Eritrean Music Isaac Simon Zelelay/ዘለላይ Vol. 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ธ.ค. 2018
  • ክቡራት ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2019። ናይ ሰላም ቅሳነት ራህዋን ፍቕርን ዓመት ክኾነልና እንዳተመነኹ ድምጻዊ ኢሳቕ ስምኦን ኣብ 2005 ዘሕተማ "ጅዳ ካናዳ" እትብል ቐዳመይቲ ኣልበም ብምሉኣ ብሕጋዊ ፍቕድን ዋንነትን ኣብዚ Harmony Digital Studio Channel ንጽዕና ኣለና ሞ እቶም ብዘይ ፍቓድ ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ጽዒንክማ ዘለኹም ንኽብሪ ስነ ጥበብ ከምኡ ዉን ንድሕነት ቻነላትኩም ባዕልኹም ብምዉጻእ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ጻዉዒት ነቕርብ።
    Harmony Digital Studio
    240-640-2057
    USA.
    © 2018 Harmony Digital Studio ALL RIGHTS RESERVED.
    Subscribe & follow us:
    / @harmonyeritreanmusic
    / dawit.kidane1
  • เพลง

ความคิดเห็น • 456

  • @tesfaldettesfit6731
    @tesfaldettesfit6731 2 หลายเดือนก่อน +11

    ከመዚ ከመይ ክሳብ 2024 ዲሰምኣ ኣሎ ዶ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @johnzerie5604
    @johnzerie5604 2 ปีที่แล้ว +174

    ክሳብ 2021 ብዘይ ምቁራጽ ትሰምዓ ዘለኻ ነዛ ደርፊ like ርገጽ.....ከም ነቢት እንዳሓደረ ዝጥዕም ዘይምኖ ደርፊ ቀደም። Issac Boss!

  • @Minbar855
    @Minbar855 11 หลายเดือนก่อน +24

    ኩሉ ግዜ ኣብ ማዓልቲ 2 ግዜ ከይሰማዕክዋ ዊዕለ ኣይፈልጥ ኢየ ድንግል ልበይ ሒዛ ዝተሸረበት ሄዋን ኢያ ተዘክረኒ😢 ኣለካ ዶ 04/07/2023 ዝሰምዓካያ like rigex❤🎤🥰

    • @victorygu12
      @victorygu12 6 หลายเดือนก่อน

      🤍✌️26-nov-2023

    • @user-xu1lf5pi4i
      @user-xu1lf5pi4i 2 หลายเดือนก่อน

      😊

    • @SelamShalom419
      @SelamShalom419 หลายเดือนก่อน

      ንዓይስ 2007 እያ ትመልሰኒ በጃኻ ኢለካ።

  • @user-mv9fk6qu8r
    @user-mv9fk6qu8r 4 ปีที่แล้ว +287

    አዚ ጥዑም ደርፍታት ናይ ቀደም በዚ ናይዚ ሎሚ ዘሎ ባዕኻኽ ዓዋን ደርፍታት ተሸፊኑ !! ፈትሽና ሲኢናዮ እስከ ከምዚ ከማይ ዝቀበጽኩም like ጠውቁለይ

    • @samitesfaselasie1299
      @samitesfaselasie1299 4 ปีที่แล้ว +6

      ለዋህ ልበይ I love 💓 you

    • @tsegayyemane5825
      @tsegayyemane5825 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ

    • @likeyou4610
      @likeyou4610 3 ปีที่แล้ว +3

      Nay kedem derfi Party 1 eu ente nay hji gin mwhat abyuna nay hji derfi Party 23456.... wedi halima sakit eyom

    • @nitsihtiselompn3617
      @nitsihtiselompn3617 2 ปีที่แล้ว +2

      @@likeyou4610 a

    • @bahrenegasiteame2168
      @bahrenegasiteame2168 9 หลายเดือนก่อน

      Nay behqi bro 👍

  • @michalehabte8040
    @michalehabte8040 7 หลายเดือนก่อน +3

    በጃኹም ባ ዛግጥሚ ጽሓፉሉለይ ኣብዚ ኮመንት ደቂ ኤረ ባባ ኢሳእ የድቅረካ ኩሉ ግዜ ከይ ሰምዓ ኣይ ዉዕልን የ ዕድመንን ጥዕናንን ይህብካ እቲ ሓያል ካብ ካናዳ ቶሮንቶ

  • @momona369
    @momona369 2 ปีที่แล้ว +58

    ኣቤት ህርመት💯
    ኣቤት ድምጺ💯
    ይበል ብሓቂ💯
    ኣሳቅ ወዲ ህዝቢ👑

  • @amirstudio3753
    @amirstudio3753 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣብ 2024 ትስምዓ ዘለኻ ብጻይ 1:33 👍👈 ከምዚ ገርካ ርጋሓኒ።

  • @Tusfai
    @Tusfai 20 วันที่ผ่านมา +1

    ናበይ ድኣ ኣብልካ ሰበይ ሓንቲ ንዓይ ትከውን ግጥምን ዜማን ክበካ ፍቃደኛ ኩን

  • @user-wt4zc4nj6y
    @user-wt4zc4nj6y 5 ปีที่แล้ว +77

    እዉይ ኢሳቅ ሓወይ እዛ ሙዚቃካ ደልየ ሲኢነያ ነይረ ኣሰይ ተሓጉሰ💓💓💓👍👍👍

  • @user-wv8tr7ig7f
    @user-wv8tr7ig7f 5 ปีที่แล้ว +45

    ኣታ እዚ ደይሙስሙዑ ይሓይሽ ናብ ዘይፈልጦ ትዝታ ይወስደኒ ሑጹነት ሓወይ 2005 ተወሊዓ ትወዕል ኔራ ካሴቱ ሕጂ ካኣ ኣነ ብሽቁል ኣብ እስራኤል ዲነይ ጠለዐ ከለኩ ርእሰይ ግን ሃዉ ኢሉ ናብ ኤሩ ይምርቀፍ ዓሕ

  • @isaacsimon1139
    @isaacsimon1139 5 ปีที่แล้ว +196

    Yekeneley kburat, nkulu etihbwo hanatsi ryiton, arami nekefetan blbi yemesgen kbret yhabeley. Rhus amet,nhgoselun nteranefelun amet ykunelna. Degime nmoralkum bthtna yemesgen. Isaac Simon 2019.

    • @zigurigentian8541
      @zigurigentian8541 5 ปีที่แล้ว +2

      isaac simon ata schor afqireka endiye

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 5 ปีที่แล้ว +2

      amen enkolay neakan nsdrakan.gin tefiekana xlul eye beaka esako

    • @fikadutadese9633
      @fikadutadese9633 5 ปีที่แล้ว +1

      Nska eba terekibika kab ezom dimitsawiyan naamawilika tegediska titsihif kibiret yhabelina
      Bfilay ezom nay qedem derefti derfikum tsibuq u bzeymiginan

    • @onefourthree5346
      @onefourthree5346 5 ปีที่แล้ว +3

      really you are super artist and ever 😍😍😍bfly ezya drafi zelaly hakigna foqorawit darifi so i hope to you all the best !gin eta senai zbil drafika vidio clip gerka upload gebra ekha

    • @michaelgebreslassie6983
      @michaelgebreslassie6983 5 ปีที่แล้ว +3

      isaac enkaa bselam metaka nezom neaka nfetu sebat abza trah golgol gedifkana nierka emo enkaa temelskana mlu Ada yu zeleka nezom hankow ilna nxbeyeka zelena bdkone zereba abzihe ajeka ab goneka alena ezom comment teray akmna

  • @grmawibelesawi7595
    @grmawibelesawi7595 4 ปีที่แล้ว +44

    ተዘክሮ ዕድመ ንእስነት ዝቕስቅስ ፍሉይ ጦብላሕታ ዝፈጥረልካ ጥዑም ዜማ ኢሳቆ thank you legend

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +9

    ናይ ብሓቂ ኢሳቕ ስምኦን ካብቶም ዘኣምነሎም ሰነ ጥበባውያን ናይ ሃገራን ሓድ ኢካ ናይ ብሓቂ እዩ ጥበብ ዋና ኣለዎ ዘብሃል ከምባዓል ከማኩም እዮም ዋናታቱ ኢሳቕ ዓቢ ሰብ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @meazakifle1677
    @meazakifle1677 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳቅ ደርፍኳ ብጣእሚ ዬ ዝፈትዎ ብጣእሚዬ ዝመስግነካ

  • @yemanebrhane9188
    @yemanebrhane9188 4 ปีที่แล้ว +66

    ኣንቲ ዘለላይ ኣቲ፡ ኣንቲ ዘለላይ ኣቲ፡
    ዘለላ ወይኒ
    ኣንቲ ወለላይ፡ ኣንቲ ወለላይ
    ድራር ናይ ዓይኒ
    ኣንቲ ዘለላይ ፡ ዘለላ ወይኒ ኣሃ ሃይ ምዓስ ኢኺ ናተይ ትኾኒ።
    ኣንቲ ዘለላይ፡ ዘለላይ (ኽልተ) ፡ ምኽ ኣል ሲኢነ ምስላይ፡ እንታይ ሙኻኑ ሕማመይ
    ምውራድ ኣቢኑ ኣሎ ዓኽለ ማይ (ኽልተ)
    ጸጉሪኺ ሪአ ካም ሓረግ፡ ትሕቲ ወሪድ ኽንስነስ።
    ኹሑል ዓይንኺ ሪኢዮ፡ እናንጥመተ ኽጠዝዝ።
    ኣስናንኪ ጸባ ሰሪቡ ፍሽኽ ኽትብሊ ዝፈስስ
    ኣፍልብኺ ኸ ዓንታይ ረኺቡ እንዳ ሓደረ ዝጉቡዝ
    ጎነይ ምሳኺ ምሪሹ ከመይ ኣቢለ ክድቅስ
    ክሉ ንድሕሪት ገዲፈ ንዓኺ ድለስ ምልስልስ
    ኣካይዳኺ ከም ሰገን እናጋለበዝሰግሮ
    ርጽኺ መልማል ክኾናል ጠማቲ ማዕዶ ዝዕዶ
    ዳቃስ ዘይብለይ ሓዲረ፡ ምሳኺ ሙኻን ሓላል
    ምስሊ ስእልኺ ከም ታቦት ንግሆ ተንሲአ ኽጻሎ
    እቲ ዝደኽሞ ዝሓልሞ ባኺ ኮይኑ ዝድምደም
    ካልእ ምጥማት ሲኢነ የብለኒ ኣሎ ሰለምለም።
    ኣንቲ ዘለላይ...ዘለላይ (2)
    ምኻል ሲኢነ ምስላይ።
    እታይ ሙዃኡ ሕማመይ ምውራድ ኣቢኑ'ሎ እኽለ ማይ። (2)
    ኣብ ዓውደ ፍቅሪ ግጢሙ ዘውዲ ዝድፍእ ቁንጂና
    ንግስቲ ኮይና ብቒላ ፍጹም የብላን መዘና
    ቆመና መልኽዕ ልቦና ባዚሑዋ'ዶ ኣመና
    ዝዋዳደራ ስኢነ ኮኾብ ኢለያ ንዝና።
    ነቲ ዝይዋዳእ መንገዲ ዓቀብ ሰጊረ ዝኽዶ
    ሐራይ ከብላ ኽልምን፡ ስለ ፍቕራ ድ'እየ ዝኸዶ
    ጸግርኺ ሬአ ከም ሓረግ ታሕቲ ወሪዱ ኽንስነንስ
    ኩሑል ዓይንኺ ሬአዮ እናጠመተ ኣክፈዝዝ
    ኣስናንኺ ጸባ ሰሪቡ ፍሽኽ ኽትብሊ ዝፈዝዝ
    ኣፍልባ'ኽ ኣኣንታይ ረኺቡ እናሓደረ ዝጉብዝ
    ጎነይ ምሳኺ መሪሹ ከመይ ኣቢለ ኽድቕስ
    ክሉ ንድሕሪት ገዲፈ ንልንዓኺ ደል'የ ምልስልስ (2)
    ወድብ
    ትዝታኺ ለይቲ ኣናጋለበ ናባይ ሰዲዱ
    ካብ ማዕበል ሓሳብ ኣድናጊሩ፡ ፍቕርኺ ደሞ ምሳይ ሓዲሩ። ስይ…
    መርየት ምድረ ሰማይ ከም ኣመሉ ኣናመሰየ
    ዛክሪ ቕደማይ እናዛረየ ኣቢኒ ድቓስ እናኣበየ።
    ..ችፕ ችፕ...

  • @birhanegebregzabher423
    @birhanegebregzabher423 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኢሳቕ ስምኦን ፍሉይ ጥበብ
    ፍሉይ ድምፂ
    ክገልፀካ ቃላት የብለይን
    ዕድመ ልክዕ ዘይፅገብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamShalom419
    @SelamShalom419 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል ጥበብ እናሻዕ ክትሰምዖ ደስ ዘብል።

  • @nihan35
    @nihan35 ปีที่แล้ว +9

    ዘለላይ ዘለላይ መቀረት ዘላዋ ሙዚቃ😘😘😘😘😘😘❤

  • @user-sl8de8nh3p
    @user-sl8de8nh3p ปีที่แล้ว +6

    ግዜ ላቤ ዓኽኽ ሰደት ከይነ ባቃ🥺

  • @fshaamine5899
    @fshaamine5899 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ደርፊ ኢሳቕ ስምኡን ጥዑም ዜማ ይበል

  • @sulemanyassinyassin3671
    @sulemanyassinyassin3671 4 ปีที่แล้ว +11

    ናይ በሓቂ ሙድ ዝመላእ ደርፊ ካብ ብልቢ ዘድንቐኻ ♥☞ ኢሳቅኖ።

  • @habteabghilay3199
    @habteabghilay3199 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሓደ ካብ ኮኮብ ናይ ሎሚ እዩ ።2002-5 ዝነበረ።

  • @hiwetmilash604
    @hiwetmilash604 ปีที่แล้ว +5

    💞💞💞💞♥♥♥😍😍😍🔥🔥🔥📢, esak tum dumexi samka zay tixgb darfi 💞♥

  • @knenaydawit7197
    @knenaydawit7197 หลายเดือนก่อน +2

    Eza derfi ksema keleku merhawitey eya qjil tbleni 😢❤😅😊

  • @semerehaftom3455
    @semerehaftom3455 3 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ዝፍትዎ ደርፊ እያ

  • @user-vw4hl2ld5m
    @user-vw4hl2ld5m 3 หลายเดือนก่อน +1

    2:15 ህጂ ይሰምዓ ኣለኩ 2024 እዚ ባዕካክ ናይ ሕጂ ደርፊ ሸፊንዎ ጸንሑ

  • @ermiastesfom1796
    @ermiastesfom1796 5 ปีที่แล้ว +48

    Isaak eti zefetwo derafay eyu like for Isaak

  • @user-gp2wy9qt2y
    @user-gp2wy9qt2y ปีที่แล้ว +3

    ኣስናንኪ ጸባ ሰሪቡ ፍሽክ ክትብሊ ዝፈስስ
    ኣፍ ልብኪ ታይ ረኪቡ እንዳ ሓደረ ዝጉብዝ
    እቲ ዘይውዳእ መንገዲ ዓቀብ ደይበ ዝወርዶ
    ሕራይ ከብላ ስለ ፍቅራ ኢየ ዝከዶ ። ንግሆ ተሲኤ ኢየ ዝሰምዓ ነብሰይ ዳ ተሓጸብኩ ኢሳቅ ሓወይ ከምዚታት ደርፊ ድረፉ ምዞም ናይ ሒጂ ኣይትረቡሹና በጃኩም።

  • @nugusellmaadhanomadhanom8589
    @nugusellmaadhanomadhanom8589 5 ปีที่แล้ว +5

    ናይዚ ወዲ ደርፊ ማራ እየ ዘደንቕ።ያ ሃቢቢ ዕድመን ጥዕናንን

  • @wedihalay6011
    @wedihalay6011 3 ปีที่แล้ว +5

    Isaaco eti zfetwo derafay hagerna derftatka kexelluni eyom zdelyu kab kolay jemire ksab hji

  • @frezgihbtay9891
    @frezgihbtay9891 5 ปีที่แล้ว +4

    አሳቅ ጅግና ይበል ድምጺ ጎድሎ ዘይብሎ ድራፋይ ካላይካ ካኣ ተስፋልደት መስፍን Eri

  • @Mussie5
    @Mussie5 หลายเดือนก่อน +1

    Esak ailena kisab hiji nesema zelelay 2024❤❤❤ ;;;;;;;;;;;;;;;;;;

  • @m-f6517
    @m-f6517 8 หลายเดือนก่อน +4

    መን ኣሎ 2023 ድሰመዓ

  • @user-gl6uo4pt2h
    @user-gl6uo4pt2h 5 ปีที่แล้ว +23

    ኢሳቖ ደርፍታትካ ብፍላይ ቀዳመይቲ ኣልቡንካ ብጣዕሚ ኢዩ ከጸልለኒ ዝደሊ!!!!!
    ደለየ ካብ ዝሰኣንኩወን ሓንቲ ኢያ እዚኣ:
    በጃኸ ኩሉ ኣእትዎ።👍😘😘

  • @michaelzekarias7464
    @michaelzekarias7464 5 ปีที่แล้ว +3

    🎷🎷ኣብ ዓውደ ፍቕሪ ገጢሙ ዘውዲ ዝደፍአ ቁንዥና🎷🎷 ገለ ዓይነት ሙዚቃ

  • @berhanesemere157
    @berhanesemere157 9 หลายเดือนก่อน +2

    Betami Eya zeftwa eya Derfi I lovy So much Every Day

  • @user-yz5ni9xv8g
    @user-yz5ni9xv8g 5 ปีที่แล้ว +7

    ኢሳቕ ስምኦን ጥዑም ቓና!!

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ab 2024 eye zsemia zeleku zeytmino song

  • @ISADesign7043
    @ISADesign7043 4 หลายเดือนก่อน +1

    በጣም ገራሚ ሙዚቃ ብሰማው አልሰለች አለኝ ቋንቋ ባልችልም

    • @kahsaygebermariam3193
      @kahsaygebermariam3193 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤ if you want translation I will tell you

  • @user-jh9du7qd8t
    @user-jh9du7qd8t 4 ปีที่แล้ว +3

    ኪሳቕ ሽሎር ዓኽ ትዝ ካ በለኒ ግዜ ኣብ ዝወዓሎ ዘይሓድር

  • @frewoiniakalu7757
    @frewoiniakalu7757 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ኢሳቖም ።

  • @user-kr9fh2dj3u
    @user-kr9fh2dj3u 2 ปีที่แล้ว +11

    ኢሳቕ ስምኦን ዘለላየ ፅብቅ ሰመዕኻ ዘይምኖዉ

  • @michealeneguse9471
    @michealeneguse9471 5 ปีที่แล้ว +10

    አሕ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ጎደናታት ኣስመራ በዚ ደርፊ ሸናሕ አንበልና ስደት ረሳሕ ህወተይ ፈሕፋሕ አቡሊለይ

  • @tajudintajukemaltajudintajukem
    @tajudintajukemaltajudintajukem ปีที่แล้ว +3

    ከይተ ዕብደኒ ኢሳቅ

  • @berhanesemere157
    @berhanesemere157 ปีที่แล้ว +1

    Aja Ewe Eza Derfi Betami Eya zeftwea an Niccccc Picccccc Every Day Same Times Alweys

  • @Fili2
    @Fili2 7 หลายเดือนก่อน +2

    ምዓልታዊ ሰሚዕ ዘይመንዎ ደርፊታት እንተሃል'ዩ ናይ #ኢሳቅ_ስምኦን ኢዩ„

  • @wedifsaha9124
    @wedifsaha9124 4 ปีที่แล้ว +2

    Zewxeakayo derfe kulu xbuk eu habibi

  • @fkrihayabfetari1718
    @fkrihayabfetari1718 5 ปีที่แล้ว +9

    ላይክ እስከ ኣሃብለይ ንኢሳቆ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว +135

    *ኣብዛ ደርፊ ተዘክሮ ዘለዎ፧*

  • @ruta7219
    @ruta7219 5 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳቆ ፍቅር l miss u zeyaday እሳቆ ሽኮር ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ግን ትጠፍእ ኣለኻ ደርፊ ናትካ ከይ ሰማዕኩ ኣይ ውዕልን የ

  • @user-vt4ul2yf6n
    @user-vt4ul2yf6n 2 หลายเดือนก่อน +1

    2005-2006 felema kngubz kelena😢😢😢😢

  • @ruttakifaly382
    @ruttakifaly382 3 ปีที่แล้ว +4

    Abzia derfi tezekro zellow like belu for me 2005

  • @alexgoitom1514
    @alexgoitom1514 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳቅ ስምኦን በጃኻ ተመለሰና

  • @rakqatar8152
    @rakqatar8152 ปีที่แล้ว +2

    ትዝታ🥺🥰

  • @eritreainme850
    @eritreainme850 5 ปีที่แล้ว +5

    Eza derfi ab Senafe photo Embasoyra kulu gize ysema nere nab tmhrti endakedku gual 7-8 amet nere. Tum gize neru shu😭😭😭

  • @muluegebrihiwet8680
    @muluegebrihiwet8680 ปีที่แล้ว +3

    Kalea nezi derfi ezi semika do kalea tsemie eka gen tefikana sami shikorrr

  • @berhaneleipzig1594
    @berhaneleipzig1594 4 ปีที่แล้ว +2

    Betami eya zeftwa Eza Derfi an Isaki simon

  • @user-hk2pl5qg9f
    @user-hk2pl5qg9f 5 ปีที่แล้ว +2

    Isaac Simon Tezekro eko geratley eza derfka maraye kea zftweka bflay gororeka bravo

  • @TeameMehari-rg5uv
    @TeameMehari-rg5uv ปีที่แล้ว +2

    ብሊፅ ምቁር ድምፂ😍❤️

  • @DesaleBerhe-jw7nh
    @DesaleBerhe-jw7nh 6 หลายเดือนก่อน +1

    Natka derfi ab dsemaikulu zkone key semaikuwo ayhalfon eye so good song qexlo aythmeq ❤❤❤

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 5 ปีที่แล้ว +14

    ኢሳቅ ሽኮር ኣታ ተናፋቂ ዓሕ ምንባር ክሓስም ጠላም ኮይ ትኮዉን ተጠንቀቁ ፍቅሪ ታቦት ኣንብርሉ የሕዋት ከይ ትሳቀዩ ከማይ

    • @user-fv7zf2yg2h
      @user-fv7zf2yg2h 5 ปีที่แล้ว

      ተጠሊምካ ዲኻ ብሮ በዚ ደርፊ ናይ ኢሳቕ ስምኦን ትዝክር ዘለኻ ትመስል እዚ ደርፊ ፉሉይ ትዝታ እዩ ዝፈጥረለይ ብጣዕሚ ካብቶም ዝፈትዎ ቀዳማይ ደራፋይ

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 5 ปีที่แล้ว

      @@user-fv7zf2yg2h ታይ ሞ ሎሚ ሰብ ዓርከይ ትብሎ ዝጠልመካ ተጠሊመ ወ ክሓስቦ ከለኩ ማራ ይበሳጮ ምእማን ይስእን ሓወይ

    • @user-fv7zf2yg2h
      @user-fv7zf2yg2h 5 ปีที่แล้ว +1

      @@abrahamafewerkiaraya699 ኣጆኻ ብሮ ንስኻ ጥራሕ እሙን ኩን ዋጋ ዓስቢ ጥልመትካ ክትካሓስ ኢኻ

  • @tsegamehari3551
    @tsegamehari3551 2 ปีที่แล้ว +3

    Esako shkor kab libi semaeti zeyhasis nebari srah serihka

  • @kifletesfald74
    @kifletesfald74 ปีที่แล้ว +1

    Kisab hji semiea zey menekuwa derfi kab eritrean kisab hji„ bezi nay hji elfi tanika manika ko yeazana tsemimu SO temelesena issaco Nicccc

  • @user-uv5iz7ku4k
    @user-uv5iz7ku4k 4 ปีที่แล้ว +2

    ውውው ከመይ ድዩ ጽብቅ ድምጺ ዘለወ ወዲ

  • @user-mu2ye7ty3y
    @user-mu2ye7ty3y 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትዝታ🥺💔

  • @adhanomferejay657
    @adhanomferejay657 10 หลายเดือนก่อน +4

    2023 ኣለኩም ዶ

  • @gotomabodom9008
    @gotomabodom9008 2 ปีที่แล้ว +3

    ፉሉይ ዘኮነ ቃላት ኣሎዎ

  • @teklemariamkelem8474
    @teklemariamkelem8474 ปีที่แล้ว +3

    My Childhood memories this song reminds me my younger uncle hailetre.

  • @teshaysamre3072
    @teshaysamre3072 5 ปีที่แล้ว +9

    እሳቕይ ሽኮር አዲነቅትካ እየ ሓፍትካ ካብ መቀለ አብትይ ዘለክዬ ርሕቅ ባታ ፅምዋ ዓዲ ምስ ቃንዛ ልበይ ተለማመዲይ ፍቅር ክስደዲ ዳሃይ ስደዲይ ftwee

    • @zigurigentian8541
      @zigurigentian8541 5 ปีที่แล้ว

      Gedi gualza agame

    • @user-fv7zf2yg2h
      @user-fv7zf2yg2h 5 ปีที่แล้ว +1

      @@zigurigentian8541 ኣታ ታኾንካ ኣታ እቧእ እንታይ ጌራትካ ንዓ ዘይከውን ከላም ግደፎ እንታይ ጌራትካ ንስነጥበብ ትሃሲ ኣለኻ እንታይ ከ በዲላትካ ሓወይ ደምሳሳ እዛ ጺሒፍካያ ዘለኻ

    • @teshaysamre3072
      @teshaysamre3072 5 ปีที่แล้ว +1

      @@zigurigentian8541 እ/ር የቅር የበለልካ ዝሐወይ እዝይ እኮ ዘፅርፍ አይኮነንን ነይሩ ፍቅር ዝፀልእ ዳብሎስ ጥራሕ እዩ አመለኛ ባዓጋምነተይ ካዓ የሓብን እየ እስትቡድ

    • @teshaysamre3072
      @teshaysamre3072 5 ปีที่แล้ว

      @@user-fv7zf2yg2h ስበይ ንሳ እያ ዓቅሙ ዘይንዝኦም እየም ዓዲ ዘሕሙሙ ዘለው አበይ ዓዲ ክንነብር ከለነ ሓውን ሓፍትን ኮንነ ተከባቢርነ እነ ንነብር ዘለነ ምስሚዒነ ጥጥ እዩ ንዝኦም

    • @user-xf8ur1qw3f
      @user-xf8ur1qw3f 5 ปีที่แล้ว +1

      @@zigurigentian8541 ኣስላማይ እዩ ንትግራዋይ ዝጸልእ ጉሓፍ ኣስላማይ ውጻእ ዓረብካ ስማዕ።

  • @yordanosteklu3148
    @yordanosteklu3148 4 ปีที่แล้ว +8

    We loved u brother ur such a beautiful human being 💞💞💞💞💖💞💞💞💞💞💞👑

  • @sasegere4309
    @sasegere4309 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ኣድማስ ሓሳብ ተወጥሕና ዝኽሪ ንእስነትና ዳህሲስና ብፍላይ ተሰነይ ምስ ሓላል ህዝባ ጎደናታት ሹቕ ሻዕቢ ድሕሪ ሰዓት 6 ብዜማ ኢሳቖ ዘዜመትሉ እዋን ጥዑም ኔሩ ብሓቂ ብዓል ኢሳቕ ዘይድገሙ ብሉጻት ስነጥበባውያን እዮም
    እዞም ናይ ሎሚ ሰብ ኩሕሊ ምሕሊ ቅድሚ ምድራፎም ነዚ ዜማታት እዚ እንተዝሰምዕዎሞ ካብኡ ተበጊሶም ኣብ ልቢ ሰባት ተወሪቖም ምነበሩ።
    ኢሳቕ ዘይትድገም ሰብ። ። ።4

  • @chaloentertainment3232
    @chaloentertainment3232 5 ปีที่แล้ว +5

    Habesha eye ane tigrina music zfetu like agrichuw eske ablni
    ⛪⛪⛪ amnti tewahdo Ka Enkoa bselam nab ldet abxahana Enkoa weld tewelde 🙏🙏🙏

  • @matiwosmedhanie7160
    @matiwosmedhanie7160 5 ปีที่แล้ว +4

    lssak Simon meksenyy kem lebey hertay Nebrlay esk

  • @mussiemelake2087
    @mussiemelake2087 3 ปีที่แล้ว +3

    Zymno derfi nkulu gzie👌

  • @swiensahle6784
    @swiensahle6784 3 ปีที่แล้ว +6

    ድሕሪ ኢሰያስ ነዙይ ዳሰማዕና ባጽዕና ፡ ሆፕ ሆፕ

  • @menbarbetesfa5930
    @menbarbetesfa5930 4 ปีที่แล้ว +2

    Kef zelwo demxi mar eya zefotwo kemzi kemay zeftow like regoxu

  • @indindnundun2614
    @indindnundun2614 8 หลายเดือนก่อน +3

    Men alo kab tiktok Dmexe 2023 Desema delo😙

  • @kefalikefali7641
    @kefalikefali7641 4 ปีที่แล้ว +2

    ኢሳቆ ጅግና
    Keep it brather

  • @user-fv7zf2yg2h
    @user-fv7zf2yg2h 5 ปีที่แล้ว +29

    ኣብዚ ኔሩ ስነጥበብ በጃኻ ኢሳቁ ዳሃይና ግበር ስለ ስነጥበብ ክልምነካ 🎸🎸🎸🎸🎸 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎧🎧🎧🎧🎧🎧🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎺🥁🎻🎧🎤🔕🔔🎶🔈🔉🔊🔉🔉🔉🔉🔉🎹📞📞🎹🎹🎹🎹🎙🎙🎙🎙🎙🎼🎵🎵🎵🎵🔉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎹🎹🎹🎹🎹🎹🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶

    • @oqbaykibreab9839
      @oqbaykibreab9839 4 ปีที่แล้ว

      Ahhhhhh gize tiom halifu.eza derfkha mara eya neay fuluy tizta tigebreley 2005.

    • @bahrenegasiteame2168
      @bahrenegasiteame2168 9 หลายเดือนก่อน

      Ahhh Gize Tiom halfen eu 💙💙

  • @tesfaysamuel3788
    @tesfaysamuel3788 5 ปีที่แล้ว +4

    ኢሳቕ ስሞን ዋላ ደኣ ካብቶም ዘመናዊያን ድምጻውያንና እንተኾነ ግን ኩሉ ስራሓቱ ምስቶም ኣለውና ኢልና ንምክሓሎምን ንሕበነሎም ገዳይም ስነጥበባውያን ሃገርና ሓደ'ዩ ።ብፍላይ ንዓይ ፍሉይ ስምዕት'ዩ ዝፈጥረለይ ፈሃይካ ኣይትሓባእ ኣያኒ ።

  • @fekarwediu5161
    @fekarwediu5161 4 ปีที่แล้ว +4

    Esako please temelesena kulu Derftatka Tuem Tezekuron hiwet zmels‘uu Wake up📢🙋‍♂️

  • @Habesha337
    @Habesha337 4 ปีที่แล้ว +3

    Who still love 💕 and lessons this amazing music
    2
    0
    2
    0

    • @loveismyway4710
      @loveismyway4710 4 ปีที่แล้ว +1

      I'm here with you Bella fish brother

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 5 ปีที่แล้ว +2

    Isaac Wadi beka nab dehrt temlsni emo helm yebl please kelu derfttka seddlna abe TH-cam thanks alot Natna mekanka

  • @samiyemane4000
    @samiyemane4000 2 ปีที่แล้ว +1

    Esaq hawey entay emo derftatka arba ishrin semika zeymno eyu gn bejaka zfetweka hawey snetbeb temelese

  • @huruyyosief5023
    @huruyyosief5023 ปีที่แล้ว +4

    I had a great memories when i heard this song bless u issack simon

  • @user-dk8ig5kt5j
    @user-dk8ig5kt5j 3 หลายเดือนก่อน +1

    tazkro 2005 it was beast time

  • @weynikidane2628
    @weynikidane2628 5 ปีที่แล้ว +1

    Isaac kabitom zefatiwom derafey u deriftato kea abe xubqe naye fkri bota kilematate koyen bilebawi semaite xine ele ye zesmao kotas esaac naye kulu nebsu fkri u nebrley esk mexea mexae kea bele aytefani eka deriftatika megbi yom neay so ajoka amlak mesaka yekun Edam tena yehabka fetari i miss u too for ever hayati

  • @SemharTekali-dn6mj
    @SemharTekali-dn6mj 4 หลายเดือนก่อน +1

    2024 alkum do❤🎉🎉

  • @eerr3673
    @eerr3673 5 ปีที่แล้ว +6

    ዝፈትዋ ደርፊ

  • @haileabgebrihewet6524
    @haileabgebrihewet6524 5 ปีที่แล้ว +2

    2005 - 2006 ab Mocity Mendefera bilardo endatexawetna kelena ensemeo zneberna derfi azekakirkana Issako shkorr I miss you and your music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @michaelzewede6403
    @michaelzewede6403 2 ปีที่แล้ว +4

    The best music I love it

  • @salemrchal8608
    @salemrchal8608 4 ปีที่แล้ว +8

    ኢሳቕ ስምኦን ሽኮር 500%!!!!!#

  • @user-zp9tb3gm1b
    @user-zp9tb3gm1b 5 ปีที่แล้ว +4

    Isako kemey dika nay hmamey edmen tenan yhabka Fetari 🙏🙏🙏 Rhus hadush amet 🥂 Keep it up

  • @bisratferedeferede9381
    @bisratferedeferede9381 4 ปีที่แล้ว +4

    isaac derfika btaemi eye zifetwo ketslelu
    you are the father of all musicians.

  • @furtunayemane8783
    @furtunayemane8783 9 หลายเดือนก่อน +3

    I’m here 2023❤❤❤❤

  • @millionbahta9166
    @millionbahta9166 20 วันที่ผ่านมา +1

    Deckemhare senbet senbet korso ezaderfi tiwilae nere btami kef zelewa derfi

  • @user-rd7tv2qs3q
    @user-rd7tv2qs3q 3 ปีที่แล้ว +4

    2004 ተሰሚዓ እዛ ደርፊ

  • @temesgen2257
    @temesgen2257 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅሪ ይስዕር ሲዒርካ ሰዓረ ቀጽሎ

  • @solomonbeyene4626
    @solomonbeyene4626 5 ปีที่แล้ว +3

    Seye abey asli music kemzi hiji sdet key kome

  • @jhonehagos6025
    @jhonehagos6025 5 ปีที่แล้ว +3

    አውይ ኣነኮ ነአሽተየ ኔረ ማራየ ድፈትዎም ኣዱንያ ተሰምይኡ ኣኽኽ ኣበይ ሞ ሕጅ ተንምለስ ዓድይ ilikyou ኤሳቆ