ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩናት እኮ ንዕሊ ኩሉ ዝጠልቦ ባጀት እየ ፡ብዓይኒ ቁጠባ እንተሪኢናዮ ጀርመን ንበይና ካብ ናይ ሩስያ ይዓቢ ቁጠብኣ ስለዚ ኣመሪካ ትሓግዝ ዋላ ኣይትሓግዝ ኣንጻር ሩስያ ክዋጋኣ ክስዕርኣን ሙልእ ዓቅሚ ኣለወን ኤሮፓዊ ሕብረት፡ ምሳይ ትሳማማዕ like
ጀርመን ኣይኮነትንስ ኔቶ ዝገብረኦ ዘለዋ ሓገዝ እኮ ኣይሰረሐን ኣብ ፑቲንስ።
@@snitentertimment8913 ኔቶ ኢዱ ኣይሓወሰን ዘሎ ብኢሎሞ ኣይትዛረብ!
ኣብይ ሪእካዮ ብክምይ ኢያ ጀርመን ካብ ሩስያ ትብልጽ ኣወኡ ክትንብር ትኽእል ኢኻ እዝ ግን ኬናት ኢዩ ምን ዲያ ትዓዊታ ኣይኖት ዲይን ቁጦባውን poloticawen temzabilen zelwa rusiya keytebleni ente ilkani dema ኣስማትኛ ኢካ
💙💙💙💙💙
💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
❤❤❤🎉
❤❤❤❤
እዞም ክልተ መራሕቲ ከይሞቱ ኣብ ዓለም ሰላም የለን።፡ putin & nataniahun
ኤውሮጳውያን ካብ ፍቃድ ኣሜሪካ ወጽየን በይነን እንተ ቀጺለን ዓቢ ጽፍዒት"ዩ ንኣሜሪካ!ኣሜሪካውያን ውን ፍጹም ዝቅበልዎን ዝጸርዎን ኣይኮኑን፧ንቀጻሊ ውን መን ይፈልጥ ድሕሪ እዚ ኩሉ ተጠጂኡ ዘሎ ኩነታት ኤውሮጳውያን ካብ ምስ ኣሜርካ ምስ ሩስያ ዝሓብራሉ ክከውን ይክእል"ዩ!ኣሜሪካ ሕቋኣ እንተ ሂባተን፡ንሰን ውን ኣንጻራዊ መርገጺ ሒዘን ምስ ሩስያ ክውግና ይክእላ እየን!
ኤመርካ ን ኤውሮጳውያን ንዒቃተንን ኣሰልቸናኣን ኢየን ዝመስላ፡ ኤመርካ ምስ ሩስያን ቻይናን ክቲረቅ ትደሊ ዘላ ትመስል!
Ane mes geza dekatat aleku
💙💙💙👍
Hi
🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
Welcome ✌️ fne 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
ኣነስ ፑቲንን ኢሰያስን ፈልየ ዘይርእዮም ፡ ብፍላይ ካብዛ ን'ኣሳድ ዝሕግዞ
ኣብዛ ዓለም ብሓይልኻ ኢያ ትንበር ፡ ወይ እምባ ኹን ወይ ምስ እንባ ተጸጋዕ ኢዪ ሕልና ጠፊኣ ኢያ ደጋፊኻ ተኾይኑ ወላ ቀታሊ ሰብ ይኹን ኣይምልከቶምን ኢዪ ናይ ሎሚ መራሕቲ ረበሖኦም ጥራይ ኢዮም ዝሓስቡ
ኩናት እኮ ንዕሊ ኩሉ ዝጠልቦ ባጀት እየ ፡
ብዓይኒ ቁጠባ እንተሪኢናዮ ጀርመን ንበይና ካብ ናይ ሩስያ ይዓቢ ቁጠብኣ ስለዚ ኣመሪካ ትሓግዝ ዋላ ኣይትሓግዝ ኣንጻር ሩስያ ክዋጋኣ ክስዕርኣን ሙልእ ዓቅሚ ኣለወን ኤሮፓዊ ሕብረት፡ ምሳይ ትሳማማዕ like
ጀርመን ኣይኮነትንስ ኔቶ ዝገብረኦ ዘለዋ ሓገዝ እኮ ኣይሰረሐን ኣብ ፑቲንስ።
@@snitentertimment8913 ኔቶ ኢዱ ኣይሓወሰን ዘሎ ብኢሎሞ ኣይትዛረብ!
ኣብይ ሪእካዮ ብክምይ ኢያ ጀርመን ካብ ሩስያ ትብልጽ ኣወኡ ክትንብር ትኽእል ኢኻ እዝ ግን ኬናት ኢዩ ምን ዲያ ትዓዊታ ኣይኖት ዲይን ቁጦባውን poloticawen temzabilen zelwa rusiya keytebleni ente ilkani dema ኣስማትኛ ኢካ
💙💙💙💙💙
💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
❤❤❤🎉
❤❤❤❤
እዞም ክልተ መራሕቲ ከይሞቱ ኣብ ዓለም ሰላም የለን።፡ putin & nataniahun
ኤውሮጳውያን ካብ ፍቃድ ኣሜሪካ ወጽየን በይነን እንተ ቀጺለን ዓቢ ጽፍዒት"ዩ ንኣሜሪካ!
ኣሜሪካውያን ውን ፍጹም ዝቅበልዎን ዝጸርዎን ኣይኮኑን፧
ንቀጻሊ ውን መን ይፈልጥ ድሕሪ እዚ ኩሉ ተጠጂኡ ዘሎ ኩነታት ኤውሮጳውያን ካብ ምስ ኣሜርካ ምስ ሩስያ ዝሓብራሉ ክከውን ይክእል"ዩ!
ኣሜሪካ ሕቋኣ እንተ ሂባተን፡ንሰን ውን ኣንጻራዊ መርገጺ ሒዘን ምስ ሩስያ ክውግና ይክእላ እየን!