

    አቲ ቀንዲ ህቶ ክልተ መደናገርቲ አንታይ ኣራከቦም?ኢሰያስ ዝረብሆ ዘይኮነ ፣ኢሰያስ ንወያነ ንምጣፍአ ዝብል ቅርሁን ጽልኢ ንኣቢ ኣብ ሺግር ዘአተዎ ሰብ አዩ፥ኩሉ ከምዝፈልጦ ኣቢ ኣብ ትግራይ ኩናት ክገብር ሃሳብ ኣይነበሮን ብምድፍፋአ ሳዲስት ኢሰያስ ኣብ ኩናት ኣትዩ መአለያ ዘይብሎም ሂወት ኣሪትራውያንን ኢትዮፕያውያንን ከምዝሃልቁ ተገሩ፥አላማ ኢሰያስ ፈሺሉ ህዝብና ደቁ ሲኢኑ ኣብ መጨረሻ ዲክታቶር ኢሰያስ ተኮሊፍና ክብል ተሰሚኡ፥ህዝብና ከምኣመሉ ደቁ ጠጊኦም ከብቅኡ ድሃይ ደቁ ክሃትት ኣይካኣለን፥ዝገርም ህዝቢ፥

  • @michael-7474
    @michael-7474 4 วันที่ผ่านมา +1

    👍

  • @aemas3942
    @aemas3942 4 วันที่ผ่านมา

    ሙሽሙሽ ልሓሲ ምዓኮር: ሰብኣይ እንተኾንካ ምስ ኣቢ ኣሕመድ ዓጢቕካ ዘይትመጽእ: ሰበይታይ

    • @DelaySelam2000
      @DelaySelam2000 4 วันที่ผ่านมา

      ኪድ ዓንጃል ንስኻ ኣብደገ ኮንካ ዘይትመፅእ ትብል ? ንስኻ ንባዕልኻ ኣብቲ ግንባር እሞ ተረኸብ , ደሓር ብዛዕባና ምስ ዶክተር ኣቢ ኮና ክንኣልዮ ነዚ ፅሉል መራሒኻ ግንዕድመ ንቴክኖሎጂ ንኣቢ ንሕና ኣይነድልዮን ኢና : ድንቁርናኻ ግን ክሰዕ ሕጂ ኣብ ዓድና ኣቲና ብሰላም ከይኒነብር ጌሩና ::
      ሽምካ ጥራይ ንገረና መ ን ምኻንካ : መራሒኻ ከምዚ ናይ ሶርያ ምስ ሓዝናዮ ንስኻኻኣ ተድልየና ኢኻ:;

    • @aemas3942
      @aemas3942 4 วันที่ผ่านมา

      @DelaySelam2000 ኣብ ደገ ኣለኹ ዝበለካ መን'ዩ?
      ኣማኑኤል ይበሃል ከኣ: የድልየካ እንተኾይነ

    • @DelaySelam2000
      @DelaySelam2000 4 วันที่ผ่านมา

      @@aemas3942እሞ ከምቲ መራሒኻ ድራማ ዝሰርሖ ከይሓሰኻ ሽምካ; ዘለኻዮ ቦታ, ኣነፂርካ ንገረኒ እንኮላይ ስእልኻ ክንላለ መታን , ደሓር ካኣ እቲ መልክዕና መታን ብሓቂ ከነረጋግፅ ብvideo ካኣ መዕለልና ገፅና መታን ክንላለ???

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 4 วันที่ผ่านมา

    Hasawi intay shigir alewo ata metkel zey blu lekbat

  • @omarosmann8324
    @omarosmann8324 4 วันที่ผ่านมา

    I don’t agree with you because president iseyas he tried before for peace in the horn Africa but due to interference of some power full countries failed 😂😂😂