ERi-TV New Drama series: እመነት - አብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኰሰት ተኸታታሊት ፊልም - 1ይ ክፋል - Emnet (Part 1)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 405

  • @brhane3765
    @brhane3765 4 ปีที่แล้ว +244

    ane wedi ezi bota eye lomi dhri 5 amet kebabi adey b Foto rieyo Like eba rgexuley 😜

    • @kibretkiki3152
      @kibretkiki3152 4 ปีที่แล้ว +2

      wwwwwaaaaawwww mare kndey tezekiron tiztan kem zifeterelka gemite aloku ajoka hade mealte kitmels eka

    • @frewaynekesete1158
      @frewaynekesete1158 4 ปีที่แล้ว

      Hanti malti ala n adna kenmls ajoka. Abey kebabi dyu ezi bota

    • @brhane3765
      @brhane3765 4 ปีที่แล้ว +2

      @@frewaynekesete1158 zoba debub kebabi mai ayni

    • @weysebdeqey5590
      @weysebdeqey5590 4 ปีที่แล้ว

      Dhri 11 amet alena nreyo nska ka

    • @habtomabrhale6736
      @habtomabrhale6736 4 ปีที่แล้ว

      ኣበይ ድዩ ዕና ጎባይ ፡ ክሳድ ዒቃ ኢየ ዝፈልጦ ኣነ ዳ

  • @ilovemother.248
    @ilovemother.248 4 ปีที่แล้ว +185

    ከምቲ ኣብ ፊልም ንርኦ ዝለና ዓድና ተመልስና ንርኦ እዋን ይፍጠረልና ደቂ ኤርይ
    So ኣኣብ ዘለኩሞ ስላምን ጥዕናን ይፍጠረልኩም🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 4 ปีที่แล้ว +48

    ናይ ብሓቂ ከምዚ ኢና ኤርትራዉያን ከምዚ አዩ ህዝብና ኣስላማይናን ኽርስቲያናን ልኽዕ ከም ኢድን ጋንትን ከም ማይን ጻባን አና ንኽሉ ግዜ ከማን ከምኡ አና ንመዋኢል ከም ቀደምና።
    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሓ ንዞም ሕጂ ሓደ ሓደ ዘለና ሓተላ ናይ ሃገርና ኣስላማይ ከስታናይ አንዳበልኻ ንዛረብን ድዛረብን መምሃር ይከነና አዩ።

    • @blockbosses3860
      @blockbosses3860 4 ปีที่แล้ว +2

      ፈቅሪ ቀደምና ምለሰልና

    • @wedichealohadadm8828
      @wedichealohadadm8828 4 ปีที่แล้ว +1

      እዚ ታሪክ ኣከለጉዛይ እንበር ታሪክ ኤርትራ ኣይኮነን ኣብ ኣከለጉዛይ ክርስትያንን ኣስላምን ዝነብርዋ ጥንታዊት ኣውራጃ ኢያ ።

    • @mogastekle8340
      @mogastekle8340 4 ปีที่แล้ว

      @@wedichealohadadm8828 kolol ketbel waele guhafe metaleli zekonkum bal eaurub helena

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 ปีที่แล้ว

      ተስፎም: ሐቂ !!

  • @handd4215
    @handd4215 4 ปีที่แล้ว +386

    ነዛ ኮመነንት ተንብብ ዘለኻ ምስ ትፈትዎም ስድራኻ የራኽብካ::

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 4 ปีที่แล้ว +57

    *ኤረይይይ ወለላ ታሪኽ ህዝበይ ሲ እምበር ተበርቢሩ ዘይውዳእ እዩ። ስደት ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዚ ጭንቀትን ምረትን ዝበዝሖ ስደት ኣውጺኻ ናብዛ ቅድስቲ ሃገርና ምለሰና👏👏*

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว

      @Bahre Shumay Tesfagabr አበይ እካ ዘለካ ክንድዚ ምረት። ሐገርካ ዘይትረክቦ እድል ዳረከበካ ብኸመይ ንፈጣሪ ተማርሮ ወደይ።? ኢብ ግበሩ።

    • @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም
      @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም 4 ปีที่แล้ว

      አሰይ ደስ ባሃሊ ቀፁሉሉ ሙቁራት

    • @hashimmohamm3224
      @hashimmohamm3224 4 ปีที่แล้ว

      ابشر. از. حوي. كلو. كحلف. ايو

    • @semra5955
      @semra5955 4 ปีที่แล้ว

      Amen z hawey

    • @መሓሪ
      @መሓሪ 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen zihawey nay behski nisu eu timnitna eu

  • @mendelay6645
    @mendelay6645 4 ปีที่แล้ว +9

    እዛ ፊልም ነዋሕ እያ ሱራ ወይ ታሪካ ኣጆኩም ኣብ መፈጸምታ የብጽሕሑም ፈጣሪ& ረቢ ደቂ እረይይይይይ

  • @ኒማጃንዕላማን
    @ኒማጃንዕላማን 4 ปีที่แล้ว +29

    ጽብቕቲ ስራሕ፡ ኣብ መወዳእታኡ “ሚላ-ሚላ፡ ሚላ ዓሽከሪት!” ትብል ደርፊ "ናይ ብሄረ-ሳሆ” ኣብ ናጽነት 1991 ትድረፍ ዝነበረት እዝክር፣ ኣብቲ ቓጸሎ መእተዊ ዘሎ ከም ዝተዓዘብናዮ ከም እትመጽእ - እታ ታሪኽ'ውን ኣምሓራ ኣግነትን ኣጉዶን ማለት ኣብያት ቤት-ሳሆን ቤት-ትግርኛን ከቃጽሉ ከሎዉ እዝከረኒ። ብፍላይ ኣብቲ ከባቢ ንዝነበረ ህዝቢ-ሃዘሞ ክሳብ ገምገም(ገማግም) በለሳ ክሳብ ክሳድ-ዒቃ የባሳብሱዎ ነይሮም እዮም። ብኣሽሓት ድማ ኣብያት እናሕረሩ፡ ሕዝቢ(ህዝቢ'ቲ) ከባቢታት ኣብያቶም ብሓዊ ምንዳድን ንሰባት ብጠያይት ምቕታልን ናብ ዝተፈላለየ ፋሕ ከም ዝብል ይገብርዎ ነይሮም።

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +63

    ተበራቢሩ ስነጥበብና
    ስነጥበብ ኤርትራ ይዓንብብ
    ስነጥበበኛታትና ጻምኦም ይሃቦም!

  • @SaraSara-dt7sv
    @SaraSara-dt7sv 4 ปีที่แล้ว +13

    ፅብቅት ስራሕ እዩ ካብ ትግራይ ቀፅል ፍቅራትይ ብጣዕሚ እዩ ዘፍተውኩም ኣደይ ማዓርይ አንድ እዩ ከ ከፅብቅልኩን ብስመአብ ኣደይ ንፍቅይ ንስክ ምስ ርአከ አይ ስድት ሐስመ

  • @lovejlk5351
    @lovejlk5351 4 ปีที่แล้ว +64

    እዚ እዩ እቲ ሓቀና ኤርትራውነት ኣስላማይ ክስታነይ ዘይፈልኒ ዝበልዕ ኣብ ሓደ ማኣዲ በጃኩም ብከምዚ ኢና ዓበና ሕጂ ሓሰር መሰር ኣእቲኩም ኣይትፈላልዩና ናይ ቀደም ባህልና ይሕሸና ።

    • @abduali8652
      @abduali8652 4 ปีที่แล้ว +4

      አት ሓሰር መሰር ኣልና ብሕንሳብ ብፊቅሪ ክነብር አና ክም ኣቦታትና ንሕና ጥራይ አዝኒ ኣይንሃቦም ነቶም ከፋላልዩና ዝሓስቡ

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 ปีที่แล้ว +1

      Love jlk@:ሐቅኻ : ብዝይምግናን ፍቅርን ሕውነት ዝመሎ ናይደም ምትእሳር'ዩ ዞሎና: ኣብሽር !!!

    • @yonasgebrezgiabher4153
      @yonasgebrezgiabher4153 4 ปีที่แล้ว +1

      Ja, du hast recht bro.

    • @theworldbreath620
      @theworldbreath620 4 ปีที่แล้ว +1

      Tegaro eyom be haymanoten awrajan fah kebelona zeseero ertrawi nekah yanks kefet,neselaeeka edel Aythab fah kebloka

    • @sebeyumekseb8979
      @sebeyumekseb8979 4 ปีที่แล้ว

      Dehan kubur haw nay dege nefas koynu keked eyu enber zebaes yeblnan

  • @hevennatey417
    @hevennatey417 4 ปีที่แล้ว +25

    ዋውውውውው ዝገርም ቅድማይ ክፋል ከምዚ ዚመቀረት ደሓር ከ ገለ ዓይነት

  • @sabagerensea2610
    @sabagerensea2610 4 ปีที่แล้ว +4

    Lomis enber Eritreana🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nafikeya offffff love u more 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mathu4616
    @mathu4616 4 ปีที่แล้ว +23

    ቡሩኽ ምጅማር ደስስ ዝብል ባህላዊ ፊልም ዕድመን ጥዕናን ን ደራሲ ሰሎሙን ድራር🇪🇷,
    ኦ'ኣምልከይ ካብዚ ተላባዒ ሕማምም ኮሮና ባዕልኻ ሓልወና!!!

  • @wahrliebe4925
    @wahrliebe4925 4 ปีที่แล้ว +27

    ጽቡቕ ኣስላምን ክርስትያንን በሓንቲ ነጸላ ኢና ዓቢና ንሳ እያ ከኣ ተእርገና

  • @danielokubazio339
    @danielokubazio339 4 ปีที่แล้ว +4

    Kemzi hbrete-seb ክርኢ እንከለኹ ደመይ እዩ ዝፈልሓኒ ግዲ ብኡ ዓብየ I love ሃገረ-ሰብ

  • @jemilaahmed4873
    @jemilaahmed4873 4 ปีที่แล้ว +22

    ሰላሚን ጥዒናን ኒ ደርሲ ሰለሞን ዲራር።
    ቢጣዕሚ ደስ ቲቢል ፊልምን ኒ ዲሕሪት ተመልስካ ኣተዓባቢያካ ተዘኪረካ ፈልሚት ፊልም ኢያ ። ኢዚ ኢዩ ዲማ ኢቲ ናይ በሓቂ ዘ ዐበይና ሊምዲን ባህሊን ። ኢዚ ባህሊ ዲማ ኒ ወለዶ ኪነዋራሪሶ ኣልና ።

    • @samuelyemane4703
      @samuelyemane4703 4 ปีที่แล้ว +1

      Jemila Ahmed nay bhaki kbrti haftey

  • @senay1962
    @senay1962 4 ปีที่แล้ว +41

    *ንዓይ ከም ዝተረደአትኒ እዛ ፊልም ነዊሕ ዩ ሱራ፡ ውጽኢት ጸባ ጠስሚ // ዉጽኢት ሰለሙን ድራር ( ሰሌ ) ካኣ ጥበብ ብጥበቡ ቡሉጽ ስራሕ ዩ*

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 ปีที่แล้ว +11

    ፓዉዉዉ ኣብዚ ኣሎ ጥበብ ሰለሙን ድራር ኣቦ ጥበብ ዕድመ ይሃበካ ንበሎ ኩላትና ደቂ ኤረይ👍🙏

  • @ምንባርኮኣይድገምንዪ
    @ምንባርኮኣይድገምንዪ 4 ปีที่แล้ว +5

    Wawww eza film si weshteka kem gele tgebreka nay behaqi beflay mesti klasikal ezi bahlwai filmtatna zeywedai meqeret eyu zelwo edmen tinan yehabena deqi erey sdet yehxrelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🙏🙏🙏

  • @ሳሚወዲተወልደ
    @ሳሚወዲተወልደ 4 ปีที่แล้ว +12

    ደቂ ኤረይ እዚ ብፌሊም ንሪኦ ዘለና
    ብተግባር ክንገብሮስ ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና ካብ ዓዲ ጋና ዓድና ይምለሰና

  • @anwarer8623
    @anwarer8623 4 ปีที่แล้ว +6

    Fuqre yinber daki Erey yehwatey Islamen kirstyanen ❤❤❤❤❤

  • @habtom5113
    @habtom5113 4 ปีที่แล้ว +9

    Atum sebat snetbeb ab eritreawi alo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍👌kbrn mogosn

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 4 ปีที่แล้ว +17

    እዞም ዲስ ላይክ ትረግጹ ዘለኩም ከመይ ታንኪ ይርገጻኩም :: ሕርር በሉ ድኣ እንበር ኤርትራውያን ዘይነጽፍ ባህልን ክብርን ታሪክን እዩ ዘለና ::
    ካብ ማይ ማዕድንን ቀይሕ ባሕርና ዝበዝሕ ክብርታትን ኤርትራውነት እዩ ዘለና
    ካብዚ እልይ በል ናይ ዘበና ኮሮና ኣጋኣዝያን
    ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰዓረ

    • @etimeshaqeliwedi2005
      @etimeshaqeliwedi2005 4 ปีที่แล้ว +2

      Hrr ybelu aytgedeselom zearkey

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣይትገደሰሎም ኣናጹ ተጋሩ

    • @ወዲስንዓፈ
      @ወዲስንዓፈ 4 ปีที่แล้ว +3

      Aynflalyen Ena dik Eriy Jegano zehlfnayo tarkina yemskrlna eyo Ab zelkum selam tinan yemnyelkom I Love you Dik Eriy

    • @تولي-ش6ش
      @تولي-ش6ش 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk enbarsi nsa kaynkam eu feh betan kaydkem zalkem nakem damo antey ena kanknalkem way keb aedna da wetalna

    • @almuzayonas8835
      @almuzayonas8835 4 ปีที่แล้ว +1

      Aytgdslom.

  • @yaleku5546
    @yaleku5546 4 ปีที่แล้ว +12

    I Think this Film will be one of the best eritrean film .❤❤❤

    • @omerdin9426
      @omerdin9426 4 ปีที่แล้ว +1

      Am agree with you bro, that is how the people live in our country , so we should learn our children in western country to love their country & their people

  • @kokobteklay6192
    @kokobteklay6192 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣቀባብላ ጋሻ, ትርጉም ሕውነት, ፍቅሪ, ወኒ....... ኩሉ ነገር በቃ ኣብቲ ግዜ ቀደም ዶ ክንብሎ...... ኣዝዪ ደስ ዝብል..... ዋይ ብኡነት anyway ጽቡቅ ኣጀማምራ ደስ ክትብለና ከኣ i hope

  • @genetalem2092
    @genetalem2092 4 ปีที่แล้ว +3

    ዓዲ ጣፋ ዓዲመዓር እግዚአብሔር ይበርኩም ቡሩካት ደቂ ሐላል መሬት

  • @asmerashkoir5675
    @asmerashkoir5675 4 ปีที่แล้ว +3

    Wellcaome depi eriy ኣብዚ ኣሎ መኒነት አረትራ ኢዚ ገዲፊካ ዶ ሰድት ዶ ይኽይድ
    ኣጆኾም ኢሰኪ

  • @theafricanlioness6709
    @theafricanlioness6709 2 ปีที่แล้ว

    I love historical dramas. I saw 2 episodes in Eritrea Media Network and I was hooked. They showed older episodes. This is one of the best films they have produced I think.😊

  • @tesfaygirmai5219
    @tesfaygirmai5219 4 ปีที่แล้ว +5

    Thanks I'm crying because I mees my country pls do something people we need to get back home.

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 4 ปีที่แล้ว

      ኣምሰሉ ትግራዋይ....ኪድ ናይ ዓድኻ ግበር ረሳሕ

  • @yemanengusesandro6792
    @yemanengusesandro6792 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣካላተይ ቀጥቀጥ ኢሉኑ ጎልጎል ሃዞሞ ምስራኣኹ
    ኣየወ ጫዓሎ ሃዳድም መሬት ሰርዐ ኣራዓለ ጆራዲና ማይ ዓይኒ ተመነይቲ ጠገለ
    ዘርባቢት ዓዲ ስላም ክሳብ በሪኽ ሑጻ ጎበለ ዓባይ ገማዕ እምባ ቶኺሎን ዓዲ ሳሆ ዓዲ ትግሪኛን ውሑዳት ትግረን ዝነብሩሉ ቦታታት እዩ

    • @eyesusamlakeymaryamadey2046
      @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 ปีที่แล้ว

      Tgre dea abey alewuna yene mear ane keman gal chealo hadadm eye

    • @yemanengusesandro6792
      @yemanengusesandro6792 4 ปีที่แล้ว

      @@eyesusamlakeymaryamadey2046 እሞ ገለ ሽራጥ ዘለዎም ርኢኺ ኣይትፈልጥን ሰበኽሳግም ኣይጋደፍዎን እዮም ኣግማል ዝሓዙ

    • @eyesusamlakeymaryamadey2046
      @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 ปีที่แล้ว

      @@yemanengusesandro6792 kkkk ewe nsom dea neberti mesiluni eye Meqeret

  • @Meley-TV
    @Meley-TV 4 ปีที่แล้ว +16

    ዓደይ ያ ዝተወለድኩላ ግን ሎሚ ባሓቂ ነቢዐ ተዳፋኒቀ ናብ ስድራ ንክምለስ

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 4 ปีที่แล้ว

      Abey adi u bro ajona ka knmles fna kuluna bhayli fetari

    • @Meley-TV
      @Meley-TV 4 ปีที่แล้ว

      @@kesetemerhawi9674
      ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ጾሮና ዩ በዚ ሃዘሞ እዩ ሓወየ ኣሜን ናይ ባሓቂ ናብ ትንሳኤኡ ይብጽሓና

  • @eriboy9694
    @eriboy9694 4 ปีที่แล้ว +5

    I Love My country Eritrean 💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼

  • @kenantedros4794
    @kenantedros4794 4 ปีที่แล้ว +2

    Asyyyy deqi adey Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🔐🔥🖇

  • @fishaleasfaha1821
    @fishaleasfaha1821 4 ปีที่แล้ว +5

    አየ እወ አዛካክራትና ነቲ ህወት ዓድና እስኪ እቶም አብ ስደት ዘለና ባህልናን ልምድናን ንዓቅብ ግርም ተዘክሮ እዚ ኩቡር ባህልና ከይ ጠፍእ ንዓቅቦ ሓደራ!!!

  • @sariigallasantishnanSOM
    @sariigallasantishnanSOM 4 ปีที่แล้ว +13

    Film ብዙሑ ኣይከታተልን ኢይ ኣብ ንእስነተይ ናይ ሆልውድን፣ቦልውድን፣ቡዙሑ ይከታተል ነረ ግን ኣብ ሰደተ ግዜ ኣይረክብኩሉን ፣ከመዚ ዘይምለሰን ግዜ ምጥፋ ኣይመረጽኩን
    ብፉጹም 3 ደቂቅ ክከታተል ኣይፍቅደላን ነረ ንነብሰይ ፣ሎሚ ሓደ ዓርከይ ደፋፍዩ ነዚያ film ከመ ንከታተል ገሩን፣ ኣብ ሰደተ ከመ ሎሚ ናፍቆቶ ተሰሚዑንን ይዕንተይ ብራሻይዳ ተገሪፈን፣ተቀጠቂጠን ከሚሎሚ ንብዓት ጮሮሮ ኢሉን ኣይዚከረንን።
    ስድራናን ዘዐበይና ሃገረናን ኩቡሩ ሕብረተሰብናን ባልታትናን ናፍቅና።
    እዛ ተካል ኮሮና ከይ ለከመቲና ኣደታትና ሃገረናን ይርእይና ሉዑል ፈጣሪ ኩሉ።
    ዕድመነ ጥዕናን ንሰለሙን ድራር ///// ዚኮነተ ፈልሚ ናይ ሰለሙን ድራር ክከታተል ኢይ ካብ ሎሚ
    ሩሑስ ቀንያት 8 መጋብቲ ይግበረልኪን
    ደቂ ተባዓትዮ ካኣ ካብ ዓመተ ዓመተ ማዓልቲ ደቀንስቲዮ ተክብሩ
    ንደቀንስቲዮ ኩሉ ግዜ ኣክብሩ በእን ኢና ተክብብና ዘለና። ኣደ፣ሓፍቲ ፣ኣደዓባይ፣ሰበይቲ/ዓርከተ፣ኣሞ፣ሓቲነ ፣ሓማት።

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 ปีที่แล้ว +1

      ሳልሕ ሕዉየ ኣብሽርካ ከምቶም ቀዳሞት ኣቦና ወልዳኣብ ወልደማርየም💪✊ & ሼኽ እብራሂም ሱልጣን💪✊ ኣሰሮም ንስዓብ በብዓቕምና ነበርክት ሓሪራይ ሕዉየ ምስ ቀረባ ጥቓና ዞሎ ይቕረ ንበሃሃል ዘመን መታን ክምለስ ፣ ወሰልም ሓባይብና ሸባብ✊🙏።

    • @handd4215
      @handd4215 4 ปีที่แล้ว

      Amlak nmen eluwo zemen kimles eiu nehdina nfaqer yqre nbehahal ezi himam kea kefrhana yeblun bamlak zmexe eiu gbrina kefiu nirebi blbina nlemno balu kiredana eiu

  • @ሂወተይናተይ
    @ሂወተይናተይ 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww filim malet o goyta sdetna yehxrelna adna nafiqna eritrea alemna men mo kemaki arey♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️

  • @Londonuk2285
    @Londonuk2285 4 ปีที่แล้ว +1

    Labzben dehan dekium haziomna temlskiuma dea we miss my lovely Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋❤️❤️❤️

  • @berihughebru1431
    @berihughebru1431 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ደቂ አረኡ ጻዕዳ ጺብቅቲ ድራማ ቀሪብኩምልና

  • @love-gm1yc
    @love-gm1yc 4 ปีที่แล้ว +1

    ባህልና ጥዑም ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @yohanneskidanes7849
    @yohanneskidanes7849 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcome deki eri❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷

  • @johni7071
    @johni7071 4 ปีที่แล้ว +3

    100% ብዘይ ጥርጥር ድርሰት ሰለሙን ድራር ተኾይና አኸለ ገና አምጅማራ ዓጊብና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላም ንሃገርና ኤርትራ አብ ስደት ዘለና በብዘለኖዬ አብነሕድሕድና ፍቕሪ ይሃልወና እግዝአብሄር ሰላሙ ክሰደልና እምበር ስደትሲ አሕ

  • @ikkmii
    @ikkmii 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይብሓቂ ፍሊም ኣጀኹም ደቂ ኤረይ ወላላ

  • @yallashootfootball3569
    @yallashootfootball3569 4 ปีที่แล้ว +1

    Te tade tanito hhhhh moyte Tigrina kalayti adey iya neay meteabitey ahwatey nizi zifeli seb yelen So love u guys

  • @helentesfaldet4196
    @helentesfaldet4196 4 ปีที่แล้ว +14

    Kemzi Ab Flim Nrio Zelena Abzi Sdet Zelena Kemiom Knkewun Amlak Yhagzena ⛪❤️🕌🙏🙏🙏💋🇪🇷❤️💛💙💚

    • @jemilaahmed4873
      @jemilaahmed4873 4 ปีที่แล้ว +3

      Ajoki iza haftey . Nixubuk intetebegisna bizey afalalay iti mengedi xubuk gin balu iyu zimerhana . Amlak dima xubuk nizizreb seb xubuk iyu zifedeyo .

  • @tekliyane1002
    @tekliyane1002 4 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ እንኳዕ ደሓን መጻኩም😍🇪🇷😍🇪🇷😍😍

  • @gaulabdula4993
    @gaulabdula4993 4 ปีที่แล้ว +2

    بكيتونا آلله لا يحرمنا منكم يامبدعين عجبتوني حتي إتقان اللغة الساهو ذكروني لهجة والدي آلله يرحمه جبت كل شيء في مكانة الي لابسة حق الساهو صحيح تشبههم بس خايفة عليها كيف ح تتكلم المهم منكم نستفيد في انتظاركم نحن سلمون درار انتظرناك طويلا آلله يطول بعمرك واعمار جميع من في هذا المسلسل وجميع من يعمل على وحدة الشعب وإظهار الحق لي الناس الي ماتعرف كيف يعيش الشعب الإرتري الواحد ونشكر كل المناضلين المحبوبين علي قلوبنا عاوفي عليكم جميعا لمن هو في الدفاع ليحرث الحدود وإلي أمثالكم يعملون ويفكرون ليلا ونهارا حتي يقدموا لنا الأفضل بداية جميلة نورتونا.

  • @seidomer5457
    @seidomer5457 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣነ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እብራሂም ፡ሳራ ከኣ ኣስትየር ፡ኣክ ግዜ ግን ተቀይራ ኣጋዚያን ዶ ኣስላማይዶ ማማ ሚያ

    • @johni7071
      @johni7071 4 ปีที่แล้ว +5

      ዓርከይ ግዜ አይተቐየረን አጆኻ እዞም ሐደ ሐደ ቁንጪ ዝኾኑ ስራሕ ዘይብሎም ክፉአት ሰባት ንህዝብና ዘይዉኩሉ ብዘዉርይዎ ቀንጠመንጢ አይትሸገር ንፋስ ጥራይ አይንእየቱ ንሕና

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 4 ปีที่แล้ว +2

      ልቢካ ኣይተወድቀሎም ስሓበይ እዞም ኣስላም ናይ ዓድና ሽዉያ እንድኩም ሓደ እንተተጋግዩ ንኩሉ ጋሕጉሕኩም ባኣልማማ ትወቅሱን ትጸልኡን ኮይንኩም ብቀዳማይ ሓደ ኣሎ ዝፈትዎ ዓርከይ ወዲ ቤት ትምህርተይ ኮፍ ማባህልተይ መጻዉተይ ዝነብረ ኣብ ኤርትራ ንሱ ከም ገለ ትምህርቲ ተዘይመጽዩ ከምዛ ንፋስ ዝሳኣነት ዓዉዲ ፈዚዘ እየ ዝዉዕል ነይረ ገርህታት ኣስላማይ ክስታናይ ስም እምበር ኣብ ዉሽጡ ዝፈላሊ ዘይቢሉ እዩ ዝመስለና ነይሩ ክንዲ መጽሓፋና ከምዚ ዩ ቁርኣና ከምዚ ዩ ዘይኮነስ ኩዕሶና ከምዚ ያ ሳይክለይ ከምዚ እና ንባሃል ኔርና እዚ ድማ ካብ ዉሽጥና ዝነቀለ ዝፈልጦ ዘይቢልና ርእስና ዉን ዘይተመረዘ እዩ ነይሩ ሎሚ ድሕሪ ነዉሕ ቴሌፎን ደዉለ ክዕልሎ እንተፈተንኩስ ንስኩም ከምዚ እኩም መንደ መንዶ ኣጋእዚያን ኮይኑ ገለ መለ ክብለኒ ጀምሩ ኣንታ ሓወይ እንታይ ዩ እዚ ዘረባካ ኣነ እቲ ናይ ቀደም ዓርከይ መስሉኒ የ ደዉለልካ እንበር ከምዚ እሉ ርእስካ ሓማቅ ዝመለአ ኣይመሰለንኒ እለ ቴሎፎነይ ዓጽየ ይብለኩም ስለዚ ሓደ ኣጋእዝያን ንሓደ ነገር ተዳጋጋሚ እንተ ሰበከሉ ንስኩም ኪኣ ንቲ ዕላሙኡ ካይፈለጥኩም ትጸልኡ ኮይንኩም።

    • @seidomer5457
      @seidomer5457 4 ปีที่แล้ว +2

      @@robi-gu3gu
      Kulu seb kemaka inte zikewin eritrea mehalefetilla habibi, ajona kem qedemna nikun hizbi eritrea qidmi haymanot iyu nieru ,, seb abzeameni yimen mikibibar thirah.

    • @seidomer5457
      @seidomer5457 4 ปีที่แล้ว +1

      @@johni7071
      Yeqeniyeley habibi , akrerti ab kulu hibretesebin haymanotin alewu nihna thirah geth nibel

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 4 ปีที่แล้ว +2

      @@seidomer5457 ያ ብሩክ ሓወይ ቀዳመንት ሕዉነትን ምክቡባርን እዩ ዘድሊ መጽሓፍ ናይ ኩሉና ዉን ንሱ ዩ ዝሰቡክ ቡዓቢኡ ፈጣሪ ዉን እዚ ንክንሓስብ ልቦናን ሕልናን ህቢና እዩ ካብ ምፍልላይ እንትርፎ ጥፋኣት ሽቁረራን ራዕድን ዝመጽእ ፋይዳ የቡሉን ስለዚ ቀዳምነት እምነት ሃይማኖት ወይ ዓሌትነት ዘይኮነስ እምነት ፍቅሪ ሃገራዉነት ባዕቢኡ ድማ እታ ፍቅሪ ኣቦታትና እያ ተድልየና መዋስብቲን መናቢርትን እና።

  • @temesgenfetariamlaknaykulu1512
    @temesgenfetariamlaknaykulu1512 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome deki erey meksebat zeblu ygberelkum ftiw yhiwatey ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedichealohadadm8828
    @wedichealohadadm8828 4 ปีที่แล้ว +5

    ታሪክ ክርስትያንን ሳሆን ዑናጎባይ ጎልጎል ሃዘሎ ኣከለ ጉዛይ።

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA449 4 ปีที่แล้ว +4

    Ouna gobay
    Abzi hiji ewan tefenaqel zqmetwo zelewu ab mongo QELAY BEALTET and XERONA ( ab golgol HAZEMO ) zelo bota

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 4 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷Lovely our Eritrean Traditional movie 💖🇪🇷🇪🇷🌷🌷💖💖

  • @eyob951
    @eyob951 4 ปีที่แล้ว +26

    ዑናይ ጎባይ ዓደይ

    • @yanetdani8931
      @yanetdani8931 4 ปีที่แล้ว

      hei hawey kemey khateka gal onagobay xbuk zgeberetley neyra adres keyhazku tefelalina gele tfelta tekoynka habreni nebiyat u sma 2015 ab swizerlad ata nab sebaya

    • @fremenkemyemane1259
      @fremenkemyemane1259 4 ปีที่แล้ว

      Aby kebabi eu auna gobay

    • @yanetdani8931
      @yanetdani8931 4 ปีที่แล้ว +1

      @@fremenkemyemane1259 kebabi hazemo

    • @fremenkemyemane1259
      @fremenkemyemane1259 4 ปีที่แล้ว

      @@yanetdani8931 thanks bro

  • @neamagualasmara9094
    @neamagualasmara9094 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay Bahaqi Kemzi Ena Eritrawyan Aslalamen Krestian Rau Belu 👏🌹

  • @F-NG5
    @F-NG5 4 ปีที่แล้ว +9

    ኤፕእ ነዚ ገዲፍካ ዶ ይስደድ ብሓቂ ንሕና ስደት ኣይግብአናን ኔሩ

  • @fessehayehaile6244
    @fessehayehaile6244 4 ปีที่แล้ว

    Waww thank you the writer of this film, and God bless you my dear.
    Eza zanta btaemy mirir tarik zihazet ya. I hope you have studied properly with refering for those old people who were in tha time especially for timza's villages .

  • @selamselam1756
    @selamselam1756 4 ปีที่แล้ว

    No wonder if Solmon Dirar, Debesay weldu and the late Isaias Tsegay are involved the out come is EXCELLENT! Thank you Solmon Dirar!

  • @ambesgerberhane1154
    @ambesgerberhane1154 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓንዲ ሕቆኩም ትደልደል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥበብኩም ከም ጹሩይ ማይ ይፈልፍል። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @searemichael1790
      @searemichael1790 4 ปีที่แล้ว +1

      Sean amen mrqa yhalf, Amen wela aykeseb

  • @Abi..2Hani
    @Abi..2Hani 4 ปีที่แล้ว +3

    Edmn tenannn yehabkum deki eri ab zelekumoooo selam neakum .....

  • @alemkehdam2675
    @alemkehdam2675 4 ปีที่แล้ว +1

    Wwwwww lomikea ab adey konkum serhkum thanks azakakirkumna na adina

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣብ ሂወተይ ዘይርስዓ ዑና ጎባይ ቤት ማእሰርቲ ሽላ ትሕቲ ምድሪ ትኣሲረ ነሩ ብስግረዶብ ተታሒዘ"
    ኣቤት እወ ግፍዒ ህግደፍ ሰንሰለት ኣብ ኢድና ተኣሲርና ምስ ጡምይ ከብድና መሬት ክወግሕ ክመሲ ጸሓይ ከይረኣና መሬት ክትዓርብ" ግን ሽግር ሓላፋይ ዩ" ከም ዝተባህለ ሎምስ ኣብ ሰላም ሃገር ኣለኩ። ብሃንቀውታ ይጽበ ሓንቲ መዓልቲ ናብ ኤርትራ ክምለስ" ፈጣሪ ኣቦይ
    ስደትና የሕጽረልና "''

    • @mikeletesfaberhan9116
      @mikeletesfaberhan9116 4 ปีที่แล้ว

      AMEN AEMEN AMEN ZHAWEY NMN ELWO FETARI

    • @iseyasghirmay3867
      @iseyasghirmay3867 4 ปีที่แล้ว +4

      abel wedi keshi abey dia ktieser delika sgredob kwexie endabelkas ab Hotel ktieser delika

    • @thankyou1442
      @thankyou1442 4 ปีที่แล้ว +2

      Abynay shela k alo geben zeftsme tshay zetslwe mechem himak zerba nhager yehlifka mihabn zelmedkum hezbi ekum hiji si entay nimbal eu esur bet zezarbeka ?

    • @Money-o7l
      @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว +3

      ክርሹኑካ ኔርዎም ኣብኣ ጌሮም።

    • @kokimichael8254
      @kokimichael8254 4 ปีที่แล้ว

      Atum denaqur entay hmaq tezaribu du bejakum ezias welhanti hmaq aytezareben qes ilkum anbibwo teasire hji kea ab xbuq aleku nay zbele .nab xerfi aytguyeyu nsus hawna endo aykonen!!!

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ኣዝዩ ደስ ዝብል ፊሊሚ ፍቅርን ስንትን ዝምህር ፊልሚ ከምዝዩ ባሂሊ ኤርትራዊ

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deki’za Eri hallall. Edmen tenan yehabkum so good jobbbbbbb🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bahilena tium

  • @lovekahase8165
    @lovekahase8165 4 ปีที่แล้ว

    Btami xbuk des kabzblani kab kulu thztau ms azi kunetat zkeyd comedi thanks tesfa ygebr ktkxlu newih

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 4 ปีที่แล้ว +1

    This is the best film.
    Great job deki eriy mearey 👍💕

  • @eyeruhagos7196
    @eyeruhagos7196 4 ปีที่แล้ว

    Wwwwwww gele aynet xbuk srah eyu ajokum deki Eritrea adey

  • @girmayabraham3258
    @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว +20

    እዛ ቖልዓ ደኣ ክንደይ ትሽኩር

  • @merhawiembaye
    @merhawiembaye 4 ปีที่แล้ว +1

    ደራሲ ኣድኒቀካ ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ

  • @h-b6744
    @h-b6744 4 ปีที่แล้ว +5

    I’ve been arrested around una gobay underground and this drama takes me there with full of thoughts. Hope all the prisoners get released. 1❤️🇪🇷

  • @ilhamikrammojim5689
    @ilhamikrammojim5689 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww gela aynti film ajokume kestlwo deki Eri halalati anese mare feteyeya das ketebleka

  • @Eritreachanel1234
    @Eritreachanel1234 4 ปีที่แล้ว +2

    Ewayyy nay eritrean seb eko Mara zbeki hiji kirieyo keleku bejakum eba kemzi nkun akkkkk

  • @titimikal9885
    @titimikal9885 4 ปีที่แล้ว +7

    ኩሉ ናይ ሰለሙን ድራር ኣዝዩ መሳጥን፡መሃርን፡ሰሓብን ስራሕ 'ዩ ዘቅርብ።ሰለዚ ሰሌ ሓደ ካብቶም ኣለዉና ኢልና ንምካሓሎም ሰውራ ዘፍረያቶም ስነጥባውያን ሃገርና ኢዩ።እወ ከምዚ ገርኩም እቲ ፍቅሪ ናይ ቀደም ኣባታትና ብዘይ ኣፋላላይ ሃይማኖት ይኩን ወገን ዝነበረ ፍቅርን፡ክብረትን ካብ ደራሲ ክሳብ ተዋሳእቲ ሉዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።ደራሲ ሰለሙን ድራር(ሰሌ) ጌና ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ።ምክንያቱ ከም በዓል ንስካን፡ቡጾትካ እቲ ተጨፍሊቁ ዝነበረ ባህልናን፡ክብረትናን፡ፍቅርናን በርቢርኩም ተቅርቡ ስለ ዘለኩም።ኣብ ካሎኦት ሃገራት ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ብሃይማኖት ክቆራረጹ ይውዕሉ ኣለዉ፡ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዋላ ሓደ መዓልቲ ትኩን ብሃይማኖት ተዛሪቡ፡ወይ ተባኢሱ ኣይፈልጥን።ስለዚ ነዚ ናይ ኣባው ፍቅርና ክፈልጥዋ ኣለዋም እዞም ክፋላልዩና ተካል ለይቲ ዝሓድሩ ዘለዉ።

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 ปีที่แล้ว

    *My Lord be with All Eritrean ppl*
    🙏🙏🙏🥀🥀🥀

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 4 ปีที่แล้ว +4

    ኤረና ብሉጽ ስራሕ!

  • @titizetigray8768
    @titizetigray8768 4 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi des behalit bejakum keytekarxwa

  • @gebreslasekfle106
    @gebreslasekfle106 4 ปีที่แล้ว +8

    wawww taamr film eya atum azom awuraja do haymanot kebela ktblu tuwuelu aza hager fkri eyu smka xilie aytietuwula nihagerna selam yewurdela ante azi guezuy hasab no nbelo aslam kstana zefali yebulun hanti eritrea ms 9 bihera kelas

    • @ምንባርኮኣይድገምንዪ
      @ምንባርኮኣይድገምንዪ 4 ปีที่แล้ว +5

      Anen feqrin selamin ewe yewrdelna ab Hagerna zeynfelto afelalay ab sdet yemxulna alewu gud rekibna abey adka abey adki keblu kelewu btaimi eyu zehzneni sdetna da yehxrelna ember bselam abta mechewti hagerna kneneber

    • @gebreslasekfle106
      @gebreslasekfle106 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ምንባርኮኣይድገምንዪ ygermeka eyu nay bahaki nmen eluwo amlak kgebro eyu

  • @tesfitandetsion5237
    @tesfitandetsion5237 4 ปีที่แล้ว +2

    i proud of you guys, the place i grow up is the same like that .mekerka

  • @merhawialem9974
    @merhawialem9974 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww erey xaeda btaemi des tbl film bhaki edmen tenan derasn tewasaetn

  • @dreamteam7349
    @dreamteam7349 4 ปีที่แล้ว +4

    Derasi enda reaku ye film zketatel ezia kea emo Solomon Drar wwwwww i love him

  • @jontv6228
    @jontv6228 4 ปีที่แล้ว +6

    Lomi agibe bfilm Eritrea 🇪🇷 kab hawkum wedi ezi tarik or zanta

  • @yordatewelde42yordi40
    @yordatewelde42yordi40 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኣማዕዲኻ ኤረይ ክንርእያስ መሊሱ ናፍቆተይ ሓይሉ ኣጆኹም በሉ በርትዑ ብሰላም ይምለሰና ከካብ ዘለናዮ ኣምላኽይኣኻኽበና♥♥♥♥🌹🌹🌹🍀🍀🌷🌷💐💐🌸🌸☔☔☔👍👍🙏🙏🙏✊✊💪💪

  • @semharhadish7897
    @semharhadish7897 4 ปีที่แล้ว

    Unagobay adey 😍😍😍hazomona zerakumuna zekenelna

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 4 ปีที่แล้ว +11

    ሰሎሙን ድራር ሰሓቢት ድራማ ክትከውን እያ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምነ

  • @sanaytredae3020
    @sanaytredae3020 4 ปีที่แล้ว +5

    Merihaba deki ereyi 👍🌹🐪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🥰❣️❣️❣️❣️💓❤️💙💙💙💙💙💙💙

  • @tekeatekle7559
    @tekeatekle7559 4 ปีที่แล้ว +3

    Adi Aboy meryetey Habtam betefetro Saho habotatey Selam yemneyolekom 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @zenawimerhawi8727
    @zenawimerhawi8727 4 ปีที่แล้ว +1

    Eri xaeda temelisna nrieki nkewn rahwan selamn ygberelna

  • @eritreawnetkuburmennet805
    @eritreawnetkuburmennet805 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww nay selemun drar drset kulu xbuq eyu sinetbeb hagerna moytu eyu tblu mantakum hirir belu damber aymoten alo.

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 4 ปีที่แล้ว +1

    Dki Erieyy mearey Amlak mskum ykun ab zelkmo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 4 ปีที่แล้ว

    Des zbleka Film malte ezi eyu 😍😍😍😍😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fretatekle319
    @fretatekle319 4 ปีที่แล้ว +1

    Enqae bdahan mexakum,deqi eri btami des zbl bahlawi film

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri3790 4 ปีที่แล้ว +1

    Des tbl film deki halal meriet❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @marhd997
    @marhd997 4 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww ab mjemerta ktxbk zela eza flim kemu ykexlelkum

  • @abelmieron2534
    @abelmieron2534 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኣዚዩ መሃሪ ብግብሪ ዝተገብረ ሰረት ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራ ብመልክዕ ፊልም ክቀርብ ኣዝዩ ኣገዳስን ወሳንን ዩ ቀጻልነት ሂወትና ቀጻልነት ሃገርን ህዝብን ክንብር ዝኽእል ታሪኽ

  • @natsnetdebesay7962
    @natsnetdebesay7962 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ትብለካ ፊሊም

  • @kiflomghedam8035
    @kiflomghedam8035 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ንፉዓት ደስዝብል ጥበብ በርትዑ ቀጽልዎ ስኒት ሃይማኖታትና ውን አዚዩ ጸላአትና ይፍለጡ ኣብ ኤርትራ ኣስላማይ ክስታናይ ቦታ የብሉን

  • @grmawitkidane2320
    @grmawitkidane2320 4 ปีที่แล้ว +3

    Wwwww gele aynet tarik

  • @abedgebre2100
    @abedgebre2100 4 ปีที่แล้ว

    Xbuq srah. Thankn you Solomon Dirar

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 4 ปีที่แล้ว

    Ayewe eritreawian kemzi eyu fkrna aslamay kstanay key belna entay ke nfelto mfllay haymanot bejakum eta nay kedem fkrna nmlesa ezia abay tmhrti eya thanks yhwat

  • @maharimajor5012
    @maharimajor5012 4 ปีที่แล้ว

    Wawwww adey marey gobo axadit dhri 6 amet yria aleku wawww sehr schön

  • @jonimssawagodfirst8700
    @jonimssawagodfirst8700 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawww Ata Kindey Titem Eza film Senay mikitital

  • @merrymerry5893
    @merrymerry5893 4 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮርናታት ደስ ባሃሊቲ