#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 122

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  วันที่ผ่านมา +10

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እስታልን ጀግና. ቀፅሎ ረቢይ. ይሐልኻ. ተስፋ ትግራይ. አቃልዐዮም. እዞም. ጉሒላ ባንዳታት ትግራይ. ትስዕር. ትግራይ. ልቅድምት❤❤❤❤❤❤

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem วันที่ผ่านมา +8

    ዝዝረፍ ዘሎ ወርቂ ትግራ ተሓተትቲ ፃድቃንን ጌታቸውን እዮም

  • @meazaabreha
    @meazaabreha วันที่ผ่านมา +8

    ስታሊን ኣይዞኻ ፍትሒ ኣብ ቐረባ እያ።

  • @Kedija-s4y
    @Kedija-s4y วันที่ผ่านมา +5

    ቐፅለሉ እስታሊን ጌታቸው ንታሪኩ ከይበል እምበር ትግራይ ክትሓልፎ እያ

  • @HilihaylaybarpryvhoeMagla
    @HilihaylaybarpryvhoeMagla วันที่ผ่านมา +4

    አሰታልን ጅግና❤❤

  • @BrzafgrmayGebru
    @BrzafgrmayGebru วันที่ผ่านมา +5

    እየ ስታሊንዋይ ዕድሜ ይሃብካ ፀላኢኻ ዓይኑ ይፍስስ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ውድቡ ዘይፈልጥ ሰብ እዩ ጌታቸው ።

  • @ተክለመዲሂንአለሰዉ
    @ተክለመዲሂንአለሰዉ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ጅግና ተቃላሳይ ፈታዊ ሕዝቡ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s วันที่ผ่านมา +3

    🎉❤🎉❤🎉እስታልን ጅግና 🎉❤🎉❤🎉

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሚድያታት ትግራይ እኮ ባዞ /ፖፖ/ ግምት ካብዝኾና እኮ ፀኒሐን እየን

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸዉ ትግራይ የጥፋአ አሎ ከም ዘይላ

  • @negistieteklue5971
    @negistieteklue5971 วันที่ผ่านมา +3

    እድመን ጥኦናን የህብካ❤❤❤🙏

  • @gedlitigray
    @gedlitigray 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣይ ጌታቸው ከምዚ ኣፍቃረ ስልጣን ኣይመስለኒን ነይሩ። ምቑሉል ፈን ፈታዊ ይመስለኒ ነይሩ ግን ካብ ጻይቃን ዝገደደ እዩ

  • @salbog7936
    @salbog7936 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጸጸራት!

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb วันที่ผ่านมา +2

    ስታሊን ጅግና

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ኣበርቲዕካ ቀጽሎ
    ኣብትግራይ ዘይተነግረ እምበር
    ዘይተገብረ ስለዘየለ ኣብጎድኒ
    ህዝብኻ ምዃን ዘሐብን ስራሕ'ዩ
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 วันที่ผ่านมา +4

    Getachew must go!!!!

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 วันที่ผ่านมา +4

    ሳኒታይዘር እማ ሪእና ስእንናዮ ብሰንኪ እኒ ፃድቃን

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ วันที่ผ่านมา +6

    ጨምላቅ ሰካራም ዝንግሪር ጌታቸው ካብኡ ንላአሊ ወንጀለኛ 400 ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ዝሰደደ ጋዓጋዓ ሰካራም ለቆታ ክዛረብ አየሓፍረን።

    • @fisahaTadese-k2c
      @fisahaTadese-k2c วันที่ผ่านมา

      ዘረኛማት ጉሒላታት ኾነኩም ሰንሰን ኣብኹሞ ህዝቢ ትግራይ ሰራቆ ወርቂ ጉሒላታት ድሕረይ ዳንደር ኣይብቆላ ዝባሃል ከብቅዕ ኣለዎ ሓጥያት ህብቢ ትግራይ ኢኹም ቃል ብቃል

    • @rahwag.6888
      @rahwag.6888 วันที่ผ่านมา

      እቶም ገበነኛታት ሰዲዶም
      ብዘይ አሻራ
      TDF ግና እጥቁ ንኽፈትህ አሻራ
      እንታይ ይባሀል?
      መህዘን እዩ

  • @HAILAYTeklay-v1b
    @HAILAYTeklay-v1b 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Stalin ጀግና

  • @danielgebreyohans-p1s
    @danielgebreyohans-p1s วันที่ผ่านมา +1

    Long TPLf

  • @hailetesfay5413
    @hailetesfay5413 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ስታሊን ጅግና

  • @ZeslassieZerabruk
    @ZeslassieZerabruk 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እቲ ኣራት ካሎ ዘሎ ቆልዓ ኢልካ ቀሊድካ ኮይኑ ግና 1.2 ሚሌየን ህዝቢ በሊዑልና

  • @gedlitigray
    @gedlitigray 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትኽክል ሳኒታይዘር ደጺ ዝብል የለን ሎሚ

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ናብ ሕጊ ይቅረብ ወንጀለኛ እዩ

  • @እሙአብዱእረህማንወሎየዋ
    @እሙአብዱእረህማንወሎየዋ วันที่ผ่านมา +2

    እስታሊን
    ቋቋህንም
    ባላውቀው አሁንነቅተሀል
    የትግራይ እናቶች እየተራቡ ወረቁን ማነም ይጫወትበታል
    ለምን የትግራይ ወጣት አፈሙዙን አዞሮ ለወረቁ መዋታት አለበት የአማራ እናት እና የትግራይ እናት ከኩራዝ አልወጡም
    ወረቅን ያህልንብረት በቻይና እያስወጡ ወደውጪ ያሸሻሉ

  • @HTT6892
    @HTT6892 วันที่ผ่านมา +1

    6:15 ''እዛ ጃኬት እዚኣ ቃሕ ኢላትኒ እያሞ ሃበኒ ተይሉኒ ...'' ጌቾ ጽጋካ ልክዕ ዝሰኣነት ትመስል ...

  • @BrzafgrmayGebru
    @BrzafgrmayGebru วันที่ผ่านมา +1

    ቅፅል እባ እልና እስታሊንዋይ

  • @azmeratamene7068
    @azmeratamene7068 วันที่ผ่านมา +1

    Ageka.

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 วันที่ผ่านมา

    Big. MOUTH. Eze. Eko. Kabe. Mejemreya. Jemerome. Eyoume. Tegageyoume.Sejemere. Eyu. Mafeya. Neru.So. Gena. Buzuhe. Shegerate. Ne. TIGERAY. Kemetseae. Eyu.

  • @meyekasa5478
    @meyekasa5478 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን እና ጌታቸው 💪💪💪

  • @AsmeBelay
    @AsmeBelay วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ገይሩ

    • @marta-kt1vw
      @marta-kt1vw วันที่ผ่านมา

      ማለት?

  • @HizkiasHiyokiyes-it6br
    @HizkiasHiyokiyes-it6br วันที่ผ่านมา

    write you are!! we are tigrians ስታሊን go on.

  • @meleskidane9695
    @meleskidane9695 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቁልፍ መልሓስ

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ วันที่ผ่านมา +3

    እኒ ጌታቸውን ፃድቃንን ፍዒ ፊዕ ኢሎም ፀጊባም ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት እንዳሞተ ነዚኦም ወንጀለኛታት።

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru วันที่ผ่านมา

    Merahi ewun zsane eba hawey

  • @yaredtesfom2962
    @yaredtesfom2962 วันที่ผ่านมา

    💙 much love kab meley boy

  • @mebratuabadi7957
    @mebratuabadi7957 วันที่ผ่านมา +1

    ውይይይ ብፍላይ ብዛዕባ እቲ ሓፂን መፂን ክተልዕሎ ከለኻ ብጣዕሚ እዪ ዘሕመካ

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem วันที่ผ่านมา +1

    ናይትግራይ ፖለቲካ ፃድቃን ቀቲልዋ ሓድንት ተጋሩ በቲንዎ ፃድቃን ብታሪክ ትግራይ ተሓታቲ እዩ

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋

  • @gerie-t14
    @gerie-t14 วันที่ผ่านมา +1

    እስከ ሚዛናዊ ተኾይንካ ሓንቲ ጉዳይ ስለዝኾነ አመራርሓ ካብ እኒ ደብረፅየን አቅርብ

  • @samsonesaias-wv7vr
    @samsonesaias-wv7vr วันที่ผ่านมา

    አይይይ😢

  • @RezeneBayru-c1x
    @RezeneBayru-c1x วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush9726 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ JSTS ዝመርሕ ገባር ህዝብና ትግራይ ክመርሓ ይደሊ ቢ ፖለቲካ ብስለት ገባር ህዝብና ብፖለቲካ ብስለት ካብ JSTS 100 % ሐቂ እየ ኣነኮ ዝገርመኒ እቲ ኹሉ ሙሁር እየ ባሃሊ ኣብ ትግራይ ማዓት ፕሮፌሰራት ማዓት ዲግሪታት ዘሓዙ ሙሁራን ኣብ JSTS ድዮም ተወዲቦም ዝኒሄው ኣንቱም ናይ ትግራይ ሙሁራን ኣቋሙኩም ኣፍልጡ ኩሉ ሙሁር ትግራይ ናይ JSTS ኣባላት ኢና እንተልኩም ትግራይ ክትሕመስ ትገብርዋ ዘለኹም ሐላፍነት ክትወስድዋ ኣለኩም ኣይ ንሕና ናይ ትግራይ ሙሁራን JSTS ናዓና ኣይውክለናን እንተልኩም ልዕልናኹም ኣፍልጡ ብጣዕሚ መሕዘንቲ ሙሁራን ሱቅ መሪፅኩም ፃድቃን ኣውርድዎ ኣይትሓሙሱና

  • @محمدعلي-خ8ح6ض
    @محمدعلي-خ8ح6ض วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍

  • @ZeslassieZerabruk
    @ZeslassieZerabruk 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሜን ምዕራብ ዘማሕድሮ ዘሎ እቲ ዓሌታዊ ጉጅለ አደመ እዩ

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem วันที่ผ่านมา

    ጀነራላት ትግራይ ንጌታቸውን ፃድቃንን ስርዓት ተዘይኣትሒዝኩምዎም ህዝቢ ክወቅሰኩም እዩ

  • @AberashGessese
    @AberashGessese 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew acts like Mengistu Hailemariam during his final days in power, particularly in his speeches.

  • @tsehaygebreleul207
    @tsehaygebreleul207 วันที่ผ่านมา

    ❤✈️👍👌❤️

  • @ZeslassieZerabruk
    @ZeslassieZerabruk 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን እዚ ኹሉ ዓገግ ዘብለካ ዘሎ ተፈሊጡ እዩ።ደብረፅዮን ዳግም ኣይምለስን።game over

  • @AbrhetDesta-y4u
    @AbrhetDesta-y4u วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ዓታ 2 ቲዖም ዓየድልዮን

  • @abdayuabaygm2394
    @abdayuabaygm2394 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ አመራርሓ ትግራይ እምበር ካብ ሕዝቢ ትግራይ አይመስለኒ ስታሊን ሓወይ !!

  • @ZeslassieZerabruk
    @ZeslassieZerabruk 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታላን ኣይትፈክር ? እንዳፈከርካ ኔርካ ኮይኑ ግና ትግራይ ኣብዚ ወዲቃ

  • @meyekasa5478
    @meyekasa5478 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብረፅዮን የመከራ አንቴና የት ተደብቆ ነው😂😂😂

  • @AlemuTiku-k5d
    @AlemuTiku-k5d วันที่ผ่านมา +1

    እስታሊን ኣዞቅ ቦዞቅ ተዘይ ትብል ይሓሸካ ናብ ህዝብኻ ወግን ዅሎም ግደፎም ንጌታቸዉ ንምርካብ ከምል ፃድቃን(ጀኔራል) ዝመሰሉ ክትኩንን ከለኻ ንኻድኻ ሓድርካ ናብ መትከልካ ትመከስ አዲ ታባርኣ አለኻ

    • @marta-kt1vw
      @marta-kt1vw วันที่ผ่านมา

      Good the people have to know the truth. Thank you Stalin

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem วันที่ผ่านมา

    አታ ዓንጃል ጌታቸው ረዳ እቲ ሌብነት ንስካ እትመርሖ እዩ ንማንም አይትልጥፈሉን

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 วันที่ผ่านมา

    🫶🫶🫶👐👐🫶🙏🙏🙏🙏🙏👐🫶🙌

  • @meyekasa5478
    @meyekasa5478 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የ ኮሪደር ልማት is loading in mekele

  • @ሰሌንውሃራያ
    @ሰሌንውሃራያ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለወጢ አሎ ትብል ኢኮ ነይርካ አበይ እሞ እቲ ትብሎ ዝነበርካ ለውጢ ፈስፋስ አይትኹን

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru วันที่ผ่านมา

    Merahi zfetir eko Hzbi eyu . Enkan ab Tigray ab kalie eka hadush merahi yifter eyu.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eta nay tedemneral menfes ab tigray kemhadush weliomalew

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 วันที่ผ่านมา

    Ps. Ps. Ps. BE. RESPECT. HIZEBENA. NESEKATEKUME. ZETECHEMALEKUME. NEZE. KUBURE. HIZEBENA. AFEKUME. AYETEKEFETU. STOP.

  • @anteneh41
    @anteneh41 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Leba neh

  • @getachewtekayu1442
    @getachewtekayu1442 วันที่ผ่านมา

    አታ ደነዝ ትክክክል ዘግብ ዘረኛ አይትኹን

  • @hajiahmednurabreha5888
    @hajiahmednurabreha5888 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሠላም እስታሊን አታ ወዲ በጀኻ ምውጋን ግደፍ!ነግሬካ ለኹ ድህሪ መለስ ብዘይ ሙስና ዝትፈጠረ በሊህ ጌታቸው ረዳ ጥራህ እዩ!!አይኒ ዓለና እቶም ብልየነራት ሰብ ስልጣን ካብአኻ ንላዕሊ ንፈልጦ ኢና አምስሊኻ ብሐሶት አይትዛረብ!!!

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Remove getachew

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ኣብትግራ መፍትሒ ክመፅእ ኣብትግራይ ዓብይ ናይ ህዝቢኮንፈረንስ ክፅዋዕ ኣለዎ ህዝቢ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ክውስን መድረኽ ክፍጠር ኣለዎ።

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru วันที่ผ่านมา

    Nsu ewun alewo malet diyu?endhir kulu ab wenjel tesatefay koynu maletey eye

  • @FitsumHaile-bz4bf
    @FitsumHaile-bz4bf วันที่ผ่านมา

    ክርቢት ዝኮንካ ሰብ ኢካ ስታሊን

  • @tesfuhilu5401
    @tesfuhilu5401 วันที่ผ่านมา

    Abedehal stalin

  • @mekonendesta9531
    @mekonendesta9531 วันที่ผ่านมา

    ሓቅኻ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    H

  • @fessehatesfamichael7700
    @fessehatesfamichael7700 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ሓደገኛታት ዝኾኑ ከሓድቲ ምቅላዕ ካብ ቴዲ ፀጋይ ተማሃር ።መን ኦዲተር ገይሩካዩ ጌታቸው ረዳ ኣብስርቂ የለን ትብል? ካልኣይ ግዜኻ ባዕልኻ ንባዕልኻ እናዋጋዕኻ ኣይተጥፍእ ። ዜናን ትንተናን ፈላልዮ ።

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 วันที่ผ่านมา +1

    ዛራ ሚድያ ❤❤❤❤❤❤❤❤ እስታሊን ጀግና ዓንዲ ሐፅን ህዝብና❤❤❤ ብርትዕ❤❤❤

  • @EbH767
    @EbH767 วันที่ผ่านมา

    Does he know he is ጊዚያዊ። He speaks as if he stays in power forever. Shame on him

  • @AlulaHab
    @AlulaHab 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን ለካ ዑቡድ ካልቢ ኮኑኡ እዩ ንህወሓት ሓዊ ዘእተወላስ ጀነራል ፃድቃን እዩ እልዎ ግን ህወሓት ኣይኮነን እልዎ ሓቅካ ድቅዓድዋ ጥራሕ እዮም ተጋድሎም ኢካ ትብል ዘለካ ካልቢ ዓድዋ ተሐሽካ እበር ህወሓት ዝበተና ሓውካ መለሰ ዜናዊ እዩ

  • @kassazegeye269
    @kassazegeye269 วันที่ผ่านมา

    እሞ ሓቁ እንድዩ እንዳ ህወሓት ዓብይ ኸብዲምበር ዓብይ ሰብ የብሎምን ንስኻ እንተኾነውን ክንዲ ምስ ህዝብኻ ምስ ከብድኻ ኢኻ ትውግን ዘለኻ ካልእ ተሪፉስ ፋኖ ጅግና ወዲ ህዝቢ የብለካሎ ወይ ጊዜ ሕማቕ

    • @wewe5688
      @wewe5688 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፋኖ እወ ጀግና ንአብይ ፈጥ ፈጥ አቢሉ ዘሎ፡ ከማኻ ነጻነት ትግራይ ክትብል ጸንሕኻ ሕጂ ኢትዮጵያዊ እየ ክክክክክክ

    • @kassazegeye269
      @kassazegeye269 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@wewe5688 መን ሽምካ እዚ ናይ ተጋሩ እዩ ኪድ ናብ ድፋዕኻ እሞ ከማኻ ተደሚርና ኢና ናበል ከም ቅጫ ኣይንገላበጥን ያላ ኣዝልቕ

  • @Segar-Media
    @Segar-Media วันที่ผ่านมา

    Dear stalin, until when do you stay silence why do you advocate like jawar to stop our Golds???

  • @Mahari-f2c
    @Mahari-f2c วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂

  • @GereziherGebremedhin
    @GereziherGebremedhin วันที่ผ่านมา

    ዓጀውጀው ተወላይ ናይ እንዳኣደመ ጠበቃ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ተብታባ ሐሳዊ ከንደይአደኻ ትሕስዊ ?አቱ ደናቂ ትግራ በዘራ ትርጕም የብላን ድሕር ሒዚኻ ራያ ብአኺረፘቲ አድዋ አይትምራሕን ተስፋኹ ቁረፁ

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط วันที่ผ่านมา

    🦓🦓🦓🦓👎👎👎

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط วันที่ผ่านมา

    🤮🤮🤮🤮🤮🤮👎👎👎

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w วันที่ผ่านมา

    እቲ ወዲ እገለ እዩ ትብሎ ዘለኻ ናይ ዛርቲ ግደ ዝብሃል ዝወስድ እዩ ወይ ግደ ጌታቸው አሰፋ ዝብሃል እዩ።ስለዚ መንግስቲ ከይሓስካ የትም አይትበፅሕን።

  • @GoshuGoitom
    @GoshuGoitom วันที่ผ่านมา

    stalin hasawi niskawin tekeyrka eka hanti maeti alielku
    mo zeytifeltu hzbi eko alo gn zereagnatat slezkonkum aytilelwo lekibatat ekom gn dahan enda sbahat

  • @-vr8un
    @-vr8un วันที่ผ่านมา

    ኢስታልን ማለልት 😂

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 วันที่ผ่านมา

      ችድ ፅግተኛ ጉጅለ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zara............MEDIA.............NETWORK
    ......TG.............CITEY............COUNTRY
    ...

  • @ALemweldemaryaimMezgebo
    @ALemweldemaryaimMezgebo วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gerie-t14
    @gerie-t14 วันที่ผ่านมา

    እስከ ሚዛናዊ ተኾይንካ ሓንቲ ጉዳይ ስለዝኾነ አመራርሓ ካብ እኒ ደብረፅየን አቅርብ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤