ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Amen ❤❤❤
Zemarie melakti yesemalena qal kidankum yebarek egziabher amlak miki and astuka
( ኃቢሮሙ ዘመሩ መላኢክት)ሃቢሮም (2)፡ዘመሩ መላኢክቲሃሌ ሉውያ ሃሌ ልውያ ሃሌ ልውያ ዘመሩ መላኢክት ሃሌ ሉዉያ ክብሉ ማህበረ መላእክትብሕብረት ዘመሩ ነቲ ጎይታ ጎይቶትስብሃት በሰማያት ሰላም ዉን ኣብ ምድሪኢሎም ዘመርሉ ነቲ ጎይታ ክብሪ፡(2) ብፈተና ዓለም ብፍትወት ናይ ስጋክንብርትዕ ብመንፈስ ሃበኒ ጸጋባህራን ምስ ኣፎምያ ንዖኦም ክዝክርሊቀ መላኢክቲ ሓያል ኢዩ መንክር(2) ትርጋሜ ናይ ስምካ መን ከምእግዚኣብሄርበበትሪ መስቀልካ ትከፈል ንባሕርካብ ግብጺ ዘውጻእካ ንኅዝበ እስራኤል ንባርያኻ ባርኽ ቅዱስ ሚካኤል(2) ሰላም ሰላም ኢልና ስምካ ምስ ጸዋዕናኣብ ቅዱስ መቅደኣካ ምቃም ኣብቅዒናጸበልካ ሰቲና ንባሕሪ ሰጊርና ብቡዝሒ ማልደትካ ካብ ጸላም ወጺናወስብሃል ለእግዚኣብሄር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ፡ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን።
Zmarie Melaikti Yesmealna Enkea abkakum Kburat yhwat
❤❤❤
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum dyacon hawey
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ቁዱስ ኢግዝኣብሄር ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ።
Zmare Melaekti Yesmealna Diyakoney
amenn amennn Amennnn kalhiwet yesmealna
ኣሰይይይ ዕልልልል ዲያቆን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓለይና ቀለኪዳን ይባረከልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
ዝማሬ መላእክትን ዝማሬ ቅዱሳንን ዚተቀበለ ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበለልካ ዲያቆን ሐወይ ቃልኪዳንኩም'ውን ይባርኽ
Zemare melakti yesemaena qal kidan Abrahamn Saran Ygberelkum daiqon miki ❤
❤❤❤❤ ZMARIE MELAEKT YEZMEALNA D MIKI KALKIDANKUM YBARK AMLAK
❤❤❤❤❤❤
Amen ❤❤❤
Zemarie melakti yesemalena qal kidankum yebarek egziabher amlak miki and astuka
( ኃቢሮሙ ዘመሩ መላኢክት)
ሃቢሮም (2)፡ዘመሩ መላኢክቲ
ሃሌ ሉውያ ሃሌ ልውያ ሃሌ ልውያ
ዘመሩ መላኢክት
ሃሌ ሉዉያ ክብሉ ማህበረ መላእክት
ብሕብረት ዘመሩ ነቲ ጎይታ ጎይቶት
ስብሃት በሰማያት ሰላም ዉን ኣብ ምድሪ
ኢሎም ዘመርሉ ነቲ ጎይታ ክብሪ፡(2)
ብፈተና ዓለም ብፍትወት ናይ ስጋ
ክንብርትዕ ብመንፈስ ሃበኒ ጸጋ
ባህራን ምስ ኣፎምያ ንዖኦም ክዝክር
ሊቀ መላኢክቲ ሓያል ኢዩ መንክር(2)
ትርጋሜ ናይ ስምካ መን ከምእግዚኣብሄር
በበትሪ መስቀልካ ትከፈል ንባሕር
ካብ ግብጺ ዘውጻእካ ንኅዝበ እስራኤል
ንባርያኻ ባርኽ ቅዱስ ሚካኤል(2)
ሰላም ሰላም ኢልና ስምካ ምስ ጸዋዕና
ኣብ ቅዱስ መቅደኣካ ምቃም ኣብቅዒና
ጸበልካ ሰቲና ንባሕሪ ሰጊርና
ብቡዝሒ ማልደትካ ካብ ጸላም ወጺና
ወስብሃል ለእግዚኣብሄር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ፡ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን።