New Eritrean Video 2024 መርዓ ፊልን ማኲን ከመይ ነበረ? 2ይ ክፋል // WEDDING FILI WITH MAKU PART 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 มิ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 284

  • @letinaasefaw807
    @letinaasefaw807 2 วันที่ผ่านมา +51

    ህዝብና ድማ ለውህን ርህሩሁን ኩሉ ዓቅምካ ዘበለ ነሐግዞም አዞም ዕንበባ መርዑት❤❤❤❤🎉🎉😢😢

  • @Hagush-love
    @Hagush-love 2 วันที่ผ่านมา +50

    ናይዚ ዘመንና ዝበለጸት ሰብ እያ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዝምነይዎ ዕድመ ይሃቦም😊❤❤❤❤

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 2 วันที่ผ่านมา +9

    ማማ ዉዳሰ እዜ ኩሉ መዝሙርን ሞሰጋናን አብ ገዛኩም ዝተገብር አዜዩ ዘሕጎሰ እዪ እሞ ክምቱም ፀር ዝከበደም ጎይታ ዘፍኩሰሉም ከሞኡ ይግበረልኩም አሜን። 🙏🏾💕

  • @tsegino5553
    @tsegino5553 2 วันที่ผ่านมา +15

    ንኹሉ ጽቡቅ ገበሮ ዝብል መክ 3: ኣብዚ ነሄለ እግዚኣብሄር ይመስገን :: ናይ ቃና ዘገሊላ መርዓ ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝቆሞሉ መዓልቲ 🙏

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 2 วันที่ผ่านมา +14

    ሜካል ናይ ብሉፃት ብልፁቲ እኪ ዘመንኪ ይባረከ። ሐሳብ ልብኬ የሰምረልኬ ንፈሌ ድማ ከምታ እምነትኬ ብድድ የብሉ እቲ ኩሉ ዝካአሉ ጎይታ አሜን ብጥበᎅ🙏🏾💕

    • @yoursalimgabres
      @yoursalimgabres วันที่ผ่านมา

      Soliye ende lbie enkue neaki abqeaki kemtiabebakum yeriyena freki ezi NSA triewo eti zsemaenayo tray aykonen ab asmera tray aykonen nata wshti bjeka eziom famili sebat zriom zhgzo zseano Seb zdlyom ms btsota tegelgl niera soli gn ab asmera keytehaxret ab deqemhare wn n msmae ztesaenom kthgz ab 2 semun endametset b wetsitata thg niera âne keman kabto zhgezu hanti snklna Nay egri zeleni koyne Nay behaqi eye nezi slezbeqaeki mehazay mearey tehagise🎉

  • @letinaasefaw807
    @letinaasefaw807 2 วันที่ผ่านมา +20

    ሩሑስ ጋማ ከም አብረሃምን ሳራን ፈረይትን ጸገይትን ይግበረልኩም ንዓለም ምልእዋ ምሕረት ንመላእ ስድራቤት ብርክቲ ኢኪሞ በረከት ይምላእ ቤትኪ መላእ ዘበንኩም ሕጉስ በሊ ሚልኩ ሐብትና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቁዱስ ከብካብ በሐቂ ደስ ዝብል ኩሉዓለም በአኪይዛረብ አርአያ ኢኪ ነተን ነአሽቱ የሕዋትና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HabteBeraki
    @HabteBeraki 2 วันที่ผ่านมา +12

    ጻዕዳ ለቢስና እንዳብራህና የዕሪፍና ስማ ምስ ጸዋዕና🙏🙏🙏
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @channel-dz5zb
    @channel-dz5zb 2 วันที่ผ่านมา +23

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ብክልተ አግርካ ተክደሉ ምዓልቲ ይፍጥረልካ ኣምላክ 🙏❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 วันที่ผ่านมา +2

    ክብርተይ ቃላት የብለይ ዝገልጸ ንአክ ምቅረት እግዝአብሔር አምላክ ሓደረኩም ይባረክ

  • @alemgebru1715
    @alemgebru1715 2 วันที่ผ่านมา +5

    በልዎ ለእግዚአብሔር ግሩም ግብርከ ❤❤❤ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ክቡረተይ

  • @Nrimey143
    @Nrimey143 วันที่ผ่านมา +2

    እመብርሃን መመሊሳ ልቦና ትዓድልኪ ሶልያና ሓፍተይ ፍሉይ ቃል ኪዳን ብኩሉ ነገሩ ብፍላይ ናይቶም ጽሙማን ልብካ ይማርኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ፍሬኹም የርእየና እግዚኣብሔር ንሓዳርኩም ንቤትኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 วันที่ผ่านมา +3

    ይሕዋተየ ውለዱ ክበዱ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ዝተማሃርክዎን ዝተረዳክዎን ስንክልና ኣብ የእምሮ እዩ እምበር ኣብ ኣካል ኣይኮነን ዞም ስድራ ዚኦም ከኣ ስንክልና ኣለዎም ኢለ ንኽዛረብ ኣዝዩ ጸጊምኒ ንምንታይ ሉልልልልልልል ዝኾነ የምሮን መልክዕን ስለ ዝረኣኹ እግዚኣብሄር ኣቦይ ነዛ ሓፍተይ እዚኣ ቋንቋ ናይ ዝይምስማዕ ክትምሃር ዝገበረ ናብዞም ስድራ ዚኦም ዝልእኾ ብስራት ስለ ዝነበረ እዩ ርግጸኛ እየ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዞም ጽምዲ እዙኦም ብኽልተ ኢዱ ዝጠውሮም ዉሉዳት ከምዝህቦም ንስድሮምን ንሃጎሮምን ዝኾኑ ዕንባባታት ኳደኣ ውለዱ ክበዱ ጽሩያት ልቢ ❤❤

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h 2 วันที่ผ่านมา +31

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ከብ ሰድት መልሰ እግዚአብሔር አምላክ ናብዚ ክብሪ የብቀዐና

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላኸይ ክብሪ ንስምኻ ይኹን ብሓቂ ጽርያት ልቢ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዝፈጠረኻ❤❤❤❤

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q 2 วันที่ผ่านมา +8

    ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን እናተመነኹ፡ ንሎሚ ፍጻሜ ወለዶይ ኣርኣያ ሰባት ዝኾነት ሰብ ብዝብል ዛዕባ መጺኣትኹም ኣላ እሞ ሰዓቡኒ ደቂ ዓበይቲ። ቅድሚ ሒጂ ከምትዝኽርዎ ""ወደየ ሰብ ኩን"" ዝብልን ዛዕባ ከምኡ ድማ ""ምሉእ ሰብ"" ብዝብልን ኣርእስቲ ጽቡቅ ዝኾነ ትዕዝብቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣቅሪባትልኹም ነይራ። ሎሚ ድማ ነቲ ብጽሑፍ ዝራእናዮ ብግብሪ ዝነበረቶ ጓል ሰብ ሒዛትልኹም መጺኣ ኣላ እሞ ደጊማ ሰዓቡኒ ትብለኹም ኣላ። """ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ""" እዚ ምስላ ጥንተ ታሪኹ ደጀዝማች ውበ ሃይለማርያም ንሰሜናዊ ኢትዮጵያ ሰጥ ገጥ ኣቢሎም ኣብ ዝገዝኡሉ ግዜ እምቢ ኣይግዛእን እየ፡ ንዝበሎም ውዑይ ዓተር ብእዝኑ እናእተው የጽምምዎ ከምዝነበሩ እሞ ሽዑ ዝጸመሙ ሰባት ዘመነ ውበ ክብሉ ስለዝነበሩ፡ """ ዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ ክብል ከረመ ዝብል ምስላ ተመሰለ"""። እዚ ምስላ'ዚ ኣብ ሎሚ ግዜ ምሒር ዝሰርሕ ዘሎ ይመስል። ግና ነዚ ኩነት እትቅይር ሓንቲ ለባም ሰብ ኣብ ሃገርና ተፈጢራሲ ብግብሪ ክንርእያ ቀኒና ኣለና። እዚ ከኣ ለንቅነ ኣብ ዩቱዩብ(You Tube) ክንዕዘቦ ዝቐነና ኣብነታዊትን ኣርኣያዊትን ጓል ኢና ርኢና። እሱ ከኣ ኣብ ሄኒፓስ ኢንተርተይመንት(HENPAS ENTERTAINMENt) ብጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ዝኽሪ ፍቅሮም ኣብ ዝብል መደብ ኣቶ ፊሊሞን መኮነን ምስ ዘማሪት ሚካል ብርሃነ ብምኽንያት መርዕዖም ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ናይ ሂወቶም ክትኸታተልዋ ፍጻሜ ወለዶይ ትዕድመኹም ኣላ። እንሀለትኹም ኣብዛ ሊንክ(Link)፡, ( th-cam.com/video/if9rzTNw7bM/w-d-xo.htmlsi=ae7McpfdDENmKzwH) (th-cam.com/video/67EXd8DtmGA/w-d-xo.htmlsi=4vQf2KTK4BssTboD) ተዓዘብዎ ተመሃሩሉ። ናብ ትሕዝቶይ ምስ ዝመልሰኹም ጽሑፈይ ክጅምር ከለኹ ብዘመነ ውበ ዝጸመመ ውበ እናበለ ከረመ እንድዩ ነገሩ፡ ኣብዚ ወለዶና ግዜ ግዲ ሕማቅ ስማዕ ኮይኑ እተን ኣዋልድ ኣሓትና ነዞም ኣወዳት ንበሃል ኣይ እዚኦም ድኣ ዘይሰምዑ፡ ኣእዱግ እንድዮም፡ ንሓዳር ኣይኾኑን እዮም፡ በቃ ሰብኡት ኣይኾኑን እናበላ ክጸርፋና ከሽኻዕልላ ዘይሰምዕ ሰብ ዳርጋ የለን ምባል ይኸኣል። በጃክን ኣዋልድ ኣሓትና ብልክዕ ሕማቓት ኣወዳት የለውን ማለትና ኣይኾነን ግና ኣሕቢርክን ኣይትጽረፋ ክንደይ ጀጋኑ ሓዳሮም ገጥ ኣቢሎም ዝነብሩ ኣናብስ ዝኾኑ ሰብኡት ከምዘለው ንእግረ መንገደይ ክሕብረኽንን ከዘኻክረኽንን ይፈቱ። ከምኡ ከኣ ንሕና ኣወዳት ነዘን ብሩካት ኣሓትና እዚኤን ኣይረብሓን እየን፡ ንጥቅሚ ጥራሕ እየን ዝቐርባኻ፡ ፍቅሪ ኣይፈልጣን እየን፡ ኣንስቲ ኣይኾናን እየን፡ ንሓዳር ኣይበቅዓን እየን፡ ንብል ከኣ ብዙሓት ኢና እሞ በጃካትኹም ወገናተይ በተን ውሑዳት ኣዋልድ ኣሓትና ነዘን ጽቡቃት ኣሓትና ለኺምኩም ኣይትጽረፍወን ኣይተናሽውወን ክብለኹም ይፈቱ። ሓደ ክልተ ሰባት ሕማቅ ሰለዘጋጠሞም ብእአን ኣይንፍረደን ውቤ ክንብል ኣይንንበር ክብል ይፈቱ። ብምቅጻል እዛ ሎሚ ኣብነታዊት ዝኾነት ጓል እሞ ከኣ ኣብ ወለዶናን ግዜናን ተደንቕ ጓል እባ ንተዓዘባ ወገናተይ። ክንደይ ከም ዘማሪት ሚካል ንፉዓት ሰብ ሰብ ዝጨንዋ ንሰብ ብሰብኣውነቱ ኣፍቂረን ንናብራ ሓዳር ብፍቅሪ ኣማሚቐን ዝኸዳ ከምዘለዋ እስከ ሪእና ተዓዚብና ካብ ኣሉታ ኣተሓሳስባ ወጺና ናብ ኣወንታ ኣተሓሳስባ ክንመጽእ በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ክንምለስ ፍጻሜ ወለዶይ ተተሓሳስበና ኣላ። ብሓቂ ከምቶም ዘመነ ውበ ዝጸመምና ኣይንኹን። ኣሕቢርና ኣይንጽረፈን ክንደይ ብቁዓት ኣዋልድ ከምዘለዋና ዘማሪት ሚልካ ብግብሪ ኣርእያትና ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ ጌርና ንጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ክነመስግኖ ንደሊ፡ ክብሪ ይሃብካ ንብሎ። ብዙሓት ከምዚ ዓትነት ሰባት ሰብ ሓዳር ስለዘለዋ ንከምዚ ዓይነት ኣዋልድ እናምጽአ መምሃሪ መለበሚ ንወለዶና መታን ክኸውን ፍሒሩ ደልዩ ከምጽኣልና ንላበዎ ኣለና። እዛ ጽሕፍቲ ንጋዜጠኛ ፓስታ ትረኽብዎ ክተብጽሑለይ እላቦ። ዘማሪት ሚልካ ንሰብኣያ ፊሊሞን ስንኩል እዩ፡ ጸገም ዘለዎ ሰብ እዩ፡ ካባይ ሓገዝ ጥራሕ እዩ ዝሓትት፡ ከይበለት ብፍቅሪ ጠሚታ ንናብራ ሓዳር ዝበቅዐት ኣብነታዊት ናይ ዘመንና ዋዕሮ ጓል ሰብ፡ ሰብ ሰብ እትጨኑ ሰብ እያ ክብላ ይደሊ። ኣምላክ ፍቅሪ ነዞም ሰብ ሓዳር ሓዳሮም ክባርኽ፡ ዓንቢቦም ክፈርዩ ወሊዶም ክስዕሙ፡ ቃል ኪዳኖም ይባርኸሎም ትብል ፍጻሜ ወለዶይ። ቡኡነት ክብለኩም ኣወዳት ወገናተይ ነዋልድና ኣክቢርና ኣፍቂርና ሓብሒብና ክነንብረን ይግብኣና። ኣዋልድና እዃ ገዛ እንተሃብናየን ቤት ዝቅይራ ኣዋልድና እየን። ኣስቤዛ እንተሃብናየን መግቢ ሰሪሐን ዝቅርባ ኣሓትና እየን። ዘርኢ እንተሃብናየን ንዓና ዝመስል ውሉድ ዝህባ እዃ እየን። ስለዚ ነፍቅረን፡ ንሓብሕበን፡ እሞ ገዛና ምድራዊት ገነት ክቅይራልና ዝኽእላ ፍጡራት እየን። ነተን ውሑዳት ኣብ ጥቅምን ካልእ ዙረትን ዘለዋ ኣሓትና ድማ ንምዓደን ምስማዕ እንተኣብየን ግና ካብ ኣብ ዘየድሊ ሕማቅ ውሳኔ ንምስምዑ ዘፈንፍን ስራሕ ካብ ንኣትው ገዲፍናየን ጻዕዳ ይጽናሕክን ኢልናየን ንኪድ። ንምንታይ ሕማቅ ዝገበረ ባዕሉ እዩ ደሓር ዝፍደ፡ ከምቲ ኣበው ክምስሉ ጉድጓድ ንዃዓቲቱ ከምዝተባህለ ማለት እዩ። ኣዋልድ ኣሓትና ድማ እነሀለትክን ከማክን ጓል ክንሳ ሰብ ሰብ እትጨኑ ዘማሪት ሚልካ ርኢክን ክትመሃራ ኣብ ሓዳርክን እሙናት ኣንስቲ ከም ኣዴታትና ክትኾና ሓደራ እናበለት ሓሳባ በዚ ትዛዝም ፍጻሜ ወለዶይ። ኣብ ካልእ ግዜ ብካልእ ኣርእስቲ ክሳብ ንራኸብ ብሩኽ ምሸት እናበለት ፍጻሜ ወለዶይ ትፍለየኩም ኣላ ወደሓንኩም!!!። ዝኾነ ርእይቶ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብ ሳንዱቅ ርእይቶ( Comment) ቦታ ግደፉልና ሰሰናዩ ንተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ።
    By Danay (Figo)
    Rhus gama ygberelkum mikal araya nayzi zemen eki ዓንቢብኩም ፍረዩ ወሊድኩም ሰዓሙ

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 2 วันที่ผ่านมา +3

    ሚካል ናይዚ ዘመን ብልፅቲ ኢኪታዓዲልኪ ኣነስ ሪእምፅጋብ ሲኢነዮ ውለድ ክበድ🤲🤲🤲ሳብስክራይብእስኪበሉኒ❤🎉

  • @ManarBeauty-fn7hh
    @ManarBeauty-fn7hh 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም/ኪን ሓዳሩኩም እግዚአብሔር ይባረኮ እልልልልልልልልል ክንደይ ድሰሰሰሰሰ ይበለካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 2 วันที่ผ่านมา +4

    ርሑስ ሃማ ጸገይትን ፈረይትን ይበልኩም ኣምላክ ኣንቱም ነዚ ብርሃን'ዚ ክዉን ክኸውን ዝጸዓርኩም ኩላትኩም ክብሪ ይግባኣኩም ክብሪ ይሃብኩም

  • @teklezghighide755
    @teklezghighide755 2 วันที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጠዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ከም ኣብርሃም ሳራን ጸገይትን ፈረይትን ይግበርም ብክልተ እግሪካ ትገየሉ መዓልቲ የብካ ፈታሪ

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 วันที่ผ่านมา +2

    ብርኽቲ ጠዋሪኹም ውላድ
    ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ManUnited-ri3tq
    @ManUnited-ri3tq 2 วันที่ผ่านมา +12

    ኣምላክ ዘሃበና Gift ንኩሉ ንወዲ ኣዳም ኣሎና ሞ፡ ብትክክል ዝተጠቀመትሉ ❤ ብልጽቲ ሰብ ክብርቲ ኢካ ካብ (ሊብያ )ፍሬኩም የሬኤና

    • @abhiweteyeyezeneber
      @abhiweteyeyezeneber 2 วันที่ผ่านมา +4

      Neaka wen ab delayka yebtsehka ❤

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 2 วันที่ผ่านมา +4

      Neaka wn hawey abty kulu hiwetka Egziabher msaka ykun

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 2 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፍትዋትዐየሕዋተይ ማካልን ,ፊሊሞንን

  • @axsmawyan
    @axsmawyan 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ❤እዝን ኣዶ እቲ ታሕጓሰን ኣንቢዑኒ ዝወለደክ ይታሓጎስ ዳኣ

  • @alemeheile2560
    @alemeheile2560 2 วันที่ผ่านมา +4

    Fli & mikal Ruhs gama hagztkum twertukum wlad yhabkum msedmen tenan🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @user-hw5ib3cd7t
    @user-hw5ib3cd7t 2 วันที่ผ่านมา +2

    በረኸት ረድኤት ናይ ፈጣሪ ካባኩም ኣይርሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adiamkifle5980
    @adiamkifle5980 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብርሃምን ኣዴና ሳራን ይግበረልኩም ምጭዋት መርዓውቲ 🙏
    ኣብዚ ዘመን ዚ ደቀንስትዮ የሕዋትና ልቦና ገዲፈን ኣብ ናይ ዓለም ስሰዕን ሃርገፍገፍን ዝከዳሉ ዘለዋ እዋን : ከምዛ ርህርህቲ ሓፍትና ልቦና ይዓድለን ።
    መግለጺ ስኢነልኪ ማኩ ፍረ ወላድኩም የርእኩም የርእየና እግዝኣብሄር 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ እልልልልልልልልልልልል ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣማላድነት ኣዴን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረኸት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @sarasari2661
    @sarasari2661 วันที่ผ่านมา

    ንመጀመርታ ጊዜ ኩሉ ሓቢሩሉ ዝወዓለ ጋማ ከመይ ኮን ቅዱሳት እዮም ❤❤❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 2 วันที่ผ่านมา +4

    ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️👑👑👑❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @user-iu4ei1lq7u
    @user-iu4ei1lq7u 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳርን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ፈትሪ ቡሩካት የሕውት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dg8vr3qc3k
    @user-dg8vr3qc3k 2 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @angesetmhtsunangesetmhtsun571
    @angesetmhtsunangesetmhtsun571 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🙏🙏🙏 ጽቡቃት ከማኺ ይብዝሓ ዝሓብተይ🎉🎈🎉🎈🎉🎈♥️🌹♥️🌹♥️🌹

  • @GebrihiwetHabte
    @GebrihiwetHabte 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብቀዳምነት
    ኣነ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ግን ንሚካል ናትኪ ዩቱብ አንተ ትኸፍቲ አሞ ነቶም ናይ ምዝራብን ምስማዕን ጸገም ዘለዎም ሕብረተሰብና ናብ ማስሜድያ አንተ ተቅርብዩም ምስ ሕብረተሰብ ምተላለይ ሕብረተሰብ ካኣ ዝኾነ ምሓገዞም ።
    ፓስታ ካኣ ኣጆኻ በርትዕ የቀንየለይ።

  • @temesgenamlakey2848
    @temesgenamlakey2848 2 วันที่ผ่านมา +2

    Shkorinatat egziabiher edmen tenan hibu fereytn tsegeytn ygberkum.🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ghirmaysemere442
    @ghirmaysemere442 วันที่ผ่านมา

    Kemki natki lbona zelewen abzi Ewan zelewa aymeslenn egziabher amlak kem emnetki ygberelki fereytn tsegeytn ygberku maku &fili❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tseadeyweldekidan3264
    @tseadeyweldekidan3264 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልልልልልኣሰይ ደስ ክብልካ ቃልኪዳን ኣብሪሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡክም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @kisanetmahari2374
    @kisanetmahari2374 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤blxti haftey amlak ybarki amlak kulu kem lbki ygberelki

  • @user-rj2ix9ij7p
    @user-rj2ix9ij7p วันที่ผ่านมา

    Edmen tEnan yhabom fetari wuludom yerAyom
    🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mihretadhanom8175
    @mihretadhanom8175 วันที่ผ่านมา

    The best blessed weeding I ever seen.yohana nmerawti kemwn nweldi🎉ztebarku wlud yhabkum❤

  • @user-sd8vr9kb5s
    @user-sd8vr9kb5s วันที่ผ่านมา

    ር ሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደስ ይብል በጠእሚ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-dr9fs2gn3k
    @user-dr9fs2gn3k 2 วันที่ผ่านมา

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩነ❤❤❤

  • @samriissak1204
    @samriissak1204 2 วันที่ผ่านมา +1

    Asey shikorinatat sneak mesakum yekun edmen tenan yehabkum❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ml3lo3zg4g
    @user-ml3lo3zg4g 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤

  • @gebrehiwetluwam1154
    @gebrehiwetluwam1154 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ asey xubukt Edmen tanan yhabekum fetari 🙏♥️❤️🙏🙏🍹🍹

  • @user-ii1tw8cd8i
    @user-ii1tw8cd8i วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ደስ ክብለካ ዓግቢና ተመስገን ፈጣሪ

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 2 วันที่ผ่านมา

    Elllllll elllllllll ellllllll aseyyy yhewaty edman tenan yehabkum fetari rhus gama Abraham Sara yegebrlkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @azujigina4753
    @azujigina4753 วันที่ผ่านมา

    Egzabher fereitin xegeitn ygiberkum egiznte mariam teamirawuti tamiratki ariom hugusatin seb xegan kikonu tminitey Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina 🇪🇷❤️🙏🙏🙏 ezen ab dege zelena kulatna tetahina hanti kemizia nay zemena lebam kibirti do mikona

  • @akberetberaki8508
    @akberetberaki8508 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሩሑስ ጋማ ፈረይቲ ጸገይቲ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semhoney414
    @semhoney414 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @weldemchale
    @weldemchale วันที่ผ่านมา

    Brukat eyom nay behaki amlak zebarekom eyom kal kidan abrehamn saran ygberelom ❤🙏🙏🙏

  • @mbrakgurja9834
    @mbrakgurja9834 2 วันที่ผ่านมา

    Ruhus Gama ygberelkum.
    Egziabiher Amlak hadarkum ybarkelkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumandemariam6082
    @ftsumandemariam6082 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ol4oy1tq3y
    @user-ol4oy1tq3y 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤Egziabhier hadarkum ybarkelkum brukat yehwat

  • @milkakiflu3284
    @milkakiflu3284 วันที่ผ่านมา

    Kubur seb meten nebsu yekbreka. Nay behaki Miku kibrti gual seb hilna❤❤❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና❤❤❤

  • @rahwi-dr2ok
    @rahwi-dr2ok 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kemzia nski n Mama wdase qalat yebley nae zgelx zbelkyo ane kae qalat yebleyn naeki kgelex amlak hadarkum ybark kemti neta geza brhan zzerakla hadarkum brhan ykunelki❤❤❤

  • @shamszegay9082
    @shamszegay9082 2 วันที่ผ่านมา

    Btaomi des ktblu odmen tonan yhabkum Amlak Rhus gama ygberlkum kemti n Abraham saran zbareke Amlak ybarkum wladkum yereyena ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-jc9px1wh7t
    @user-jc9px1wh7t 2 วันที่ผ่านมา +2

    አልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኩም🎉❤❤❤

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asey xubukat zimare melaekt yesmealna

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ከም ኣብረሃምን ሳራን ፍቅሪ ይሃብኩም ዝተባረኩ ውላድ ይሃብኩም ኣሜን

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey9489 วันที่ผ่านมา

    Amlak emun iyu emo ade wedi wey ade gal iki amlak ymesgen❤❤❤❤❤❤.

  • @MicalYonas-el6fy
    @MicalYonas-el6fy 2 วันที่ผ่านมา

    Ellllllll kendey des kebl u zi haymanotna temsgen amlk ortodoxs tewado gera zeftrkani Egziabher amlk temsgn berukat merawti amlk bet abrhan saran yegbrelkum ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tekleweynitesfom4987
    @tekleweynitesfom4987 2 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak hadarkum ybark kal kidan abrahmn Sarah ygbererlkum, neza haftu ni flimon Interview tetgebrula kemey tigelya ni soliyan and nayzi meriea antay kemtesemea

  • @assass8589
    @assass8589 2 วันที่ผ่านมา +2

    ርሑስ ጋመ ይግበረልክም ክንደይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweyniasfahale2269
    @freweyniasfahale2269 วันที่ผ่านมา

    Meglexi endu zeybley nezom merau bflay nmiku amlak ymesgen nzi zerayekum kemua ka msgana ndngl mariya ❤❤❤

  • @bielulmesfun868
    @bielulmesfun868 2 วันที่ผ่านมา +1

    Bhagos nebia qal kidan Abrahamn saran ygberelkum❤❤

  • @zt1306
    @zt1306 วันที่ผ่านมา

    ASEY ADARKUM GOYTA YEBARKELKUM 🙏🏾🙏🏾🇪🇷

  • @user-eh4mu6hl6b
    @user-eh4mu6hl6b 2 วันที่ผ่านมา

    Asey Asey EEllllll shikorinatati god bless you🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @user-hh9kj9zx9c
    @user-hh9kj9zx9c 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይ አልልልል ወላዲ ኣምላክ ኢዳ ተንብረልኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @medagebre
    @medagebre 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum yehwatey wowwwww 🫶🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @akberetandemichael7961
    @akberetandemichael7961 2 วันที่ผ่านมา

    Kalkidan Abrhamn Saran ygberelkum Amlak

  • @user-xn3le8bn3k
    @user-xn3le8bn3k วันที่ผ่านมา

    Antum xbukat frekum yeryena🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-pc8jb5oz8p
    @user-pc8jb5oz8p 2 วันที่ผ่านมา

    Kale kidan Abraham Sara ygberelkum❤❤❤

  • @Magdelina792
    @Magdelina792 2 วันที่ผ่านมา

    What abeutiful soul

  • @user-el3pb3eg9z
    @user-el3pb3eg9z 2 วันที่ผ่านมา

    Btami des zibl eyu habtey natey seb bmikanki sebiawitn bimsrhaki amlak tsamakum yihabkum fetari edmen tianan yihabkum emo ahwet bejakum nihagzom gefawid mindi yikefetelom kemzi seb ke alo diyu wedey ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Elimtub
    @Elimtub 2 วันที่ผ่านมา

    Hadarkum ybarek wiladkum yereyena

  • @user-hp1up3su1t
    @user-hp1up3su1t 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kem abirahamin saran yxemirkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 2 วันที่ผ่านมา

    Amlak edmen tenan yehabkum rehus gama yegberelkum weladkum yereyena ❤❤❤

  • @yonasdrar8574
    @yonasdrar8574 2 วันที่ผ่านมา

    Lebam lewh hyaweyti xaeda bkulntaki bfxum godelo zeblki eki emo amlak aboy kem tmniki yhabki freyu tfareyu brukat sdra❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsnatandatzerayeyooo
    @tsnatandatzerayeyooo 2 วันที่ผ่านมา

    Kemti abebakum wladom yereyena , weledi enqa hagesekum, edmen tainan yhabkum❤❤🎉

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 2 วันที่ผ่านมา +2

    Yes ዝበልኽዋ ኮይና ኣብ ዝሓለፍ ቪድዩ ናይ መርዓ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሪ ኢለ ኔረ 🥰🙏 thx ሕጂ ድማ 👍 ሼር በልዎ ።

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px วันที่ผ่านมา

    ልቦና ዘሎዎ ጓል ሃወን❤❤❤❤❤ረአ

  • @tesfaldet9230
    @tesfaldet9230 2 วันที่ผ่านมา +1

    Tsbukat ftret kemti abebakum yeriena frekum btami tehaguse❤❤❤❤❤❤

  • @saraemmbaye5393
    @saraemmbaye5393 2 วันที่ผ่านมา

    Wowwww Nice Assey Assey deki eriy shikorinatat fantastiskt 💯🥰🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🌹💕❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @semhoney414
    @semhoney414 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    She is bless person

  • @EritreaHadas
    @EritreaHadas 2 วันที่ผ่านมา

    Ellllllllll egziabeher amlak edmen tienan yehabkum ❤❤❤❤

  • @peaceful3082
    @peaceful3082 2 วันที่ผ่านมา

    Almighty God 🎉🎉🎉🎉blessing this amazing Union

  • @freitahagos1591
    @freitahagos1591 2 วันที่ผ่านมา

    Ruhus gama ygberelkum kal kidankum ybark.

  • @gebreamlakkahsay9303
    @gebreamlakkahsay9303 2 วันที่ผ่านมา

    God bless you 🙏❤❤❤

  • @salitmahret
    @salitmahret 2 วันที่ผ่านมา

    EgziABHier mul eu hiwetkum yebark, em brhan maskum tkun.

  • @yirgalmsolomun7587
    @yirgalmsolomun7587 วันที่ผ่านมา

    Ellllllllll Ellllllllll nay.abrhamn saran kal kidan yegberlkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @LibanosAraya-yv9pg
    @LibanosAraya-yv9pg วันที่ผ่านมา

    Edman tenan yehbkum ftarey bemelthu egrka tekdlu geze yekunlika hawey

  • @semhoney414
    @semhoney414 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I love this

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase1862 2 วันที่ผ่านมา

    Aseyyy deki maryamey xbuqatey 🎉🎉🎉

  • @Tsrhalbsu
    @Tsrhalbsu 2 วันที่ผ่านมา

    Amlak kalkidankum ybark❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪️⛪️⛪️❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥 berket nay ime brhan msakum ykun🙏🏽❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @bisratandom9824
    @bisratandom9824 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Deki Eriayyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-pz3wg3dr6j
    @user-pz3wg3dr6j 2 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @MiriamZeku
    @MiriamZeku 2 วันที่ผ่านมา +1

    Elel kmzi abi hewati tehgusa ayflten eya kali kedan abrahmen saran yegbrelku

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 2 วันที่ผ่านมา

    ዕልልልልልልልልልልልል መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም

  • @akberetkidane6542
    @akberetkidane6542 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Assey Elllllllllllllll hagosekum hagosna kbri namlak ❤🎉