ጥዑም ዜና ካብ ማእከላይ ምብራቅ ስምምዕ ሰላም ተፈሪሙ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 17

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 12 วันที่ผ่านมา

    ፋኒቲ ጥዑም ይሃብካ thanks for sharing 👌

  • @wolderufael
    @wolderufael 13 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ዜና ብጽቡቕ ኣቀራርባ! የቐንየልና

  • @sulemansalih7344
    @sulemansalih7344 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 13 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @Yesusemunarkilbey
    @Yesusemunarkilbey 13 วันที่ผ่านมา

    Fnan habibi kerenawi

  • @ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ
    @ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ 13 วันที่ผ่านมา

    ጥዑም ክጥዕም ንዝጣዓሞ'ዩ ግን !

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 13 วันที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 12 วันที่ผ่านมา

    ፋኒ ሰላም
    እዚ ብዛዕባ ዝብሃል ዘሎ ኣፍሪካ ኣብ ክልተ ክትምቀል East Africa rift valley ዝባሃል ድማ ክፍጠር'ዩ ይባሃል ኣሎ
    ወስ በለና ኢኻ

  • @africamymom5163
    @africamymom5163 12 วันที่ผ่านมา

    Ezese system eyu mes muslim sunni koynom china keharmo elom eyom selam yegebru zolowu gen china ketebolom eya muslim sinni asha aykonen. Soviet union teteqemolu heje gen ech mebal eya balom merebawean keydom yewegu

  • @SirakMekonen-x4r
    @SirakMekonen-x4r 13 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ድካ ይውድኡ ድሓር ሰላም ይብሉ ሕጂስ ኣስራኤል እንታይ ከሲራ ዶ ከሲባ still ሓማስ ኣሎ😢

    • @weditafere8721
      @weditafere8721 13 วันที่ผ่านมา

      Abey alo?😅 ab esurbet dika nerka?

    • @SirakMekonen-x4r
      @SirakMekonen-x4r 12 วันที่ผ่านมา

      @ ኣንታ ሓወይ ምስ መን ድያ ስምምዕ ትገብር ዘላ እስራኣኤል

  • @SalhAritri
    @SalhAritri 10 วันที่ผ่านมา

    ይገርም ኣብ ዓለም ይኸዉን ዘይትብሎ ይኸውን ኣሎ ኢስራኤል ኡዙኹሉ ድጋፍ ናይ ዓረብን ኣውሮጳን ኣመሪካን እካ እተደገፉዋ ኢስራኤል ካብ ኣደታትን ህጻናትን ካብ ምቅታል ሓሊፋ ዘፍረየቶ ነገር የለን በይና ወይ ኣመሪካን ኢስራኤልን ጥራይ እንተ ዝኾነ እንታይ ምራኣነ ነበረያ ነበረ ኢስራኤል ምራኣና ይገርም 76 ቢልዮን ክሳራ ወይ ወጻኢታት ገራ ንሓማስ ንምጥፋእ ክክክክክክክክ ይገርም

  • @YonasHabtom-w8f
    @YonasHabtom-w8f 13 วันที่ผ่านมา

    ኣሽሓት ንጹሃን ህዝቢ ኣጥፍኢካ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 13 วันที่ผ่านมา

      Ewe.gn selam mgbar hji ewun xebuk eyu.dew mbal eyu eti zeabeye neger.kulu resieka hiwet mkxal eyu

    • @yonaskidane-mz8yl
      @yonaskidane-mz8yl 12 วันที่ผ่านมา

      emo hji ykexil eti kunat dika tbl zeleka😂😂

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 12 วันที่ผ่านมา

      @yonaskidane-mz8yl kemu eyu zmesl hasabu kkkkkkk.