EMNA1 ወያነ፡ "ክሳብ ዝደልዎም'ዮም ኣሕዋት ኢና ዝብሉና ዘለው። ክንኣምኖም የብልናን" ሌኮ ባህታ ሚካኤል ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024
  • EMNA1 ወያነ፡ "ክሳብ ዝደልዎም'ዮም ኣሕዋት ኢና ዝብሉና ዘለው። ክንኣምኖም የብልናን" ሌኮ ባህታ ሚካኤል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
    #eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

ความคิดเห็น • 67

  • @edkihaedkiha9640
    @edkihaedkiha9640 2 วันที่ผ่านมา +3

    GOD bless & protect Eritrea.

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 วันที่ผ่านมา +2

    Jegna Ephraim Gide God bless you 🙏❤

  • @tinsakidane2023
    @tinsakidane2023 2 วันที่ผ่านมา +2

    Emna1 thanks 👍👍👍 bizuh Zimihiru Alowuna Des Zebilyu🎉🎉

  • @awethabtom7937
    @awethabtom7937 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you my home Eritrea 🇪🇷

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 2 วันที่ผ่านมา +9

    ሽሕ ተኮነ ሕያወይ።
    ኣይትእመን ትግራዋይ

    • @dana.j9062
      @dana.j9062 2 วันที่ผ่านมา +1

      ተጋሩ ኣብ ታሪኽ እሙናት ወይ ሕያዎት ኮይኖም ኣይፈልጡን።

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንትግራዋይ ኣብአልኣዮ አምበር እይተህደአሮ Yebelu Abotatena Lekimeka Metan Keykeyed

  • @tseguteklemikael-f5x
    @tseguteklemikael-f5x วันที่ผ่านมา +2

    ኣየረሳናዮን ዘሓለፈ አይክንርሰዮን ኤና ከኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪

  • @simontewelde177
    @simontewelde177 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrawnet kubur mannet ✊️ 💪 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 2 วันที่ผ่านมา +6

    መርሐባ ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ኩሉ ጊዜ ብሃንቀዉታ ንጸበየኩም ኤፍሬም ሐውና አምላኽ ይባርኽካ ሐርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ምሰ ሙሉእ አኽቡሮት ተሪኽ ገድሊ አብ ምጽሐፍ ትገብሮ ጻዕሪ የቐንየልና 🙏🙏🙏👍👍👍♥️♥️♥️♥️✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 วันที่ผ่านมา

      ምዝመዛ!
      ብሓቂ ከምዚ ሓርበኛ ተጋዳላይ ባህታ ወዲ ሳሕለ ዝበሎ፡ ጎሓሉ ወያነ ፍትሓያን ዘይኮኑስ ብልሽዋት ነጋዶ ኢዮም! ኮታ ዓቅምን መዛምርትን ኣከደምትን እንተረኪቦም፡ ከምቲ ብርእሰማላውያን ዋዕላ በርሊን ምጉዝዛይ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መውዳእታ ዓሰርተ ትሽዓተ ክፍለዘመን ዝተካየደ፡ ንሳቶም ውን ንቀርኒ ኣፍሪቃን ኩኒኡን፡ መቃቂሎምን ኣናቂቶምን ወሪሮም ክዘምቱ ጌና ኣየናሕስዩን ኢዮም።
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @saeedyehdego4835
    @saeedyehdego4835 2 วันที่ผ่านมา +1

    God bless eritrea

  • @zahaykassette8094
    @zahaykassette8094 2 วันที่ผ่านมา +2

    Selami EFREM GUIDE MERIHABA DEKI EREYY NIBERI KIBER ERITREAW SHABIYA 👨‍🦯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlayGere
    @AlayGere 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፋር ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ነዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣቅሪብካ ታሪኽና ክንፈልጥ ተገብር ዘለኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍👍💯🎉🎉🎉

  • @SelamAlazar-p8y
    @SelamAlazar-p8y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you 🙏 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @salembeyene6239
    @salembeyene6239 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @negusebelay4012
    @negusebelay4012 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤neguse❤BELAY❤

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina 2 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤️❤️❤️👍🏽

  • @slm1341
    @slm1341 2 วันที่ผ่านมา +2

    100% ትኽክል፡ሎሚ ካብ ዝሓለፈ ተሞክሮታት ዘይንመሃር እንተኾይና፡ብጥልመት ስወኣትና ኣብ ታሪኽ ከሕትነና እዩ ብርግጽ።

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AziebAbraham
    @AziebAbraham 2 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 วันที่ผ่านมา

    Thank you Bahta

  • @samdebesay4505
    @samdebesay4505 2 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️👏👏👏❤️🇪🇷

  • @adhanetkidane1567
    @adhanetkidane1567 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks

  • @Weldezghi
    @Weldezghi วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GebremariamTesfamariam-yx3fu
    @GebremariamTesfamariam-yx3fu 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @negusebelay4012
    @negusebelay4012 2 วันที่ผ่านมา +2

    Like❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonas5644
    @yonas5644 วันที่ผ่านมา +1

    😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷👑👑👑

  • @Brightmorningstar12
    @Brightmorningstar12 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    As always great work thank you for sharing ❤

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam4122 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfuniguse1337
    @tesfuniguse1337 2 วันที่ผ่านมา +2

    Kulatna ab aserkum

  • @SelamAlazar-p8y
    @SelamAlazar-p8y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 2 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ምስ ኣሸቀልታ ኮይና ልኡላውነት ኤርትራ ንምድፋር ከይደቀሰት ትሓደር ጭፍራ ወያነ ብመንደላይ ሓንሳብን ንሓዋሩን ካብ ገጽ ምድሪ ተፋንያ እያ። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 2 วันที่ผ่านมา +3

    ከምቶም መርዛማት ካንሰር ወያነን ህዝቦምን ድሕሪ እቲ ኣብ ታሪኽ ኣብ ልዕሌና ኤርትራውያን ዝገበርዎ ዳግማይ ክትኣምኖ ከቢድ፡ ደጊም!!🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ኢፊ ሐውና ምስ ኩብር ብጻካ ❤🇪🇷❤ንትግራዋይ አድርሮ በር አይተሕድሮ ትብል ዓባየይ እዚኦም እሽክ ጎሮቢት ንዘተእለት ዘይወጽእ በሰላ እዮ ዘለና ፊጽም ክንቀብም አየድልይን ተተካኢሉ ከምዛ ናይ እስራኤል ሐጹር ተወሳኪ ዝፊለሐ ካርታመ ምፊሳስ እዮ ዘድልይ አከለ ናተይ ሪኢቶ እዮ ከኣ

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏።

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 วันที่ผ่านมา +1

    Sallm 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @tinsakidane2023
    @tinsakidane2023 2 วันที่ผ่านมา +2

    Enma
    Eri m.. bihsir Zibele bihigi tigrai Ahatina ZibilRritrae Coynu tarik tigray Zefelit Weykiketleca inegrecalo. Nisuyu tarik tigray bitarico Ahwatna Zehfiyu Sille Zyneberu Ayciconuyom nihawaru Ever never Biden 🎉

  • @tmhgr-d1p
    @tmhgr-d1p วันที่ผ่านมา +1

    100% haki kenamnom yeblnan ab lebom kem alo heji keman sherefom yehazulna

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት วันที่ผ่านมา

    ታሪኽ ምዝንታው ኣገዳስ እዩ ቀጽሎ ንስኻን ብጾትካን ♥️🇪🇷🌹

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 วันที่ผ่านมา +1

    Ajokumokulumo
    Ajonakulatena
    🇪🇷💯🌹🙏✅⭐️🌺🌟✊❤️🌴🌴🇪🇷🇪🇷💯💯🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samiman1498
    @samiman1498 วันที่ผ่านมา +1

    Edamn Tenan yehabekom jegano

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 2 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba Efar hawey bmeJemerta ab hiwetka Mluh tana ab srahka dma awetn asalton ymneyelka qexile bzaba weyane qurub knzareb Melhas weyanen ab hanti tawlas aserte qalat eyom zzarebu Hzbi eritrean halefti hzbawi gnbar niweyane xbuk geyrom eyom zfeltwom mknyatu zeabekayo kelbis aynkesqa kemzbhal eziom dma hzbawi gnbar kemzey yeabeyom Meret eritrea baala ttlemom baala enbers hzbawi gnbars ezi aykonen eda🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ናይ ታሪኽ ግዱስ ኤፋር ዓቢ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ክብሪ ይሃብካ፣ ባህታ ጅግና ጽቡቕ መግለጺ ክበር ንበር፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ገና ከየዕረፍካ ኣብ ስደት ኮይንካ ታሪኽ ትሰርሕ ኣለኻ።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 วันที่ผ่านมา +1

    Eziomo menekihamenomo
    Niyenakinihmeno
    Eziomo demajatatena
    Kemezikonukinifelete
    Eginakuluzihlefe

  • @tsehayeatobrhan6569
    @tsehayeatobrhan6569 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ኤፍሬም አዛ (topic) ወይ ኣርእስቲ ልክዕ አያ::ምክንያቱ (አስሊ) ትግራዋይ ኣይኮነንሲ አቶም ደቂ 40 ንብሎም ኣብ ኣስመራ ትወሊዶም ተማሂሮም አንጌራና በሊዖም ዝዓበዩ አንታይ ይሓቡሉ ንህዝቢ ኤርትራሲ ኩሉ ሰብ ዝሪኦ ዘሎ ዩ.

  • @user-Eri
    @user-Eri 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መርገጽን ዕላማን የብሎምን:: ክሳብ ዚሓሸ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ዚርከብ ዘይምእማኖም ይምረጽ::

  • @haypfdj1st
    @haypfdj1st วันที่ผ่านมา

    Please please please this is the truth and the only truth of the matter every single Eritrean should know and needs to take to his or her heart as we breathe because it is the bitter truth . If you want to be humiliated and leave with history and trace continue to ignore this priceless truth that is being said by our prominent journalist. “ZibE ksab Zdelwo “ qinEna zeyblu yeHwat ena aygdin! Eritrea 🇪🇷 forever for Eritreans. If what they are saying is truly genuine and true they need to earn our trust. Practically they need to show us and show their people what it means “ brotherhood “ Enagotseka zigber Hwinet ayedlyenn eyu! We will fence our boards if we have to not by walls but electric fences .

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 วันที่ผ่านมา +1

    Eziomo libomotittwaye

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ታሪኽ ታሪኽ ናይ ትማሊ ይጽናሕልና እስከ ናይ መሳፊንት ትግራይ ዶርጎኛታት ካብ ጥንት ቅድሚ ጣልያን ናብ ኤርትራ ዝቕልቀሉን ኤርትራ ኣብ ትሕት ግዝኣቶም ዝእትውዋ መሳፊንት ትግራይ ኣብዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ዝነብሩ ዝነበሩ ካብ ክበሳ ማእከል ገርና ንምዕራብ ብሌን ቦጎስ ናብ ምንዓሚር ናራ ኩናማ ንምብራቅ ካብ ሰምሃር ንመሬት ዓፋር ዳንካልያ ናይ መቃብር ጋህስታት ዘሎ ናይ መሳፊንት ትግራይ ኣብዞም ህዝብና ዝፈጸምዎ ጽንተት ቆጽርካ ኣይውድእን ኣቦታትና ጻዕዳ ብባሕሪ ይምጻኣና ክብሉ ከለው ይገርመኒ ነይሩ ለከ ካብ ወራራት መሳፊንት ትግራይን ኣብይስና ኣራዊት ስለዝሰከሑ እዮም ን 60 ዓመት ህዝቢ ኤርትራ ሰላም እዩ ረኽቡ ካብ ወረራታት መሳፊንት ትግራይ ጥልያንውን መግዛእት እዩ ኣብት ናይ ምስፊሕፋሕ ግዝኣቱ ኣቦታትና ኣብዘይምልከቶም ኩናት ዓድዋን ልብያን ግዳይ ገይሪዎም ጥልያን ግን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽንቴት ኣይፈጸመን እዚ ታሪኽ እኩል እዩ ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእት ህዝቢ ኤርትራ ምኻኖም።
    ናይ ቀረባ ታሪኽ ካብ 1945 ኤርትራ ኣብትሕት እንግልዝ ምስ ወደቀት ከም ኩለን ኣብ ትሕት መግዛእት ዝነበራ ናጽነተን ዝረኸባ ኤርትራ ናጽነታ ክትጎናጸፍ ዝግባኣ ምስ ታሪኻውያን ጸላእትና ኣብ ዓድዋ ምስ ጥልያን ኮንኩም ወሪርኩማና ባንዳ እሎም ርእሶም ዝንቅኑቁልና ብጽልእን ሕነ ምፍዳይ ዝምነዩ ኣብ 1935 ምስ ጥልያን ኣብይስና ናይ ሎሚ ናይ ስርቂ ስም ዝተሰምየት እትዮጵያ ወሪርና ሙሉእ እትዮጵያ ኣብ ትሕት ጥልያን ንሓሙሽተ ዓመት ዝገዛእና ምስዝኣ ታሪኻዊት ጸላእትና ክንጽነበር እድን ጋንትን ኮይኖም ን ኤርትራ ን ኤርትራውያን ሃገራውያን ዝቅንጽሉ ዝነበሩ ናይ ኣምሓራ ሃይለስላሴ ቀንዲ የማናይ እድ ኮይኖም ኣብ ሽርሕን ሽበራን ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ ቃንቃና ዝዛረቡ ተጋሩ እዮም ነይሮም ኣብ ግዜ ቃልሲ ካብ 1961 ናይ እዝኒ ኮይኖም ን ኤርትራውያን ዘእሱሩን ዘቅትሉን ዝነበሩ ተጋሩ እዮም እዚ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ተጋሩ ኤርትራ ናጻ ሃገር ክትኸውን ቀንዲ ተዋሳእት ተጋሩ ነይሮም ካሎኦት ብሄራት እትዮጵያ ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈልጦምን ንሶም ኣይፈልጡና ን ናይ እትዮጵያ ሰራዊት መግዛእት ዓይኒን እዝኒን ኮይኖም ዝቃለሱና ዝነበሩ ተጋሩ ዶ ኣይኮኑን።
    እዚ ድሕሪ ናጽኔትውን እት ቀንዲ ባህሪ ናቶም ርእናዮ ካብ ብግፍዒ ምስጋግ ኤርትራውያን ክሳብ ተኸታታሉ ወራራት ተጋሩ ዶ ኣይኮኑን መራሕትን ሃንደስትን ሕጂውን ድሕሪ ሕረሐራይ ምስ ተደቆሱ ገና ኤርትራ ዝብል ናቾናልዝም ጸላእና ይብሉና ኣለው ገና ናይ ምስፊሕፋሕ ዕላመኦም ኣብ ቦታኡ ኣሎ።
    እዚ ኩሉ ጸልም ታሪኾም በየናይ ቅማረ እዩ ይሕዋት እና ዝብሉ ሓደ ቃንቃና ባህልና ካብ እትዮጵያ ብግፍዒ ንብሬቶም ተዘሪፎም ዝተሰጉ ቃንቆኦም ባህሎም ደንካ ድዮም ነይሮም ወይስ በዳዊት ብስም ኤርትራዊ ዶ ኣይኮኑን ተሰግጎም ብግፍዕን ኣረመናዊ ኣገባብ ኣብዘካየድዎ ወራር ምስ ኤርትራዶ ኣይኮነን ዝነበረ ልዕሊ 20 000 ደቂ ህዝቢ መላምል ደቂ ኤርትራዶ ኣይኮኑን ብስም ንድሕነት ኤርትራ ዶ ኣይኮኑን ተሰውኦም ቆስሎም።
    ኤርትራውያን ነዚ ካብ ጥንት ጥቅምት ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝገበሪዎ እልቢ ዘይብሉ ጽንተት ንጎኒ ገድፍካ ትግራይ ትስዕር ይሕዋት እና ምባል ኣብልዕሊ ጋህስታት ኣቦታት ኣደታት ብግፍዑ ዝጸነቱን ንድሕነት ሃገሪን ህዝብን ዝወደቁ ስውኣትና ናይ ክሕደት ክሕደት ኮይኑ ናቶም መርገም ተመልስካ ብተጋሩ ክትጸንት ጾሊት ምግባር እዩ።

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እኒ ጊላ ኢሳያስ ኣፈወርቂ (ትግራዋይ) ን ኣኹም መዓዝ ኮይኑ ሓው እዩ ዝበሃል ዘሎ፡ ነቲ ህዝቢ እይይ። ንስኹም ህግደፋዊያን ድኣ መሳርግቲ ዘይብልኩም World class ተጠላማት እንዲኹም።

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 วันที่ผ่านมา

    በጃኻ ምስ ዕድሜኻ ዝመጣጠን ተዛረብ ንኽትስደድ ዲኻ ተጋዲልካ i do not have any sympathy for such idiots.

    • @AlayGere
      @AlayGere 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መሪርካ ዶ እቲ ሓቂ ኣታ በዳን ሸታቲ ወዲ ዓጣሪት ዓድዋ ርእስኻ ኣዲንንካ ተቀበሎ እቲ ሓቂ ቐዲ ኣመንዝራ ሸውዓተ ደቃሊት ።game over agame💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash8012 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @lettboc1804
    @lettboc1804 2 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤❤❤❤