ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thanks for sharing this amazing message 🙏💖💯✅🌟🇪🇷👌
ብጣዕሚ ፅቡቅ ምኽሪ ኢዮ አብዚአ ክብላ ዝደልይ አብ ዕድመ ኢንታይ ሪኢቶ አለካ
Thank you btaemi meharin anekakahn yu tmrtitatka❤
100% ቀዳምነት ንመን ትገብር ዘይምፍላጥ ❤❤❤❤ ንዓበይቲ ነገራት ወይሓሳብት ምሕላን ምጅማር የዐውትውካ ናእሽቱ ነገራትስ ትሑዛት እዮም ❤
እግዝኣብሄር ይሃበልናነመስግነካ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you, we appreciate you.
Thanks Akile ablbna yhdro❤
Thank you so much I really appreciate it.
Thanks for your help ,keep it up .
Thanks Akile hawna for amazing advice ❤❤❤❤❤❤❤
Thsnk you Akle ❤
As always useful🎉🎉🎉🎉❤❤
tanks akile hawey❤❤❤❤❤❤
Akilu don't give a care to z negative comments ..just keep moving on!!! God bless u
Thank you so much 🙏
Good job thank you 🇪🇷
Selamat Akile, entay aynet editing software eka titikem? Melsi kitxihfeley tesfa yigebir
Akile bitaemi nufue Mhari zkone hasab eka teqrb qexlo nufue.❤
Thank you 🙏🙏🙏
ግዜ ክቡር ኢዩ። ዝግዛእን ዝሽየጥን ጥራሕ ኣይኮነን ክቡር ወይ ሑሱር ትብሎ።
Good job❤❤❤❤
Thank you akile 💪🏽
Tanks esa eya ny behake
🙏
Thanks Akile hawna❤❤❤❤
Thank you dear bro🙏
Thanks my smart bro❤
💪💪
ንኩላትና ዝጎተና ደሎ ካብቲ ጉዑዙይ ምሕደራ ሃገርና ዝጀመረ፡ወለዲ ይጠምዩ ገንዘብ፡ሓዉካ ይሰግር ገንዘብ፡ሓዉካ ይምርዖ ገንዘብ እዚ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጸገም ዩ ሶ ነዚ ሰብ ከምዚ ከምዚ ኢልና ምጭናቅ ጽቡቅ ኣይመስለንን ተተካኢሉ ነቲ ኣብ ዓዲ ደሎ ናይ ምሕዋል ልምዲ ወይ ሽግር መፍትሒ ምንዳይ ዩ ዝሓይሽ ተዘይኮይኑ ኩሉ ከላም ፋርቅ ዩ።ኣነ ካብ ኣታዊታተይ 75% ይዕቅቦ የ እንተ ኮነ ግን፡በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ጉዳይ ዘለኒ ክሰድድ ይግደድ ሶ ኣደይ እናሞትት ስቅ ክብል ሓወይ ተኣሲሩ ስቅ ክብል፡ሓወይ ኣብ ኡጓንዳ ኢትዮ ካልእ ኣጥምየ ክእክብ ኣይከውንን ዩ ካልእ ፍታሕ ንድለ ደኣ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌿🌹🌿🤚🤚
I appreciate you
🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏
ኣብ ኤርትራ ግን፡ ንምንታይ እዩ ካብ 6 ክፍሊ ጀሚሩ ብቋንቋ ኩሉ ሳብጀካት እንግልዝኛ ዝምህሩና ፡ ብዘይካ ቶፕ 10 -15 ተማሃሮ፡ ካልእ ክሉ ተማሃራይ ከኣ ምሉእ ሓሳባት ብእንግልዥ ክሰርሕ ዘይክእል ክንሱ እንዳ ፈለጡ ሱቅ ኢሎም ይጎትው ክሳብ ሳዋ😢፡ ኣብዚ እሮፓ ሃገራት ንኣብነት ኣብ ጀርመን ካብ 1- 12 ክፍሊ ዘሎ ኩሉ ሳብጀክት ባቋንቋኦም እዮም ዝመሃርዎ፡ እታ እንግልዝ ቋንቋ ከኣ ንበይና ከም ቋንቋ ትመሃራ,ይቅረት ኣብ ዘይ መደባ ዘጽሓፋ ዘለኩ ካብታ ፈለም ሓሳብ፡ ዘልዓልካያ ተሞርኩሰ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ።
ዕቤት የለን ብሓወላ ሂወትና ተዳኺሙ ኣሎ ናብራ Europe ከቢዱ ::
Blux nay bhaki nay hiwet memhr eka akile
🎉❤
እታ procrastination ደጊምካ ብኢንግሊዘኛ በለልና 😮 ሓሊፋትኒ ኣይሰማዕኽዋን?እታ ዝሃብካያ ፍታሕ ግን ኣቕሲናትኒ( ምዕጢይጣይ) ኣኪለ
❤
Thank akile ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾
አብ ጉዳይ ውልቀሰብ አቲኻ ርዕይቶ መሐብ አድላይ አይመስለንን ።ናጀርያዊ ይኹን ካልእ ፣ጉዳይኩም'ባ ዘይትገብሩ ክንደይ home work እንዳሃለወኩም !!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ ቀንዲ ሕማም ኮይኑና ዘሎ ገንዘብና ብ ሓወላ ፈሪሱ ተወዲኡ ግን ቀጽሎ
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤👍👍👍
❤❤❤🙏
Nrska tehabika kab haki tegotitka zeleka intay haki ketestemhr thasb minti hzbka gda nfthi zeytkales
,❤️❤️🙏
ንድሕሪት ዝመልሰካ ድአ ክንደይ ኢልካ ክትጽብጽቦ
እቲ ዝበልኮዮ ኩሉ ምሳይ አሎ
nezen 10 negerat ab hiwetka enteda amalikayen, dhri 5 amet nska kabtom ewitat sebat ekaso Gbero Gbero.........,
❤❤❤❤❤❤😂
👍👌🩵🩵🩵🩵
Was du heute machen kannst verschrieb nicht für morgen.
Akile wgifka !! Zizreb ariesti mis sianka 10 gize degagimka ni hanti topic video tiserhala aleka !! Ata tebelatsi !
ወላ ሽሕ ግዜ 'ንተ ተደጋገሞ እንታይ ጸገም ኣለዎ፧ሰብ ከምዚ ናትካ ኣቃጫጭ ኣይግበር እምበር ምድግጋም ጌጋ የብሉን ክሳብ ሃናጽን ሓጋዚን ዝኾነ።ሕበረተሰብና ከኣ ኣዝዩ ብዙሕ መነቓቕሒን መሃርን ሽሕ ግዜ ተደገምካሉ ይውሕዶ እምበር ኣየበዝሖን ኢዩ።
Selam kebur hawna ente kone nati zegebro zelo tsebuk astewatso amesgno ente zekone gen kemzi gerka dawen megbar newri u newri !
What a shame full comment! Temehar gda!!
Kemzi bal kemaka resie eangule da 10 degagimka keman tetredikum eu!!!
Kela lomus aselchikana wa
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Thanks for sharing this amazing message 🙏💖💯✅🌟🇪🇷👌
ብጣዕሚ ፅቡቅ ምኽሪ ኢዮ
አብዚአ ክብላ ዝደልይ አብ ዕድመ ኢንታይ ሪኢቶ አለካ
Thank you btaemi meharin anekakahn yu tmrtitatka❤
100% ቀዳምነት ንመን ትገብር ዘይምፍላጥ
❤❤❤❤
ንዓበይቲ ነገራት ወይሓሳብት ምሕላን ምጅማር የዐውትውካ ናእሽቱ ነገራትስ ትሑዛት እዮም ❤
እግዝኣብሄር ይሃበልና
ነመስግነካ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you, we appreciate you.
Thanks Akile ablbna yhdro❤
Thank you so much I really appreciate it.
Thanks for your help ,keep it up .
Thanks Akile hawna for amazing advice ❤❤❤❤❤❤❤
Thsnk you Akle ❤
As always useful🎉🎉🎉🎉❤❤
tanks akile hawey❤❤❤❤❤❤
Akilu don't give a care to z negative comments ..just keep moving on!!! God bless u
Thank you so much 🙏
Good job thank you 🇪🇷
Selamat Akile, entay aynet editing software eka titikem? Melsi kitxihfeley tesfa yigebir
Akile bitaemi nufue Mhari zkone hasab eka teqrb qexlo nufue.❤
Thank you 🙏🙏🙏
ግዜ ክቡር ኢዩ። ዝግዛእን ዝሽየጥን ጥራሕ ኣይኮነን ክቡር ወይ ሑሱር ትብሎ።
Good job❤❤❤❤
Thank you akile 💪🏽
Tanks esa eya ny behake
🙏
Thanks Akile hawna❤❤❤❤
Thank you dear bro🙏
Thanks my smart bro❤
💪💪
ንኩላትና ዝጎተና ደሎ ካብቲ ጉዑዙይ ምሕደራ ሃገርና ዝጀመረ፡ወለዲ ይጠምዩ ገንዘብ፡ሓዉካ ይሰግር ገንዘብ፡ሓዉካ ይምርዖ ገንዘብ እዚ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጸገም ዩ ሶ ነዚ ሰብ ከምዚ ከምዚ ኢልና ምጭናቅ ጽቡቅ ኣይመስለንን ተተካኢሉ ነቲ ኣብ ዓዲ ደሎ ናይ ምሕዋል ልምዲ ወይ ሽግር መፍትሒ ምንዳይ ዩ ዝሓይሽ ተዘይኮይኑ ኩሉ ከላም ፋርቅ ዩ።ኣነ ካብ ኣታዊታተይ 75% ይዕቅቦ የ እንተ ኮነ ግን፡በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ጉዳይ ዘለኒ ክሰድድ ይግደድ ሶ ኣደይ እናሞትት ስቅ ክብል ሓወይ ተኣሲሩ ስቅ ክብል፡ሓወይ ኣብ ኡጓንዳ ኢትዮ ካልእ ኣጥምየ ክእክብ ኣይከውንን ዩ ካልእ ፍታሕ ንድለ ደኣ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌿🌹🌿🤚🤚
I appreciate you
🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏
ኣብ ኤርትራ ግን፡ ንምንታይ እዩ ካብ 6 ክፍሊ ጀሚሩ ብቋንቋ ኩሉ ሳብጀካት እንግልዝኛ ዝምህሩና ፡ ብዘይካ ቶፕ 10 -15 ተማሃሮ፡ ካልእ ክሉ ተማሃራይ ከኣ ምሉእ ሓሳባት ብእንግልዥ ክሰርሕ ዘይክእል ክንሱ እንዳ ፈለጡ ሱቅ ኢሎም ይጎትው ክሳብ ሳዋ😢፡ ኣብዚ እሮፓ ሃገራት ንኣብነት ኣብ ጀርመን ካብ 1- 12 ክፍሊ ዘሎ ኩሉ ሳብጀክት ባቋንቋኦም እዮም ዝመሃርዎ፡ እታ እንግልዝ ቋንቋ ከኣ ንበይና ከም ቋንቋ ትመሃራ,
ይቅረት ኣብ ዘይ መደባ ዘጽሓፋ ዘለኩ ካብታ ፈለም ሓሳብ፡ ዘልዓልካያ ተሞርኩሰ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ።
ዕቤት የለን ብሓወላ ሂወትና ተዳኺሙ ኣሎ ናብራ Europe ከቢዱ ::
Blux nay bhaki nay hiwet memhr eka akile
🎉❤
እታ procrastination ደጊምካ ብኢንግሊዘኛ በለልና 😮 ሓሊፋትኒ ኣይሰማዕኽዋን?
እታ ዝሃብካያ ፍታሕ ግን ኣቕሲናትኒ( ምዕጢይጣይ) ኣኪለ
❤
Thank akile ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾
አብ ጉዳይ ውልቀሰብ አቲኻ ርዕይቶ መሐብ አድላይ አይመስለንን ።ናጀርያዊ ይኹን ካልእ ፣ጉዳይኩም'ባ ዘይትገብሩ ክንደይ home work እንዳሃለወኩም !!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ ቀንዲ ሕማም ኮይኑና ዘሎ ገንዘብና ብ ሓወላ ፈሪሱ ተወዲኡ ግን ቀጽሎ
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤👍👍👍
❤❤❤🙏
Nrska tehabika kab haki tegotitka zeleka intay haki ketestemhr thasb minti hzbka gda nfthi zeytkales
,❤️❤️🙏
ንድሕሪት ዝመልሰካ ድአ ክንደይ ኢልካ ክትጽብጽቦ
እቲ ዝበልኮዮ ኩሉ ምሳይ አሎ
nezen 10 negerat ab hiwetka enteda amalikayen, dhri 5 amet nska kabtom ewitat sebat eka
so Gbero Gbero.........,
❤❤❤❤❤❤😂
👍👌🩵🩵🩵🩵
Was du heute machen kannst verschrieb nicht für morgen.
Akile wgifka !! Zizreb ariesti mis sianka 10 gize degagimka ni hanti topic video tiserhala aleka !! Ata tebelatsi !
ወላ ሽሕ ግዜ 'ንተ ተደጋገሞ እንታይ ጸገም ኣለዎ፧
ሰብ ከምዚ ናትካ ኣቃጫጭ ኣይግበር እምበር ምድግጋም ጌጋ የብሉን ክሳብ ሃናጽን ሓጋዚን ዝኾነ።
ሕበረተሰብና ከኣ ኣዝዩ ብዙሕ መነቓቕሒን መሃርን ሽሕ ግዜ ተደገምካሉ ይውሕዶ እምበር ኣየበዝሖን ኢዩ።