ዑደት ጀርመናውያ ናይ ማዕድን ኪኢላታት ኣብ ኤርትራ Mining Experts From Germany Visit Eri Kerkasha Alpha Exploration
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024
- Miningscout delegation has been invited to visit the Gold Mining Exploration Projects of Alpha Exploration Ltd. (TSXV: ALEX; Frankfurt: J0C; ISIN: VGG3198S1074; WKN: A3DLBX) in Eritrea, at the Red Sea region in the Horn of Africa
#Eritreamining2024
#Kerkashaproject
#AlphaExploration
#GoldMining
#BishaGoldMiningEritrea
#ZaraGoldMiningEritrea
#AsmaraprojectGoldMining
Thank you for latest information about mining in Eritrea.keep up good job.
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
You are so good! Very educational! Keep it up.Your presentation is amazing
Thank you so much!
🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
It's timely and useful info.
Good job.👍🏼🇪🇷❤️
Thank you!
Thanks for your shopping 🙏 Asmera Abay edi Erey shikor 🇪🇷 very interesting your information
Thank you too
Thanks for the info
Tanqu ቀጽሎ ወዲ eri 🇪🇷🇪🇷🙏👌.
Well put bro, keep it up the good work 👏❤🇪🇷
Thank you! Will do!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
Alpha Exploration is Canadian company eu.
That is right. I have mentioned that in my previous video. They are registered in the British Virgin Islands.
Thanks Brother and God bless you 👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🪻🪻🪻🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿
Amen 🙌
እንቃዕ ዳሓን መጻካ ወደ ኣስመራ ኣስሊ ከም ኩሉ ግዜ ሃናጺ ዝኮነ ሓበሬታ እየ::👌👌👌
❤❤❤❤❤
Thank you wedi ery 🇪🇷♥️
You welcome!
ዋዉ ዋዉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኤርትራ ወርቒ ብወርቒ ኮይና።
ዋላ ብስፖርት ሳይክል ወርቒ ብወርቒ ኮይና 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷
ኣበይ ወፍሪ ክንገብር ንክእል ድሃይ ኣይተጥፍእ
نتمنى خير فيا بلدنا 🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ነመስግን
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ግሩም ሐበሬታ ንዓለምና መሲልና ዘሕጉስ ዜና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🤣🤣🤣🤣🤣
ተመሰገን🙏🙏🙏 ሐጎስ ያሰማአካ ሐውና ደቂ ኤረይ አጆኩም አዚአ ኩሉ ሳላ ሰውአትና ሳላ ቆራጽ ዝኮነ መንግሰትና ምሰ ሕዝቡ ኮይኑ ዝተረከበ እዬ ንዚአ ካይንበጽህ እድዬ እዚኩሉ ዝገበሩና ህሰቡዎ ዪናይትኔሽን ዝባሐል ሌባቶት አቲዬም እተዝኮውን እዚ ኩሉ ሐፍትና ቦርቢሮም ይወሰዶዎ ነይሮም ፈጣሪ አይገደፈናን ንኩላቱኩም ደቂ ኤሬ ጀጋኑ ተሐበኑ ድካምኩም ብከቱ አይተረፉን ተመሰገን 🙏🙏🙏 ዘላለማዊ ክብርን ሞጎሰ ንሰውአትና 💐🌿💐🌿
ምብዛህቶ ኣብ ትግራይ፡
እምኒ ኣይኮናን ዝበልና ወርቂ ወርቂ🤣
ኣመሬት ትግራይ እዩ ብዝይ ተጋሩ ስምምዒ ኣይኮውንን፡
ኣብኩሉ ምብራቕ ኣፍሪቓ ኣሉ፡ ምስ መን ተስማምዖም እዮም? ብግሎም ዲዮም ውይ ምን ክፍሉ ኩንትራት ዝሃቦም እዩ?
Men emo kikoxaxerom eu dehar wefri ente zgebru meadin dea meas kexalinet alowo
I am
❤❤❤
ብዞም ሱሱዓትን ተለኣኣክቶም ዝተገበር ምፅነትይ ህዝብይ ትግራይ ከብይድ ዋጋ ከክፍሎም እዩ፡ ንህዝብይ ትግራይ ዋና ዝገዲሶ ሃሪሱ ዝብልዕሉ መሬት እዩ ካብ ውሪቕይ ዲያማንት ስፋሪይ፡ ክሥብ ህዝይ ውሪሩ ህዝዎ ዘሎ መሬት ትግራይ ክውፅእ ይህሾ ምፅነትይ ገበነኛ መንግስትይ ኢርትራ፡ ክብልዕለይ 😂😂😂 ኣብ ዋጋ ህይውት ምን?
ሰነፍ ጀርመናዊ ማዕድን ናይ ሃገርካ ክፍሕረልካ ባዕልካ ዘይትሰርሖ ድኹም ሓንጎል።
ፕውውው፡ ኣብየት ድንቁርና። እስኪ ሓንቲ ኣፍሪቃዊት ወይ ዓረባዊት ሃገር ባዕላ ማዕድና ተውጽእ ሃገር ንገረኒ፡ ብኣፍካ ኩሉ ቀሊል'ዩ ንባዓል ከምዚ ከማኻ። ኣነ ኣብዚ እንታይ ኣሎ ኣብታ ሃገር ይሕብር ኣለኹ። ክተውጽኦ ትኽእል እንተኾይንካ፡ ኪድ ኣነ ከውጽኦ እየ በሎም። ሳይንስ፡ ቴክኖሎጂ፡ ካፒታል (ገንዘብ) ኩሉ ዘለካ ኢኻ ትመስል።
@@AsmeraAbayግደፎ ድኣ ዱንቁርና ኢዩ ዘለዎ ።
እሞ ንሱ እየ ዝብል ዝለኩ።እቲ ሕመቅ ናይ ኤርትራዊ ( ብዛዕባ ኤርትራ ንዛረብ ስለ ዘለና) እየ ዝነግረካ ዘለኩ። እቲ ማዕድን እንጂነራት እንዳሎም ዘውጽዎ፡ግን እንጂነራት ከፍሪ ዝክእል ኮለጃት ወይ ዩኒቨርስታት ኣለካ ድዩ? እቲ መሳርሒ ንብረት ገዚእካ ዝመጽእ እዩ። ኣብ ገዛካ ዘሎ ሽሻይ ከመይ ከም ዝብላዕ ጻዕዳ መጽዩ ክነግረካ'ሲ ናይ ሞት ሞት እዩ።
እወይ እንታይ ዝበለ ድንቁርና እዩ በጃኻ ተመሓር አንብብ እንድሕር ፊደል ቆፂርካ በጃኻ
አየ አነስ ኦቲ ድኖቁራኩም አብ social media ወጽእኩም ብጸርፊ ትገልጹ ከምባዓል ንስካ ሕፍረት ዘይብልካ ናይ 21 ክፍለ ዘመን
ማዕድን ከተውጽእ ከምቲ ብአፍካ ትህውትቶ ከይመስለካ
you need money man power technology and so on but people like you with no knowledge except bad mouthing nonsense nothing to offer
🤮🤮🤮
ልሐሶ ንብአልካ ልማድ ሰለዞለካ ድርባ ጅንት
ብጀካ ብህግደፍ ክልእ ዝረብሓሉ የለን
ሓታፍ ሕግደፍ ሕዝቢ ኤርትራ እዮ ተተረዲኡካ። ደይስራሕካሉ ክትበል ደሊካ ከምቶም መወልትኻ ጥሙይ
@@Semay125 በጃካ ሕፈር ድርባይ ስድተኛ
@@thanksgod8398 ህግደፍ ይርብሓሉ ኣይርብሓሉ ንዓካ እንታይ ይምልከተካ ድርባይ ነቲሕ
@@yonaskidane9179 ንስካ ከ እንታይ ይምልከተካ
❤❤❤
❤❤❤