ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ባህልና ጡዑም ብባሕሉን መንነቱን ዝኮርዕ ስከ ላይክ ርገጹኒ
ምርጋፅ ክትፈትው ማዓት
Atsede Atsede nsika ke mqtita tfetu malet diy meknatu ab Netflix zelo mqttal tray iu
እዋይ ኣነስ ጓል ገጠር ግዲ ኮይነ ከምዚ ክፈቱ መዓት እየ ክንርእያ ኢና በሉ ፍትዋተይ
ኣነ ጓል ከተማ ከለኹስ ባህላዊ ጥራሕ እየ ዝርእይ፡ ሃብታም ባህልና ንምልላይን ንምዕቃብን
@@tsehaineshteklu44 ewe gn ab eri ketema zelo aymselki
Malet kulu geter u
Me too
@@berekettesfamhret1814 እወ ሓቅኻ ትምኒትናን ተግባርናን ዝስራሓሉ ዘሎን ኣብ እዛ ምጭውቲን ተሃራፊት ሃገርና ብማሕበራዊ ናብራ ከተማን ገጠርን ማዕረ ንምግባር እዩ። ንዓኻ ከተማ ማለት እንታይ ማለት እዩ?
አሰናይይይ ደቂ ኤረይ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም መቼም ስነ ጥበብ ናትኩም ኢያ ክፈትወኩም እኮ
❤🇪🇷❤🍫💐
ጋል ራያ ምሳካ ተተብራ
ኣነ ሓዉ ጻድዋ መኸርበጥካብ ሰማይ ዝወርድ ብገመድኣብ መሬት ዝፈልሕ ከም ሓመድቱታ ቱታ ክብሃል ከሎ ባሻይ ሓምቢርጽቡቅ ስራሕ ሽሻይ ሓይልኣብ❤👍
እንኳን ደና መጣችው ደቂ ኤሪ ቡሩኻት ሰላማችው ብዝት ይብል👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
እዋይ ብፍላይ እዞም ክልተ ኣሕዋት ጽጋበኛታ ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉስ እንዳሓደሩ ከም ኮኾብ እንዳደመቑ እምበር ነቲ ኣብ ምህሳሱ ዝነበረ ፊልምታት ዓድና ሂወት ይዘርእሉ ኣለዉ እዋይ ክእለት ።
1
ኣዚዩ ደስ ዝብል ፉልም ባህልና ዝዕቅብ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይይይይ !!!
ናይ ዓድና ገጠር ኣምጺኩምልና ኤሪ ትቪ ነመስግን ባሓቂ ሎሚ ዓመት ተወንጭፍኩም ፎርሳ ጥራይ
ኣሰይ እንቃዕ ደሓን መጻኣኩም ደቂ ኤርይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኣብ ኣብ በረካ እየ ዓብየ ኮንይነከሚዘኢ ከጸልለኒይ ዝደልይ ወዲይ በረካ ዝኮንካ like ግበረለይ plz
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀጽልዎ ኢዮባ ከኣ ካብዚ ንላዓሊ ክብ ኢልካ ክንርእየካ ባህግና ኢዩ ኣጆኻ
ብጣዓሚ ጽቡቅ ፊልሚ ኣምጺኹም ሎሚ ከም ፊልም ሚለኑ ትኹነልና።
ክክክክክክክክ እዋይይይይይይይይይይ ቀቲሎሙኒ ኮ ኣታ ተበሎቶስ ክሳዕ ኣፊንጭኡ ሲሒቁ ክክክክክክክክ
1210 q
11191
I221 1113991122×1
11
I miss my country and my people I really enjoyed watching this cultural movie.Thank you all those who participated and acted well done
Gobotat Adey nfiqe atum sebat men kemay deki Ere halalat 🇪🇷✋✋
Wawwww eski nezem jiganu laik habuley deqi erey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅
ደቂ ኤረይ ጎበዛት ከመይ ዲኹም እዛ ፊልሚ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልሚ አያ ትመስል ክንካታተላ ኢና ጹቡቅ ጌርና ደቂ ዓደይ ናተይ
Aseyyy deki eri shikornatttttt ezi bhali kdey yeqbklum eu Nay bhki xibuk serha ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷
ናይ ኤርትራ ፊልም ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ቀፅሉሉ ።ሓንቲ ደስ ካብ ዘይትብለኒ ግን ምስ ውግእ ዝተኣሳሰረ ዝስራሕ ፊልምታት ግን ተተቃሩፁ ይብል ከም ናተይ ሪኢቶ ከምዚ ዝበለ ድራማታት ግን ይብዛሕ ሰላም ኩም ከኣ ይብዛሕ።
ውግእ ዘለዎ ፊልምታትና አቲ ጅግንነትናን ታሪኽናን ስለዝኾነ ብጣ0ሚ ኢና ንፈትዎ። ነ0ኹም ንሓሳዳት ጎረባብትና ግን ሕማም ርአሲ ኢዩ። አሞ ርኢቶኻ አንዳ ጎሓፍ ደርብዮ።
@@maitemenai7307 ካብ ዓገርገር ትብልስ ኣብ ጎሮባብቲ ሃገራት ምልማን ዶ ግዳ ንፀጎይ ሪኢቶ ናይ ሰባት ካብ ትነፅግ። ሓደ ወዲ ሰብ ዝተራኣዮ ክገልፅ መሰሉ እዩ ንዝኮነ ይኩን ግን ብሰለማዊ ተትሪኦ ፅቡቅ ይመስላኒ
@@user-sp3be6vf7j ናትካ ኮመንት ኣብ ቅንእን ሕስድናን ዝተመርኮሰ ስለዝኾነ ኮመንትኻ ሕዝካ ጥፋእ። ንሕና አንተዝኾነልና ፊልምታትና ክትርእዩዎ ከማን ደስ ኣይብለናን ኢዩ ሓስዳት ሰረቅቲ። አቲ ናይ ውግእ ፊልምታት ከኣ ነቲ ታሪኽ ጅግንነት ኣቦታትና ስለዝምህረና ንዘለኣለም ኣበርቲ0ና ክንሰርሓሉ ኢና።
@@user-sp3be6vf7j እሞ ኣብቲ ገዛናን ኣብቲ ንብረትናን ከኣ ዝተረኣየኩም ክትዛረቡ፡ መሰል የብልኩምን ንብለኩም ኣለና እንዳ ጽግዕተኛታት ዓጋመ። መሰል ኪኖ ዶብ ዝሰግር ኣይኮነን ሞ፡ ሓንቲ ከይፈተና ዘፍቀድናልኩም ግን፡ ንሳ ከማን ብርዱእ መኽንያት ንእንዳ ዩቱብ ስለ ዘይንቆጻጸሮ፡ ኣብ ኤሪ ቲቭን ኣብ ካልኦት ሜድያታትናን ኣዕለቕሊቑ ንዘሎ ሓደስቲ ፊልምታትና፡ ከም ጋኖት ተጸግዕኩም ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ከማን ፈቲና ኣይኮናን፡ እንታይ ድኣ ምምጻእኩምን ዘይምጻኣኩምን ስለዘይንቆጻጸሮ ኢና ምበር፡ ከም ናትና ድላይሲ ንናይ ቃሕ ሰም ግዜ ከማን ክትቕልቀሉና ኣይንደልየኩምን ኢና። ናትኩም ፍርያት እቲ ቀደም ዘመን ዝሓለፎ፡ እንዳ ጌሬ እሙን እንዳ ሃጠው ቀጠው አዩ ሞ፡ ኣዉኡ ኬድኩም ድኣ ኣእዛንኩምን ዓይንኹምን ሓሺሹ ምበር፡ ኣብ ገዛናን ፍርያትናን መጺእኹም ኖንዶ ፈጣጥ ዘረባ ክትዛረቡስ፡ ብሩሑቕ ኮይንኩም ብኽሻፋ ክትርእይዎ ካ፡ ኣይንብህግን።
ብሓቂ
Shishay Haylab fre xarka enka areayeka.Derset natka msrakiwa ztesemani hagos wesen yeblun.Mknyatu tgbro zneberaka xari slezfelit.Great job👌💗💓
ደቂ ኢሪ ድራማኩም መምሀረን ደስበሃልን እዩ ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፅልሉ
ውጻኣልና እስከ ወድ ዓጋመ ጽግዕተኛ፡ መን ደሊካ።
Ohh its so nostalgic to see you guys doing great. I love that you have come with a masterpiece ❤❤
Wawww tiamiri filim deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗
ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ አዚ ኩቡር ባህልና ክዕንቢብ
Wawww bteami des tbleka film kexlwo deki Eri halalat 💯✅💯shishay meteabiti
ንራክን ዳኒ ኪሮሶን ዝፈቱ ኣስከ ላይክ ኣግርጭው ኣቢልኩሙኒ ሕለፉ ክጽበ የ
Deki erey kemay dikum hawkum kab wkro Tigray.
Deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meksebat wha zebl bahlawi tbeb love you gays ❤❤
Ewayyy ezi bhlna ktem ❤❤👍👍adey bicha zeleto film eko kulu gziye xbuq ❤❤❤❤
ፊልምስ ከምዚ እንተ ኮነ እዩ ንነብስኻ ምምሳል ክንደይ ከምዘጸብቐልካ ኣብዚ ፊልም ትሪኦ
እዛ ፊልም ጥዕምቲ’ዶ ትመስል ሓቀይ?
Aeytaamnayan gen rinaya😂😂😂😂😂😂 and we love it😍😍
sesina rose ክክክክክክ ሓቅካ/ኪ ግን ብልምዲ ጥዕምቲ ደርፊ ወይ ፊልም ስለንብል እየ ሓወይ/ሓፍተይ anyway thank you 🙏
@@dave9428 you most welcome 🇪🇷 and I was just joking😄
There you go, this is going to be one of the best Eritrean series movies. Thank you for presenting such great work. Lets have fun and enjoy. we have to give them like ,share comment and subscribe that all they need from us.
Bitaemi des tibl Zanta kexlwo deki hall meret🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰
መርሓባ ደቂ ኤሬይ ክርኢ ሕጉስ ይብል ባህሊና ጥዑም
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 deqi hedrtena nay behaqi aelewa bejkum negeruni
ተዓውቱ ኣናብስ ደቂ ኤረይ መን ኤሞ ከማኹም👍👍👍💪💪💪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
መዓስ እያ ኣብ Eri tv
ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰላምታይ ተቐበሉ እስኪ ጥበብ ኣበይ ኣሎ ድራማ ኣበይ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ምስ ደቂ ኤረይ
Adi tibeb endina brhiney.
ባህላዊ ፊልም ሃገርና ዝላዓለ ፊናንሳዊ ሓገዝ ክግብረሉ ኣለዎ መታን ብዝላዓለ ፈርዩ ኣብ ከባቢናን ዓለምን ጽልዋ ክገብር ኩሉና ብሓበራ ክንዋሳእ ኣሎና ኩቡራት የሕዋት ሳብስክራብ ክበሩ አሱ ውን ሓደ ሓገዝ ስለዝኾነ
ኤረይ ጻእዳ ከማኩም ይብዙሑ
Luwamey xbkiti xbuku serha qexilyo ma best 😍😍😍😍😍😘😘😘😘
Bahlna mewedadrti yeblun. Thanks
Welcome daqe eri enka beselam mexakum yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum qaxelwo 🙏🙏🙏❤❤❤
Ikaa dahane mtiska deki ereyi aidimeni tianani yahabikumi amelaki ajokumi kexilu 👍🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐆🇪🇷⭐🐪⭐🐪🇪🇷🐪⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Enaq bselam mexkum dieki eri 🍫❤🍫❤🍫❤🍫🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤😍😍
Yeyeyyyyy Nafikna Adna Sidet Hisum😍🇪🇷🇪🇷
Aseyyy des zbl flim enka bselam mexakum deki erey mukurat ab lbey seferkum
This more interesting me because of the best comedian Tsige Teklesenbet
I agree with you brother
Mrhaba deki eri shkorinatate Ajokum Egziabihir Amlak yhagusukum
አየወ እዚ ክቡር ባህልና ርኢካዬ ዘይምኖ 🇪🇷🙏🏼
ኣታ እዘን ደቂ ሕድርትና ዳኣ ክደይ ይጽብቃ
Welcom deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍
ብጥዓሚ ደስ በሃሊት ፊልም
Really good job my dear broAlways proud of you Work hard and keep up it Stay blessed!!!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ያታዊ ፊሊም ብጣዕሚ መሳጢት አታ ዙርያ ግን ኣልባሳት ናይ በረኻ ኣይኮነትን ናይ ከተማ ኣላብሳት ኮይና ኣላ ።
ሸሻይ ኤማ ራኪ ማይናስ ልዋም ወዲ ድንኩር ፍርቱ ዮርዳ ከሪስቶ ከመይ ዲኩም እሰልታት እጆኩም ጥራይ ኣምላክ የክትልኩም አስከ (zena)
wawww film malet nay behaqi ezi bahlnas des kebleka belu xbuq sirahae ajokum qexlwo kemzi aynet ab haqena zetmrkose eyu zedli nekulkum abzia film zetesatefkum keydnekekum kehalef aydeln eye edmen tenan yehabkum fetari
Welcome deki Eriy halalt naybehaki belxat tewsati gal enet filim 💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🧝♂️🎁🎁🎁🎁🌹👌👌👌👌👌👌👌
ክንሪኣ ዶ መስለኩም 'ያ ጀምዓ ሕጂ'ስ ዋላ ዝመጸና ፊልም እኮ ክንርኢ ሰልቺና ?
Aseyyy Deki Erirey Xaida Film Jirom tmel hizkum mmxaku des elna ajekum Dehidri Jeganu
Wawwwwww btami jgna shishay hawey qexilo
Aye ewe ezi bahlna ktem des kblka❤👍🇪🇷🌾🌹🌻✊🙏🌳🌲💕
Ata ezi sedit kinday yehsem adeka tuem 🇪🇷🌳🌳🌳🌳🌳🌱🌱🌱🌱🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🕊🕊🕊🕊🕊
Emo zeytimiles tuem tekoynu da
@@okbaitadese4453 des zblni mealti zemlslun zekdon adi selzlni sekif ayblka eritrawe ye eritarewe xaida 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊🤚🤚🤚
Nraka dahan amlak yhagizka
@@okbaitadese4453 amalk dea hager hbuni eko ata chifra get out here ezi hgdfawyan yu
Ajoka dahan fetari try emen
Bejaku xbkti flm eya tmesl musica keyrula 🙏🙏🙏
Wedi hatineyy shikor kulu zemhirelu tederefe tetewase wezete
እንቃዕ ደሐን መጻኹም
merhaba deki er........ ajekum ab delekumo edmen tenan yimineyelkum
Merhabe deqie eritrean halal ajekum qoxolew ab gonekum alena !💪💪💪🤝🤙
Wawwwwwww kidane wedi Adey ajoka kexlo kab adna hade eska alka kebax
ጽብቅቲ ከም ግብሪ ንጉስ ክትከውን የስፋ ንገብር
ኣብሽር ሽሻይ ሓወይ(ሳወ 24 ዙርያ) 5313 በርትዕ
Deki Eriey tsaeda ajokum berteu
Welcome deki Eriy Shikort❤️💕🇪🇷👍
Welcome daki erey 🇪🇷
አቡኡ ዝደፍር ባህሊ የብልናን
Welcome deqki Eri 😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
Waaw O.M.G aytdenguyna belu verry nice
Netflix nay hagerna enqae bdehan mexaekum deki erey
ዋውውው ወርቂ ዝኮነት ፍጹም ድማ ምጺኣትና ኣላ ዲቂ ትግርኛ ኣሕዋተይ ላይክ ኣይትሕመቁ ድምጺ ሕማቅ ኣሎ ኣስተካክልዎ በጃኩም
Aseyi ikaa dahane metiskumi deki ereyi jeganu deki zomi jeganu akjokumi 👍🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐆🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌟🐪🌟🐪🌟🐪🇪🇷🐪🐪🐪🌟🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🌟🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Ane gn zgermen azi flim azuy kabti bahlna wesae koynu tesemini
Waww wel cam eka bselam mxkum dake 🇪🇷 ama ka film jamrka ebar kaxlo bal eska hamham tuba kkkk
Ama da lomi zeykone jemiru, kidmi derfi ko film eu jemiru
Welcome deki eri shekekur
አንቆአ ድሓን መጻኩሙ
Welcome deki eri
ዋዋዋዋ ደቒ አረይ ሓላላት አንቓዕ ድሓን መጻኹም
ጽቦኪ ስራህ ድኪይ አርይ
ውውው ኣዚያ ምቕርቲ ከምቲ ከውን ፍሉጥ ዩ ብጫ ዘላቶ ኩሎም ዉሩያት ተዋሳኢት ዮም
Jemrom ka ezom daki halal meret tumat dihay herzlichwillkommen selam nakum enkae bislam mexkum ✅✅✅💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Anes ezi nay geter film ketselileni delyu emo kea ab 1 dekiq kindizi sihbet, alena do seb tarik
ድምጺ ሕማቅ ኣሎ። ኣይስማዕን ኣሎ ጽቡቅ።
ዓርኩ እዝንካ ኮሪዑ ኣሎ
Eznka xegem geru keyhlu control gbero
ወላ ናዓይ ከማን ኣፊረሕናን እዘን ደቂ ሕድርትና kkkkk
Me to
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
merhaba burukat sdrabietey ata berberti tarikom berberti maar ballna bahaki amlak msakum ykun amien
Film kem eritrean zamesl zeyele
Ezi kemzi Film des kbleni
sey sey enqae dhan mexakum !!
Welkom tiumat sdrana
kemzi filim kri keleku nnebsey yhdes
Lamza Seharti Seleste wekerti lemlem Adey ah... .
Bahlna teum ❤️❤️🌸
ባህልና ጡዑም ብባሕሉን መንነቱን ዝኮርዕ ስከ ላይክ ርገጹኒ
ምርጋፅ ክትፈትው ማዓት
Atsede Atsede nsika ke mqtita tfetu malet diy meknatu ab Netflix zelo mqttal tray iu
እዋይ ኣነስ ጓል ገጠር ግዲ ኮይነ ከምዚ ክፈቱ መዓት እየ ክንርእያ ኢና በሉ ፍትዋተይ
ኣነ ጓል ከተማ ከለኹስ ባህላዊ ጥራሕ እየ ዝርእይ፡ ሃብታም ባህልና ንምልላይን ንምዕቃብን
@@tsehaineshteklu44 ewe gn ab eri ketema zelo aymselki
Malet kulu geter u
Me too
@@berekettesfamhret1814 እወ ሓቅኻ ትምኒትናን ተግባርናን ዝስራሓሉ ዘሎን ኣብ እዛ ምጭውቲን ተሃራፊት ሃገርና ብማሕበራዊ ናብራ ከተማን ገጠርን ማዕረ ንምግባር እዩ። ንዓኻ ከተማ ማለት እንታይ ማለት እዩ?
አሰናይይይ ደቂ ኤረይ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም መቼም ስነ ጥበብ ናትኩም ኢያ ክፈትወኩም እኮ
❤🇪🇷❤🍫💐
ጋል ራያ
ምሳካ ተተብራ
ኣነ ሓዉ ጻድዋ መኸርበጥ
ካብ ሰማይ ዝወርድ ብገመድ
ኣብ መሬት ዝፈልሕ ከም ሓመድ
ቱታ ቱታ ክብሃል ከሎ ባሻይ ሓምቢር
ጽቡቅ ስራሕ ሽሻይ ሓይልኣብ❤👍
እንኳን ደና መጣችው ደቂ ኤሪ ቡሩኻት ሰላማችው ብዝት ይብል👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
እዋይ ብፍላይ እዞም ክልተ ኣሕዋት ጽጋበኛታ ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉስ እንዳሓደሩ ከም ኮኾብ እንዳደመቑ እምበር ነቲ ኣብ ምህሳሱ ዝነበረ ፊልምታት ዓድና ሂወት ይዘርእሉ ኣለዉ እዋይ ክእለት ።
1
ኣዚዩ ደስ ዝብል ፉልም ባህልና ዝዕቅብ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይይይይ !!!
ናይ ዓድና ገጠር ኣምጺኩምልና ኤሪ ትቪ ነመስግን ባሓቂ ሎሚ ዓመት ተወንጭፍኩም ፎርሳ ጥራይ
ኣሰይ እንቃዕ ደሓን መጻኣኩም ደቂ ኤርይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኣብ ኣብ በረካ እየ ዓብየ ኮንይነ
ከሚዘኢ ከጸልለኒይ ዝደልይ
ወዲይ በረካ ዝኮንካ like ግበረለይ plz
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀጽልዎ ኢዮባ ከኣ ካብዚ ንላዓሊ ክብ ኢልካ ክንርእየካ ባህግና ኢዩ ኣጆኻ
ብጣዓሚ ጽቡቅ ፊልሚ ኣምጺኹም ሎሚ
ከም ፊልም ሚለኑ ትኹነልና።
ክክክክክክክክ እዋይይይይይይይይይይ ቀቲሎሙኒ ኮ ኣታ ተበሎቶስ ክሳዕ ኣፊንጭኡ ሲሒቁ ክክክክክክክክ
1210 q
11191
I221 1113991122×1
11
I miss my country and my people I really enjoyed watching this cultural movie.Thank you all those who participated and acted well done
Gobotat Adey nfiqe atum sebat men kemay deki Ere halalat 🇪🇷✋✋
Wawwww eski nezem jiganu laik habuley deqi erey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅
ደቂ ኤረይ ጎበዛት ከመይ ዲኹም እዛ ፊልሚ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልሚ አያ ትመስል ክንካታተላ ኢና ጹቡቅ ጌርና ደቂ ዓደይ ናተይ
Aseyyy deki eri shikornatttttt ezi bhali kdey yeqbklum eu Nay bhki xibuk serha ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷
ናይ ኤርትራ ፊልም ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ቀፅሉሉ ።ሓንቲ ደስ ካብ ዘይትብለኒ ግን ምስ ውግእ ዝተኣሳሰረ ዝስራሕ ፊልምታት ግን ተተቃሩፁ ይብል ከም ናተይ ሪኢቶ ከምዚ ዝበለ ድራማታት ግን ይብዛሕ ሰላም ኩም ከኣ ይብዛሕ።
ውግእ ዘለዎ ፊልምታትና አቲ ጅግንነትናን ታሪኽናን ስለዝኾነ ብጣ0ሚ ኢና ንፈትዎ። ነ0ኹም ንሓሳዳት ጎረባብትና ግን ሕማም ርአሲ ኢዩ። አሞ ርኢቶኻ አንዳ ጎሓፍ ደርብዮ።
@@maitemenai7307 ካብ ዓገርገር ትብልስ ኣብ ጎሮባብቲ ሃገራት ምልማን ዶ ግዳ ንፀጎይ ሪኢቶ ናይ ሰባት ካብ ትነፅግ። ሓደ ወዲ ሰብ ዝተራኣዮ ክገልፅ መሰሉ እዩ ንዝኮነ ይኩን ግን ብሰለማዊ ተትሪኦ ፅቡቅ ይመስላኒ
@@user-sp3be6vf7j ናትካ ኮመንት ኣብ ቅንእን ሕስድናን ዝተመርኮሰ ስለዝኾነ ኮመንትኻ ሕዝካ ጥፋእ። ንሕና አንተዝኾነልና ፊልምታትና ክትርእዩዎ ከማን ደስ ኣይብለናን ኢዩ ሓስዳት ሰረቅቲ። አቲ ናይ ውግእ ፊልምታት ከኣ ነቲ ታሪኽ ጅግንነት ኣቦታትና ስለዝምህረና ንዘለኣለም ኣበርቲ0ና ክንሰርሓሉ ኢና።
@@user-sp3be6vf7j እሞ ኣብቲ ገዛናን ኣብቲ ንብረትናን ከኣ ዝተረኣየኩም ክትዛረቡ፡ መሰል የብልኩምን ንብለኩም ኣለና እንዳ ጽግዕተኛታት ዓጋመ። መሰል ኪኖ ዶብ ዝሰግር ኣይኮነን ሞ፡ ሓንቲ ከይፈተና ዘፍቀድናልኩም ግን፡ ንሳ ከማን ብርዱእ መኽንያት ንእንዳ ዩቱብ ስለ ዘይንቆጻጸሮ፡ ኣብ ኤሪ ቲቭን ኣብ ካልኦት ሜድያታትናን ኣዕለቕሊቑ ንዘሎ ሓደስቲ ፊልምታትና፡ ከም ጋኖት ተጸግዕኩም ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ከማን ፈቲና ኣይኮናን፡ እንታይ ድኣ ምምጻእኩምን ዘይምጻኣኩምን ስለዘይንቆጻጸሮ ኢና ምበር፡ ከም ናትና ድላይሲ ንናይ ቃሕ ሰም ግዜ ከማን ክትቕልቀሉና ኣይንደልየኩምን ኢና። ናትኩም ፍርያት እቲ ቀደም ዘመን ዝሓለፎ፡ እንዳ ጌሬ እሙን እንዳ ሃጠው ቀጠው አዩ ሞ፡ ኣዉኡ ኬድኩም ድኣ ኣእዛንኩምን ዓይንኹምን ሓሺሹ ምበር፡ ኣብ ገዛናን ፍርያትናን መጺእኹም ኖንዶ ፈጣጥ ዘረባ ክትዛረቡስ፡ ብሩሑቕ ኮይንኩም ብኽሻፋ ክትርእይዎ ካ፡ ኣይንብህግን።
ብሓቂ
Shishay Haylab fre xarka enka areayeka.
Derset natka msrakiwa ztesemani hagos wesen yeblun.
Mknyatu tgbro zneberaka xari slezfelit.
Great job👌💗💓
ደቂ ኢሪ ድራማኩም መምሀረን ደስበሃልን እዩ ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፅልሉ
ውጻኣልና እስከ ወድ ዓጋመ ጽግዕተኛ፡ መን ደሊካ።
Ohh its so nostalgic to see you guys doing great. I love that you have come with a masterpiece ❤❤
Wawww tiamiri filim deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗
ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ አዚ ኩቡር ባህልና ክዕንቢብ
Wawww bteami des tbleka film kexlwo deki Eri halalat 💯✅💯shishay meteabiti
ንራክን ዳኒ ኪሮሶን ዝፈቱ ኣስከ ላይክ ኣግርጭው ኣቢልኩሙኒ ሕለፉ ክጽበ የ
Deki erey kemay dikum hawkum kab wkro Tigray.
Deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meksebat wha zebl bahlawi tbeb love you gays ❤❤
Ewayyy ezi bhlna ktem ❤❤👍👍adey bicha zeleto film eko kulu gziye xbuq ❤❤❤❤
ፊልምስ ከምዚ እንተ ኮነ እዩ ንነብስኻ ምምሳል ክንደይ ከምዘጸብቐልካ ኣብዚ ፊልም ትሪኦ
እዛ ፊልም ጥዕምቲ’ዶ ትመስል ሓቀይ?
Aeytaamnayan gen rinaya😂😂😂😂😂😂 and we love it😍😍
sesina rose ክክክክክክ ሓቅካ/ኪ ግን ብልምዲ ጥዕምቲ ደርፊ ወይ ፊልም ስለንብል እየ ሓወይ/ሓፍተይ anyway thank you 🙏
@@dave9428 you most welcome 🇪🇷 and I was just joking😄
There you go, this is going to be one of the best Eritrean series movies. Thank you for presenting such great work. Lets have fun and enjoy. we have to give them like ,share comment and subscribe that all they need from us.
Bitaemi des tibl Zanta kexlwo deki hall meret🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰
መርሓባ ደቂ ኤሬይ ክርኢ ሕጉስ ይብል ባህሊና ጥዑም
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 deqi hedrtena nay behaqi aelewa bejkum negeruni
ተዓውቱ ኣናብስ ደቂ ኤረይ መን ኤሞ ከማኹም👍👍👍💪💪💪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
መዓስ እያ ኣብ Eri tv
ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰላምታይ ተቐበሉ እስኪ ጥበብ ኣበይ ኣሎ ድራማ ኣበይ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ምስ ደቂ ኤረይ
Adi tibeb endina brhiney.
ባህላዊ ፊልም ሃገርና ዝላዓለ ፊናንሳዊ ሓገዝ ክግብረሉ ኣለዎ መታን ብዝላዓለ ፈርዩ ኣብ ከባቢናን ዓለምን ጽልዋ ክገብር ኩሉና ብሓበራ ክንዋሳእ ኣሎና ኩቡራት የሕዋት ሳብስክራብ ክበሩ አሱ ውን ሓደ ሓገዝ ስለዝኾነ
ኤረይ ጻእዳ ከማኩም ይብዙሑ
Luwamey xbkiti xbuku serha qexilyo ma best 😍😍😍😍😍😘😘😘😘
Bahlna mewedadrti yeblun. Thanks
Welcome daqe eri enka beselam mexakum yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum qaxelwo 🙏🙏🙏❤❤❤
Ikaa dahane mtiska deki ereyi aidimeni tianani yahabikumi amelaki ajokumi kexilu 👍🐅🐆🐅🐆🐅🐆🐆🇪🇷⭐🐪⭐🐪🇪🇷🐪⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷⭐🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Enaq bselam mexkum dieki eri 🍫❤🍫❤🍫❤🍫🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤😍😍
Yeyeyyyyy Nafikna Adna Sidet Hisum😍🇪🇷🇪🇷
Aseyyy des zbl flim enka bselam mexakum deki erey mukurat ab lbey seferkum
This more interesting me because of the best comedian Tsige Teklesenbet
I agree with you brother
Mrhaba deki eri shkorinatate Ajokum Egziabihir Amlak yhagusukum
አየወ እዚ ክቡር ባህልና ርኢካዬ ዘይምኖ 🇪🇷🙏🏼
ኣታ እዘን ደቂ ሕድርትና ዳኣ ክደይ ይጽብቃ
Welcom deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍
ብጥዓሚ ደስ በሃሊት ፊልም
Really good job my dear bro
Always proud of you
Work hard and keep up it
Stay blessed!!!