🔴ደቂ በዛበህ ጴጥሮስ ብዛዕባ ኤርትራ//ህሉው ኩነታት//15/08/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • 🔴ደቂ በዛበህ ጴጥሮስ ብዛዕባ ኤርትራ//ህሉው ኩነታት//15/08/2024

ความคิดเห็น • 390

  • @HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ
    @HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ  26 วันที่ผ่านมา +26

    ሼር፡ላይክ፡ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።

    • @mengsteabtekhle6452
      @mengsteabtekhle6452 26 วันที่ผ่านมา +4

      HeboL.hawey.Ane.Ane..Abete.Gezet..Absudnner.Asmera.ner.Bezabeh

    • @mengsteabtekhle6452
      @mengsteabtekhle6452 26 วันที่ผ่านมา

      Kekete.neree.meGeste.genen.hadag.nero.dekuo.kefstum

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 26 วันที่ผ่านมา

      @@mengsteabtekhle6452 ትግርኛ ተዛረብ ሓሳብካ ኣይትረዳኣናን

    • @mikael3245
      @mikael3245 23 วันที่ผ่านมา +1

      እዞም አብዚአ መጺኦም ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ቦሮቅሮቅ ዝብሉ ሰባት አደብ እንተዝገብሩ ጽቡቅዩ፣ ዘምጽእዎ ዋላ ሓደ ለውጢ የለን፣ ስለዚ ጠባይ እንተገበሩ ይሓይሽ፣ እቲ መንግስቲ ባዕሉ አለዎ፣

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 23 วันที่ผ่านมา

      @@mikael3245
      ትኽክል፡
      ሓለይቲ መሲሎም ቶዃሉ እዮም።

  • @sshh5175
    @sshh5175 26 วันที่ผ่านมา +11

    ዓሻ ጠላም ክልተ ግዜ ተማሪኹ ነጻ ዝተባህለ ፓይሎት . . . እዚዩ ዘፍልጦ ፡ እዚ ጅግንነት ዘይኮነ ጭካነን ጥልመትን ጥራሕ እዩ ።

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 26 วันที่ผ่านมา +14

    ቀዳማ ማዓለሽ እኮ 2 ይ ግዝየ ግን ኖርማል ኣይኮነን ሂንቦ እቲ መጀመርያ ምስተማረኸ ዝተዛረቦ ዘይተጻዉተልና ኩልግዚ ክርእይዎ ጽቡቅ እዩ ባእሉ ዝተዛረቦ ኣሎ❤ ጽቡቅ ስራሕ

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae295 26 วันที่ผ่านมา +11

    Zeydgem fetret Aman beaman That is absolut True ❤️❤️❤️✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @user-yj6wm7mp8y
    @user-yj6wm7mp8y 26 วันที่ผ่านมา +18

    በዛብህ ድኣ ምርጥ ሙርከኛ እንጂ የምን ጅግና ነው 🤔 ኣታ እዚኦም ሑሙማትሲ ንህዝቢ ኤርትራ ፍዮርን ፍሩትን ሒዙ ዝመጸ ድዩ መሲልዎም ደፋራት እዮም ግን 🤔🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @taz3739
    @taz3739 25 วันที่ผ่านมา +4

    ጽቡቕ መግለጺ ኤርትራውያን የሕዋተይ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤️

  • @hibintieritrawit9262
    @hibintieritrawit9262 26 วันที่ผ่านมา +7

    Thank you Himbol Hawey ❤❤❤ezia Ethiopia zblwas bay wegen fah fah intebelet entebelet gudayey aykonen eti Nana zhasebwo nabom tegemtilu alo

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 26 วันที่ผ่านมา +9

    Thanks hawey wedi hagerey Eritrea 🇪🇷

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 26 วันที่ผ่านมา +8

    ብትዖቢት ዝተባዖጠ ህዝቢ ይቅሬታ አይፈልጡን እዮም🇪🇷🙏👍☘️🌳🙏🇪🇷🇪🇷🌿🌹🌏❤️🌎🌳☘️👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zowdi810
    @zowdi810 26 วันที่ผ่านมา +5

    You are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and to you 🇪🇷 🙏 ❤️ yes you are right we are erteraweyn happy for ever

  • @menasieskwg7453
    @menasieskwg7453 26 วันที่ผ่านมา +28

    ናይዞም ካሕዳማት ጎረቤት ነገር ብቃላት ክትገልጾ ኣይከኣልን እዩ ። ኣቦታትና ክምስሉ " ሽሕ እኳ እንተመሰለ ሕያዋይ ፥ ኣይትእመን ትግራዋይ " ኢሎሞ እዮም ቀደም። ስለዚ ኣይንትሃመል ደቂ ኤረይ ❤❤❤

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 26 วันที่ผ่านมา

      @@menasieskwg7453 ትኽክል 100% ምሳኻ ይሰማማዕ እየ ወስኸላ ነዳዲ ሃባ !! ዘይፈለጠ ይፍለጦም ጉዳይ እዞም ሓሳዳት ቀናኣት ሓሰውቲ ካሕዳማት መላኻዕቲ ተጸበይቲ ረዲኤት ኣረይቲ ኩዕንቲ ፡
      ጽግዕተኛታት ምዕራባውያን ሓሳኻት ቆማላት በላዕቲ ዝጨነው ስርናይ ክዙን 10-ዓመት !!!!!
      ዓርበሮቡዕ ኬድካ ብነጻ በለስ ምእራይ ተሪፉ'ዩ ፡
      የለን እንትርፎ ብቪዛን ብላይሰንስን ግብሪ እንዳኸፈልካ
      (( ጎረቤታችን ንእሽቶይ ክልል ትግራዋይይይ.....))
      ብዓቢኡ ሉል ባሕርና ኣለና ተመስገን ፈጣሪ ፡
      ሃብታም እዩ መሬትናን ባሕርናን ተደሌና ንሕንብሰሉ ተደሊና ዓበይቲ መራኽብ ንዕሽገሉ .....!!!!!!!
      ከመቲ ረሳሕ መልሓስኩም ግን ኣግማልና ኣይነስትየሉን ኢና ፡ኣግማልና ጨዋም ማይ ዘይኮነስ ጽሩይ ማይ ኣለወን ዕስበይቲ ዲጋታት ዝኸዘኖ ዋርሳይ ይከኣሎ ዝሃነጾ። ኩልና ኤርትራውያን ፡
      ተረዳእ ትግራዋይ ንበል ብዓውታ ብዓውታ ወዲ-ኤረይ ወዲ-ሓወቦይይይይይይ

    • @edenpazom9452
      @edenpazom9452 25 วันที่ผ่านมา +1

      አበደን ሻላማላ በዞም ሓሳዳት ዕድሚና ዝወድኡ ብዳታት

    • @user-si7wy1hc9l
      @user-si7wy1hc9l 23 วันที่ผ่านมา +1

      እንተላይ ኢሳያስ?

    • @user-si7wy1hc9l
      @user-si7wy1hc9l 23 วันที่ผ่านมา

      ኩሉ ትዛረቦስ ናታስ ንሓማታዩ

    • @natuaron2768
      @natuaron2768 22 วันที่ผ่านมา +1

      ብሰንኪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክንደይ ዓድታት ብክላስተር ብ ናፓልምን ብ ፋክረሲን ዘይባደማ ስለዚ በዛብህ ኣካል አቲ ሓይሊ ኣየር ስለዝነበረ ኣብ ነብስወከፍ ዓዲ ኣብ ንውብስወክውብ ግምባራት ዝወረደ ደብዳብ ኢድ ኣለዎ።ስለዚ እቲ ሰነድ ኣብ youtube ተጻዒኑ ስለ ዘሎ ንሱ ርእዮም ተግባራት ኣቡኦም ኪፈልጡን ክርዱን ዪግባእ

  • @rahmaahmed6188
    @rahmaahmed6188 26 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks himbol Media for good information 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeragabirhabtemariam7287
    @zeragabirhabtemariam7287 26 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤buruk kramat ygebro ezgabher amlak

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 26 วันที่ผ่านมา +6

    የቐንየልና ሂምቦል ሐውና ኩሉኹም ደቂ ኤረይ እዚ በዛብህ ዝባሃል እረሜን ስላማውያን ሰባትን ንጹሃት ቆልዑት መቕታሉ ነዞም ደቁ መልሲ ህዝባዊ ገመባር ንምሩኻት ጽቡቕ ጌሩ ዝሕዞም ሰበአዊ መሰል ስለ ዘኽብር እዩ ጀጋኑ ስለዝኾኑ አይኮነን እዚ አረሜን በዛብህ ግን ነቲ ምሕረት ዝተገበረሉ ከየመስግን ከጥፋአና ተመሊሱ ነዞመ ደቁ አቦኦም አረሜን እዩ ይቕሬታ ክሐቱ እዩ ዝገቦኦም 🙏🙏🙏✌🏾✌🏾👍👍👍♥️♥️♥️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 22 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቕ መደብን ብሱልን ዘዕግብ ኣገላልጻ 🇪🇷ሂምቦል ሓውና ምስ ርእይቶ ኣቕረብቲ ሑቡናት ደቂ ኤረ🇪🇷♥️🇪🇷💪🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷🌹🇪🇷

  • @Hagere214
    @Hagere214 25 วันที่ผ่านมา +1

    ፀላኢትና: ኢዮም: ኩሎም: አምሀራ: ተጋሩ: ኩሎም: አነ: ከምአምቼ: ኩልሻ: እየ: ሰባአሰ: አሰብ:አሰብ: እንዳበሉ: ክዛረቡ: ከለዉ: የለን: ሻላ: ማላ:

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 26 วันที่ผ่านมา +13

    ኩልግዜ ሃቂ ዝሃዘ ይስእር ንጎሮቤታችን ግን ምእማን ንዝብኢ ስጋ ሐልወለይ ማለት እዩ ስለዚ ነስተውእል

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay3927 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ሩሑስ ሓድስ ዓመት ይግበረልኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹❤🌷❤💐❤🌹💐❤🌹❤

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 26 วันที่ผ่านมา +5

    Ethiopiwian kedatga eyom Eritreawiantimaharu lebmu Ethiopiwian eitemenu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yemanetesfagiorgis922
    @yemanetesfagiorgis922 26 วันที่ผ่านมา +2

    Great job,you’re my favorite,I like your idea keep it up

  • @lilytony3299
    @lilytony3299 26 วันที่ผ่านมา +2

    This is the most beutiful peaceful abd mature discussion ever himbol midia is the best

  • @skking3686
    @skking3686 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሓድያ እዩም በዓል በዛብሕ ደሱ በላይ መንገሻ ካብቶም ብጥልመት ዝልልዩ እዩም ።

  • @user-xu7of6qr3i
    @user-xu7of6qr3i 26 วันที่ผ่านมา +2

    I ❤️ your daily program thanks 👍👍👍👍👍

  • @Mera24Asmara
    @Mera24Asmara 22 วันที่ผ่านมา

    B abyueu Bateara ERITREA Nakfa ekoyu zbahal wed haweboy❤❤❤❤

  • @user-pu6bo3es2u
    @user-pu6bo3es2u 26 วันที่ผ่านมา +5

    Nakfa ናቅፋ ስሞም ቡዙሓት ኣለዉ።ኣነ ዝፈልጦም ምሳና ዝዓበዩ ኣለዉ

  • @sabatekle2084
    @sabatekle2084 25 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bahaki Bravo ailayas❤

  • @adakashay6058
    @adakashay6058 26 วันที่ผ่านมา +1

    Dear brother I love🇪🇷 thw comments sections we are learning from our devoted brothers ♥️🇪🇷 Keep up the good work proud to be ♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @almazdebrezion7806
    @almazdebrezion7806 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you himbol media .

  • @rufilamisghina8504
    @rufilamisghina8504 25 วันที่ผ่านมา

    thank you ደበቂ ኤረይ❤ሂምቦል ሓየትዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ኢትዮጵያውያን ን አድግን ሐደ ዮም።❤🌻🌻🌻🌻🌻❤️🇪🇷☘️👍🙏

  • @sshh5175
    @sshh5175 26 วันที่ผ่านมา +3

    The criminal pilot who was captured and set free twice by Eritrea.

  • @ASMAITKIDANE-yp7yd
    @ASMAITKIDANE-yp7yd 26 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you
    Tsbuk timhrti ketsewo

  • @merryjerry3714
    @merryjerry3714 26 วันที่ผ่านมา +3

    መንጀሪኖ እያ ፈትለወርቅ ኣይኮነት መኣረምታ እታ ዓጣሪት መንጆሪኖ እያ ንኤርትራ ከኣ እጸቢቃ ትፈልጥር እያ ቪያ ቪያ ትጋሩ ሓሰውቲ ዋላ ከሓድቲ ቻው ቻው በዛበህ ጸላኢ ሕዝቢ ኤርትራ ግብኡ ይርከባ ድኣ ደቁ ሓሰውቲ ቪያ ንበሎም 🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️♥️🌹🌷ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ🙏👏ሃንቦል ወድና ንኡድ ኩሉ ትምህሮ ተምጽኦ ታሪኽ ንኡድ ቀጽሎ ጅግና ኣጆኩም ኣጆና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏ኣሰፋው ጽብቅ ትንታኔ ጅግና ብዙሕ ፍልጠት ናይ ገድሊ ተመክሮ ገሊጽካዬ ሂንቦል እውን ኣድኒቁ ምስኡ ኣለኩ ጅግና ኣሰፋይ ቀጽሎ ንመንእሰይ ታሪኽ ምምሃር ጽብቅ ስራሕ እዩ ዓሽ ዓሽ ቪቫ ቪቫ ኤርትራ 🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @user-haki52E
      @user-haki52E 26 วันที่ผ่านมา

      ፈትለወርቅ እዩ ስማ የግዳስ ሳጓኣ እዩ ሞንጆሪኖ። ልቢ ዓዲጎም መባእስተም ኤርትራ ከምዘይኮነት እንተ ተረድኦምከ?

  • @hadasemnetu8729
    @hadasemnetu8729 26 วันที่ผ่านมา +4

    ከመጥፎ ውግያ ናቅፋ፡ ከመጥፎ መኪና ኢፋ የድሕነና ዪበህል ነይሩ።

  • @youditberhane8021
    @youditberhane8021 26 วันที่ผ่านมา +6

    ከመይ ግን ካብዚኦም እንተይ ኮነ ኢና ጸበይቲ ንኸውን እዚአም ዝቕየሩ አየኮኑን እንታይ እዩ እሞ ዘይገበሩ አነ ግን ዝገርመኒ ናትና ናትና ናትና አነ ዝገርመኒ ናይ ህዝባዊ ግንባር ሕራይስ አየቕተሎም ግን ነዚኦም ሕጂም ይኹን ዝገደደ እዮም ዝገብሩ። ርህራሄ ጌሮም አይወስድዎን እዮም ንሶም ብኦኦም እየዮም ዝወስድዎ ከመይ ጌሮም እዮም ከማኻ ዝሐስቡ አየ አየ አየ!! ሐቕኻ አነም በብመልቱ ጽፍሩ እናልዓልካ እዩ ነሩ።
    ንዓና ነኤርትራውያን ልቦና የሀበና🙏

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +2

    Merhaba himbol media good 👍 to see you brother ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielgebreselassie7986
    @danielgebreselassie7986 26 วันที่ผ่านมา +6

    If the eritrean government give this evil a second chance. I will stand against the government.

    • @zxtsf
      @zxtsf 25 วันที่ผ่านมา

      Third chance 33333333333333333 it is 3rd time

  • @GHINDA1
    @GHINDA1 26 วันที่ผ่านมา +3

    Ajoka ajoka wedi Eritrea jigna beleley

  • @user-dh5dg6tg1d
    @user-dh5dg6tg1d 26 วันที่ผ่านมา +4

    ወድዛ ለማኒት ሩኡሱ ትጥፋእ ክቅንጸል ኣለዎካኣበር መነዲኡ ከጽንሖ

  • @biniambahram5549
    @biniambahram5549 26 วันที่ผ่านมา +3

    ዋላ ብሂወት ይማረኽ ገበነኛ እዩ ።ብውድብ ተኣሚኑ ብነጻ እንዳ ተንቀሳቀሰ ኣብ ሓለዋ እንዳ መጽአ ይጉስጉስ ነይሩ።ብፍትሓውነት ክኣ ንኣልዮም ነርና ፡ንሃገሮም ክምለሱ ክኣ በቂዖም ።ንኹሉ ጠሊሙ ክኣ ንኻልኣይ ግዜ ተማሪኹ።ዝኾነ ዓይነት ኣብ ልዕሊኡ ዝውሰድ ፍርዲ ቅቡል እዩ።

  • @tirhastesfamariam9901
    @tirhastesfamariam9901 22 วันที่ผ่านมา

    I agree with በሽር ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fatumaabdalla4588
    @fatumaabdalla4588 26 วันที่ผ่านมา +2

    Bella medeb himbol media🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ourunitytobekeep8508
    @ourunitytobekeep8508 26 วันที่ผ่านมา +9

    እንታይ ዓይነት ርእሲ ኣለዎም ኣብ ግዜ ደርግ ህዝብና ጨፍጭፋ ተማሪኹ ህ.ግ ምሕረት ገራትሉ ብሰላም ንዓዱ ከይዱ. ምስ ወያነ ዓሲቡ ክኣ 98 ንህዝቢ ክጭፍጭፍ መጽዩ ተማሪኹ ክኣ . ብጣዕሚ ዝሕርቅ ናይዞም ደቁ ኣታሓሳስባ,

    • @rutt6733
      @rutt6733 25 วันที่ผ่านมา +1

      Gidefom iba 😅

  • @merryjerry3714
    @merryjerry3714 26 วันที่ผ่านมา +2

    መንጀሪኖ እያ ፈትለወርቅ ኣይኮነት መኣረምታ እታ ዓጣሪት መንጆሪኖ እያ ንኤርትራ ከኣ እጸቢቃ ትፈልጥር እያ ቪያ ቪያ ትጋሩ ሓሰውቲ ዋላ ከሓድቲ ቻው ቻው በዛበህ ጸላኢ ሕዝቢ ኤርትራ ግብኡ ይርከባ ድኣ ደቁ ሓሰውቲ ቪያ ንበሎም 🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️♥️🌹🌷ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ🙏👏ሃንቦል ወድና ንኡድ ኩሉ ትምህሮ ተምጽኦ ታሪኽ ንኡድ ቀጽሎ ጅግና ኣጆኩም ኣጆና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏

    • @skking3686
      @skking3686 25 วันที่ผ่านมา

      መጀሪኖ ሰጓኣ እዩ ፈትለ ወርቅ ሽማ እዩ ሓውና 😂

  • @seyoumaraya752
    @seyoumaraya752 23 วันที่ผ่านมา

    ሂምቦል ብዙሕ ልባዊ ሰላምታይ እዳቅረብኩ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እተካይዶ ዘለኻ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @christinamengis2721
    @christinamengis2721 26 วันที่ผ่านมา

    Himbol hawena I like the way you explain. Your hambelness the way you invite others I really appreciate you. Thank you! Keep it up your good work ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @paulosselassie22
    @paulosselassie22 26 วันที่ผ่านมา +1

    በሽር በጣም ጎበዝ አጎቱ ነው ስላልተመቸኝ late ነው የሰማሁት ጥሩ ነው himbol

  • @almazasmelash6143
    @almazasmelash6143 25 วันที่ผ่านมา +1

    I am so proud to be an Eritrean .❤❤❤❤

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 26 วันที่ผ่านมา

    Thanks ambsa wide yes you right Berther ✅️ 👏 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @afewerkiweldegergish9107
    @afewerkiweldegergish9107 26 วันที่ผ่านมา +1

    Mezabih kindly seb atfiuu u ab somal and eritrea

  • @azutesfai1576
    @azutesfai1576 26 วันที่ผ่านมา +2

    ZEGEREM U BEZABEH KEM SHEGURETI KEMETER ALEWO

  • @MelaneYohannes-sh5nc
    @MelaneYohannes-sh5nc 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኣለዉና ጋል ሓትነይ ናቕፋ ትበሃል ኣላትና❤❤

  • @yordasegid9416
    @yordasegid9416 23 วันที่ผ่านมา

    Btaimi des zble medeb deki Ere ❤❤❤❤❤

  • @ogbazionseyum9911
    @ogbazionseyum9911 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቕ ኣለካ እዝ ኦም ዘሪእ መርገም እዮም።

    • @mizlalisaac6369
      @mizlalisaac6369 21 วันที่ผ่านมา

      ደቁ ብሂወቱ ከሎ እንተዝርእይዎ ጽቢቅ ነይሩ ::

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 23 วันที่ผ่านมา

    Naybahaki xubuk Programm thank you guys 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +1

    Yes 👍 that is true Deki Eriay jeganu Awet Nihafash 💐💐🇪🇷🌺🌺👍👍👍👍👍🌷🌿🌿🌿🍀🍀🍀🌹💐💐🇪🇷🌺👍👍👍👍👍🌷🌷🌷

  • @meramsk3306
    @meramsk3306 26 วันที่ผ่านมา

    Thank you so much bro

  • @ghideighebresillassie7164
    @ghideighebresillassie7164 26 วันที่ผ่านมา

    ከማካ ይብዙሑልና❤️🇪🇷🙏🏾

  • @naherdawit1701
    @naherdawit1701 26 วันที่ผ่านมา +4

    ያኣይ ካብኣስ ንመንግስትን ህዝብን ክትሓባብል መፍታና እዩ::ሕጅውን ኪናት እንተጀመሩ መንግስተ ኤርትራ ንፈዴራል ከይ ሕግዝ እዩ እቲ ስግኣት

  • @mekonenghebremeskel2831
    @mekonenghebremeskel2831 25 วันที่ผ่านมา

    Hembol. Thanks 🙏

  • @saraabay7231
    @saraabay7231 26 วันที่ผ่านมา +1

    Beti gega nay abuom nhezbi ertira yekrera khatu ygbuom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 26 วันที่ผ่านมา

    God bless you dekie Eritrean 🇪🇷 awet Nhfash Eritrean bale ambsa God is with us bless 🙌 🙏 ❤️ Eritrean Eritrean yes 🇪🇷 🙏 🙌 👏 Thanks 🇪🇷 God Thanks dekie Eritrean keep going great news ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hailaimichael964
    @hailaimichael964 26 วันที่ผ่านมา +3

    አብ ስያተል ዋሽንግቶን ስተይት ወዲ ንጉሰ ጳውሎስ ናቕፋ ንጉሰ ዝብሃል አሎ። አብ ጊዜ ቃልሲ ዝተወልደ እዩ።

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 26 วันที่ผ่านมา +4

    Eritreawian Masawa hawe gerom kedebdebu, Eritreawian deport kegeberubEritreawian ab mulu alem selamawe self kengeber Ethiopiwian ab Ambasi Ethiopia beal jegeberu nerom kulom Ethiopiwian kab kulu Tigaru telamat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielfishatsion2686
    @danielfishatsion2686 25 วันที่ผ่านมา

    Thanks thanks 🙏🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 26 วันที่ผ่านมา +3

    Eritrea 🇪🇷 hagerey

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +2

    Deki Eriay jeganu Awet Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤🌷🇪🇷🇪🇷🌹🌺👍👍💐💐💐💐🍀🍀🌿🌿💐💐❤️🌺🌺🌹🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🌺👍👍👍👍

  • @asratmebrahtu
    @asratmebrahtu 26 วันที่ผ่านมา

    Abza nay bezabe ztezarebiwa deku abotat atay abilu mesleku m. Azaribom yezarebuka yebilu abotat selezi deki bezabe mestir cab eritrawuyan aterekebu elom eyom zezarebu zelewu nehagol eritrawi eyom zemermeru zelew amo neteke aritrawi belahti kenkewun alena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @hadasemnetu8729
    @hadasemnetu8729 26 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ሩስያ መኪና ኢየን።

    • @tedros8896
      @tedros8896 26 วันที่ผ่านมา

      ኖ ናይ ኩባ መኪና እየን

  • @user-wd3hg8lk4u
    @user-wd3hg8lk4u 26 วันที่ผ่านมา +1

    Tehagusna gets a hat ybarkkum 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tecb22kfle84
    @tecb22kfle84 26 วันที่ผ่านมา +1

    Nefsiwekef eritreawi nhageru ambassador eu slezi kulu gize duluwat nkun

  • @user-wd3hg8lk4u
    @user-wd3hg8lk4u 26 วันที่ผ่านมา +1

    Abuna Flipos bereketom tsegaamn aab betna yerto, ajona edeedna nezi kudus project 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @zowdi810
    @zowdi810 26 วันที่ผ่านมา +3

    they are made and hasawe he is Madeley and he is ahey dang batabh so bade made 😢he is made bazabh but god was ase god bless to erterawe people

  • @user-fo8yz8ti5w
    @user-fo8yz8ti5w 21 วันที่ผ่านมา

    Mesta Eritrawiyan ywadiu gdefom dekiza hasadat wahid lamba nesnsilom tekielkum halefti Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonadane2664
    @yonadane2664 26 วันที่ผ่านมา +3

    ደቂ በዛብህ ምብጫው አብህዝቢ
    ኤርትራ ዝገብሩ ኢዮም

  • @user-rf2cz7hq8l
    @user-rf2cz7hq8l 26 วันที่ผ่านมา +2

    Himbol good program Good Explain 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mihretabghebregzabher4964
    @mihretabghebregzabher4964 26 วันที่ผ่านมา +1

    Massawa

  • @nebyatefrem771
    @nebyatefrem771 26 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrawnet kebure meninat ❤❤❤

  • @sabatekle2084
    @sabatekle2084 25 วันที่ผ่านมา

    Mrhaba Mrhaba ❤

  • @merryjerry3714
    @merryjerry3714 26 วันที่ผ่านมา +1

    መንጀሪኖ እያ ፈትለወርቅ ኣይኮነት መኣረምታ እታ ዓጣሪት መንጆሪኖ እያ ንኤርትራ ከኣ እጸቢቃ ትፈልጥር እያ ቪያ ቪያ ትጋሩ ሓሰውቲ ዋላ ከሓድቲ ቻው ቻው በዛበህ ጸላኢ ሕዝቢ ኤርትራ ግብኡ ይርከባ ድኣ ደቁ ሓሰውቲ ቪያ ንበሎም 🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️♥️🌹🌷ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ🙏👏

  • @araia5277
    @araia5277 26 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @tekeagebremedhin6011
    @tekeagebremedhin6011 26 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @edenrose4380
    @edenrose4380 26 วันที่ผ่านมา +3

    After the peace deal, in 2018, his brother was asking and petitioning to the government. However, Mr Yemane on his web page gave a short response: [the government of Ethiopia already inquired and knows👈

  • @tsehaitubaraki7763
    @tsehaitubaraki7763 25 วันที่ผ่านมา

    Great job Himbol Eritreawinet kubur mannet 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jimmyjam5338
    @jimmyjam5338 26 วันที่ผ่านมา +3

    SIMA YEBEZABI LIJ, NAKFA LINGERIH YEJEGNOCH HAGER NEW YASAZENEN YIHIN GEDAY ABATIH YIHIN SIM MESTETU YASAZINEAL, YIH GEDAY MOT SIYANSEW,

  • @MeazaYohannes-yq3ce
    @MeazaYohannes-yq3ce 25 วันที่ผ่านมา

    Temesgen Amelek🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 23 วันที่ผ่านมา

    እዝኦም ኣጋንንቲ ትግራይ ይኩኑ ካሎኦት
    ግዝና ከነቃጽል የየብልናን ይኣክል ንበል

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 26 วันที่ผ่านมา +3

    ንምንታይ ትግረም ናቅፋ ምዉጽኡ በዛብህ
    ስለ ቢሂወት አብናቅፋ ዝተማረኸ እንበር ፍቅሪ ናቅፋ ሃልይዎ አይመስለንን

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 25 วันที่ผ่านมา

      ኣይመስለንን ኢቲ ዝተወልደሉ ግዜ ኣይፈልጥን ግን ናቕፋ ዝብል ሽም ዝተዋህቦ ኣብቲ ግዜቲ መንጌ 50 ወንበዴ ጥራሕ አዮም ተሪፎም ይብሎም ነይሩ። በዛብህ ኣብቲ ኢዚ ቖልዕ ዝተወለደሉ ናቕፋ ዕቢ ደጀን ኢትዮጲያ አዩ ዝኣምን ነይሩ።ሻዕብያ ንሰራዊት ኢትዮጲያ ምሕያ ከምትጉሕፋ ኣያመነን ነይሩ።

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 25 วันที่ผ่านมา

      ናይ ፈትለወርቕ ግደፍዎ ትማሊ ሓደ ካብቶም ጀነራላታቶም ባድመን ኩናምን ኢሮብ ክንመልሶ ኣከና ክብል ውዒሉ። ኣብቲ ናይ GSTS ኣኬባ ዝብልዎ

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 25 วันที่ผ่านมา

      ደፊርኩምን ብቕንዕናን ትግራይን ኢትዮጲያን ጸላአትና አዮም ምባል ኣድላዪ አዩ።ኮለል ምባል ኣየድልን አዩ። ኢቲ ወዕግ መለስ 10 ሚልዮን ሰብ አንተኣጥፋአና ጸገም የብሉን ኢሉ። ኢዚ ብግዜ ወራር "ባድመ" አዩ።

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias5301 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ከሰሜን የሄደ ብዙ አይመለሱም በሰላም ተመለስልኝ አለን ይጵልያ ነረን❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊

  • @bqse6142
    @bqse6142 25 วันที่ผ่านมา

    #ሂምቦል ብሉጽ ሃገራዊ ኣንበሳ ኣጆኻ ቀጽሎ ጥራይ ንስዕበካ ኣለና።
    🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🙏
    ብሕጽር ዝበለ ኣረኣእያ ኢትዮጵያ'ውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘሎዎም ተቐይሩ ማለት ካብ ብዕራይ ጸባ ምሕላብ እዩ ።

  • @medhinberhe-k7s
    @medhinberhe-k7s 25 วันที่ผ่านมา

    great job

  • @Hagere214
    @Hagere214 26 วันที่ผ่านมา +2

    የበዛብህ: ልጆቸ: ተዝካሩን: አዉጡ: ድሮ: ተሸንታል:

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 23 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ክኣ ምስ ኢፍረም ኣሎኩ ጅግና እዞም ደናቁር ካብ ሕጂ ምስ ኢትዮጵያ ብፍላይ ክኣ ምስ ተጋሩ ክንዓጹ ኣሎና

  • @AmenayAbraha
    @AmenayAbraha 26 วันที่ผ่านมา +1

    Medbatka btami adnikeyo nakfa zbha bzuhat alwu

  • @kahesaimosazghi3017
    @kahesaimosazghi3017 26 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ እዩ እዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኻዊ ግፍዕታት ኢትዮጵያውያን ዘርዚርካ ኣይውዳን እዩ እሞ ደቂ ፓይሎት በዛብህ ይቅረታ ዘይምሕታቶም ዘስደምም እኳ እንተኾነ ኣቦኦም ንወዱ ናቕፋ ዝብል ስም ምጥማቑ ድማ ናቕፋ ናይ ኢትዮጵያ መሬት እዩ እሞ ኣሜልስኦ ዝብል ሓደራ ማለት’ዩ ኾይኑ ዝስማዓኒ እሞ እዞም ደቂ በዛብህ ውን ጊዜ እንተ ረኺብና ናቕፋ ከነምልሳ ኢና ዝብል ስሚዒት ከም ዘለዎ ም ኮይኑ ይስማዓኒ እሞ ንሕና ኤርትራውያን ከምዚ ኣብዚ እዋን እዚ ብኣድጊ ንሓመዱ ንዝምርሑ ጸላእትና ብሕጊ ከሲስና ሕጋዊ መቕጻዕቲ ነፍርደሎም ኣለና በዚ መልክዑ ንኢትዮጵያ ንህዝቢ ኤርትራ ፈደረሽ ኣፍሪሳ ን ሰላሳ ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ብነፈርቲ ብናፓል ብክላሰር ቦምቢ ብመዳፍዕ ዓድታት ከተማታት ኩሉ ዓይነት ዕንወትን ብርሰትን ንዘውረድዎ ነብሲ ቕትለትን ብሕጊ ንኽሰሶም እሞ እቲ ሓዲሽ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዕዳ እንተኣሲኪምናዮም ኢና ላኣላዊነት ኤርትራ ክእመኑን ዕዳኦም ብቐጻሊ ምኽፋል ከነጀምሮም ኣለና ይብል።

  • @TEKIEAWATE
    @TEKIEAWATE 26 วันที่ผ่านมา +3

    ናቅፋ ዝብል ኣሽማት ብዝሕ ኣሎ ።

  • @user-xe4bf3mo7n
    @user-xe4bf3mo7n 25 วันที่ผ่านมา

    Hzbi Eritra yeqre behalay, iu hadag iu, endatebahle tegosguislu iu. Hiji zelowu welodo ethiopia , abkendi nhezbi mkhhas simplly Eritra kabana tenexila endabelka, ashkaelal iu. Mengesti Eritra gen yetref ab quinat zetesewuu , abhizbna ztefexeme qetlet ,kendey iyom bzhom ksab 2022 zetekhayede quinat .Ab cariclum nwulud welodo kem tarikh kserehalu alowo.sezlezi Hagerna Eritra zkhefeleto, waga bumuluu tedemiru semaetatna iom.❤❤❤ abeyzelowu deqi bezabih deayom bexabex.

  • @dawitzerai2207
    @dawitzerai2207 26 วันที่ผ่านมา +3

    ጼጥሮስ በዛብህ ብ1984 አብ ናቕፋ ከም ዑፍ አውሪዶሞ ማሪኾም ሓኪሞም ብጽቡቕ ተኸናኺኖሞ ከብቅዑ ብ1998 ንኻላአይ ጊዜ ክድብድብ መጽዩ ንኻላአይ ጊዜ ንባይታ አውሪዶሞ ከም ዋንጫ ዓለም ብራዚል ንሓላላ ዝወነነታ ዋንጫ ጼጥሮስ ካአ ሻዕብያ ንሓላሎም ወሲዶሞ ድምጹን ድምጽማጹን ህጣሙ ክጠፍእ አለዎ አብ ወተሃደራዊ ሕጊ ሓደ ወተሃደር ንኻላአይ ጊዜ እንተዳአ ተማሪኹ አይማሓርን እዩ ቀልጢፎም ይኻርጅዎ ወይካአ ንሕልፈት ይአስርዎ

  • @user-fo8yz8ti5w
    @user-fo8yz8ti5w 21 วันที่ผ่านมา

    Bravo tesfay eziom keteltin ametstin elna kintswiom alena kilab belom eziom
    N Bezabih gin Qoraritsina ab edaga siga bezabih n Ensisa zkewin megbi zshiyet alena elom kizrgihwo alewom.

  • @michaelsenay1857
    @michaelsenay1857 25 วันที่ผ่านมา

    ምስ ኣማኒኤል ዝዛረቦ ዘሎ ሓሳብ 100% የ ዝሰማማዕ !!!
    እዚ ናትና ወለዶ ከሓስበሉ ዘለዎ ወሳንን ቀጻልነትና ዘራገግጽ ኢዩ !!!