Great job I like the way your explanation you make it very easy to understand! Thank you wedi taba for dedication to teach our history and great job ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
wedi taba izia iske des inte ilatika video serahla: America~birged ni hamedu ~weyane ~birged ni hamedu izia serelka zeleku iza regime change itbhal wey iti eritrawinet zibil kefrisu zidelu eyom selzi iti agenda zhib USA iti zeselasil kemta sereyom zelku
መርሓባ ወዲ ጣባ ጽቡቕ መደብ የቐንየልኘና👍💪💯❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ወዲ ጣባ ብጣዕሚ መሃሪ ፕሮግራም፣ ብዙሕ ተማሂርና።Pete ሓውና’ውን ዓሚቕ ፍልጠት ትውንን ተሐብን ኤርትራዊ ኢኻ’ሞ ዕድመን ጥዕናን
ይሃብካ።
ወዲ ጣባ ሓንቲ ሕቶ፣ ሓደ እዋን ምሳኻ ዝመጽእ ዝነበረ “መንክም” ዝበሃል ሓያል ሰብ ኑይሩ። ተስፋ ይገብር ደሐን ክኸውን። መንከም እንተተምጽኦ’ውን፤ ግርም ምስኮነ ዝከኣል እንተ ኾይኑ
@@weyaneweyal768 okay 👌
ኣዝዩ ዝድነቕ መደብ ወዲ ጣባ❤❤❤🎉🎉
Wowwwww ወዲ ጣባ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣበይ ረኺብካዮ ድለዮም ከምዚኦም ኣምጽኣዮም የድልዩና እዮም
ብጣዕሚ መሳጢ መግለጺ
ኣዝዩ ዝድነቕ መደብ ወዲ ጣባ
Welcome wedi Eri Taba we learned A lot keep up Great Explanation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrawinet kibur🇪🇷🇪🇷🇪🇷Mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏
ወዲ ጣባ ጽቡቕ መደብ፡እዚ ሓውና በሊሕ ሰብ እዩ።ክንከስበሉ ንኽእል ኢናሞ ጆባእ በለና ኩሉ ግዜ።
Well said my dear brother Wedi-Taba. Thank you 🙏🏿
ዕዲመን ጥዕናን ብጣዓም ጽቡቅ መደብ ወዲ ጣባ ሽኮር
ጽብቅ አስተምህሮ እዩ ወዲ ጣባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤
ወዲጣባ ጽቡቅ ሙግለጺ መግለጺ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍
❤ 🎉 ❤ 🎉 ጹቡቕ መብርሂ ወዲ ታባ
ብጣዕሚ ጠቓሚ ኣስተምህሮ
ጹቡቅ መደብ አጆኩም ደቂ ኤረይ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
Why not zeykown Abraham Afewerki he is Eritran .awet n hafach 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹💯👍🙏
ብዘይ ገንዘብ ዝምህር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ጣባ ዓቢ መምህር ኢኻሞ ኣይትትሓለል በሎም ጨራግፎም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷መርሐባ ጣቢኖ አብርሃም አፈወርቂ ጥራይ ክእለትን፣ ብቅዓትን ይሃልዎ እምበር ካብዚ ንሪኦን ንሰምዖን ደለና ኩሉ ንሃገርና አብ ቅድሚት ነብርሃምየ ድሰርዖ።
Wedi taba ambesa kemey amsika
Kibri yihabka mekber hageru wedi
Asmara tsaida! ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
THANKS ፒት ሓዉና ቀጽሎ ንቅሓትና ኣበሪኽካዬ ኢኻ
Wwwwww peter So Brilliant analyser.❤❤❤❤❤❤
ZELALEMAWI KBRN MOGOSN NSWAATNA JEGANU 🙏🤲💚❤️💙
ይበል ኣገላልፃ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ጣቢኖ ሎሚ መዓልቲ ገለ ዓይነት ፍልጠት እዩ ክፈስ ስ ኣምስዩ ፣ ይበል እዩ ዘብል ፍልጠት ፣ ኣዘራርብ'ኡ ኣገላልጽ'ኡ ክስሕበካ ፣ በጃኻ ሰሙን ሰሙን ኣምጻልና ፣ ዘእምን ዝተጨበጠ ነገር እዩ ዝህበካ ፣ ሽግራት ነቂሱ ናይ ምውጻእ ዓቅሚ ኣለዎ ፣ መፍቲሕ'ኡ ድማ ቀልዓለም ዘይብላ ኮፍ እዩ ዘብለልካ ፣ ናይ በሓቂ ድማ ንዓና ክምህር ነቲ ማተርያላት ከም ዝጽዕረሉን ዝደኽመሉን ኣብ ር'እሲ እቲ ስርሑ ፍሉጥ እዩ ፣ ዕድመን ጥዕናን ድማ ንምነየሉ፣ ከም መን'እሰይ ብዙሕ እየ ተማሂረ
btami xbuq tmrti deqi eri edmen tenan yhabkum❤❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Thanks!
Thanks 🙏 for your support
እቲ ኢሳያስ ዘርኡ ዝብልዎ "ስሬኤል ቅትሪ" ገለ ቆለ ዘለዎ እዩ ዝመስል ጉጹ ትርሓቅ😂😂
አታ እዚ ህዝባዊ ግምባር ሓደ ሓደ ጉሓፋት ውን እባ ለኪሙ መጽኡ እዩ. ተጋዳላይ እየ እንዳሉ ንሃገራውያን ከካፍኡ ዝውዕሉ ከም ብዓል እዚ ወዲ ዘርአ. ወዲ ጣባ ኣይትገደሰሎም ካብ ወገን ዝተበገሰ ነብሰ ምትሓት. ቀስ እናሉ ኣብ ህጉም ዝኣትዉ ዘለዉ ባሃማት እዮም. ወዲ ጣባ ❤️❤️❤️
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Wedi taba xubuq mebrhi thank you
Great job I like the way your explanation you make it very easy to understand! Thank you wedi taba for dedication to teach our history and great job ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
Thanks 🌹🌹🌹🌹🇪🇷💯💯💯🌹🌹🇪🇷💯🌹🌹🌹
YA ASLI ❤
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi Taba tekawemti zbehalu Ayneberun kedeat ember. Bzuh bzaebom mzrab keman trgum yeblun.❤❤❤❤
More appreciate Wedi Taba.
Thank you so much. Very interesting
Wedi taba thanks for everything.
🙏🙏🙏🙏🙏
Wow 💞🇪🇷 it’s very Interesting topic🇪🇷👍🇪🇷✊🇪🇷💞🍀
True 💯👌wedi eri jigina 🇪🇷❤️🇪🇷
❤🎉🇪🇷🙏
ወዲ ታባ ኩሉ ግዘ ነዚ ተንታኒ ኣምጽኣልና ብተኣሚ ንፉአ ኢዩ
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ፡ ብሕልፊ ንመንእሰያት እዩ'ሞ፡ ንዚኣን ቅድሚ'ዚኣን ዘለዋ መደባት ወዲ ጣባ ዘምጽ ኦ መንእሰይ ጴጥሮስ ክትሰምዕዎ እላቦ።
Ayswahn iyu, ghena, Halem kmhr iyu.
ኣብራም ኢሳያስ ብቅዓት እንተ ደኣ ሃልዩዎ ዋላ ፕረሲደንት ክኸውን ይኽእል። ንበላዕቲ ውዳቅን ሸየጥቲ ሃገሮምን ኮራኹር ወያነን ዝምልከት ኣይኮነን። ብዛዕባ ክልል ትግራይ ተዛረቡ። ብዛዕባ ኤርትራ ኣይምልከተኩምን ኢዩ።
@@girmalemyohannes6636 kalie muhur ertrawi yelen malet dyu abey eyu temahiru weys kenetakie sle
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድምጺ መካይን ትራህ ኢዩ ዝስማ ዘሎ
🎉❤🎉❤🎉❤
Welcam wedi taba zbesa wedi eri abesa
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
Nice ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
ኣጆኻጥራሕ ወዲታባ ነዞም ካብምሸት ክሳብንጎሆ መርገጺኦም ዝቕይሩ ባዓል ኣረጋይ ወደገባ ዝታለል ኣይክህሉንዩ ድሕሪሕጂ ወዲዘርአጉኑፍ አንተኾነዉን ንናይዩቱብ ገንዘም አምበር አንታይ ዕላማ ምስሃሎዎ ኩሉግዝየ ዓዎት ናሓፋሽ ❤🎉❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽብቅ ኣሎ
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Bless you Wedi taba
Waw entay zbele astemhero tentane kab intelligent hawena
Good Job tabino😊
WEDI TABA HAWEY YOU'RE RIGHT NOW " WHAT GOSE AROUD COMES AROUD!! JUST WAIT AND SEE 👀 !
Welcome back Wedi Tana 2news Era
AYTELN
I KAM ZMSLENI ABRHAM KAB ESU ZA BLXA KAKWN EYU KULU YREYO ZALO❤
Luhul msgana n kulum geganu deki kbrti Eritra.
Hawet nhafash
Xibuk aleka wedi taba
Wala Abrham Isayas ykun bikaat timhrtn filtetn sgab zelwo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷xubuk astemhiro🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ጣባ እዛ ኢትዮፕያ እዛ ዋላ ብላምባ እንተ ተቃጸለት ጽቡቅ ይመስለኒ ኣነ ከም ጎሬቤት ድማ ቃጸሎ ክይመጸና ኩሉ ግዜ ድልዋት እንተ ኮና ጸገም ኣለዎ ድዩ?
ናብርሃም ዘይመርሐ ዳኣ መንክመርሕ ደቂ ወያነን ሽዩጣትን ዑሱባትን ክትመርሑና ኣይንፍቅድን ግምባርኩም ዳኣ ንብለኩም ንጸጥሃኩም ትጽጣሕ ሓብተቦክን
ህጂ ድአ አብ ደንጎሎ ትቦታት ፋውሪካ አሎ ብኡ ገይሮም ኢዮም ካብ አዲ ሀሎ ነስመራ ዝዝርግሁ ዘለዉ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Why not of course. Abrham Isayas. Have a right to become minster president. Just like every Eritrean.
DO YOU MEAN ABRAHAM ESAYAS?
haki tabino seltene kamgusay halifu aflto yeblun
ንዒቕካ ግደፎም ።
አብራሀም ይህሸና ካብ ኢሳያሰ
እስኪ ተአለይ ደንቆሮ😂
@ ዶንቆሮ ንሰካ ኢኮ ለውጢ ዘይትደልይ
ወዲ ጣባ ሓውና ዝሃበካ ርኢይቶ እዛ ካብ ናይዚኦም መንነቶም ዘይፈልጡ ሓቀኛታት ተመሲሎም ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ክግዕሩ ዝውዕሉ፣ ደጊምኩም ንስኹም ኣብ መስመርኩም ኣይትድገምዎ ዝበዝሕ እቲ ደጋፊ ህዝቡን መንግስቱን ናይዚኦም ብሓሶት ዝበስበሱ ዜና ዝከታተል ስለ ዘየለ ከምዚ ሓውና ዝበሎ ኣብግምት ኣይተእውዎ። መሊስኩም ተጋፍሕሎም ኣለኹም እሞ ክትሓስብሉ ርኢቶይ ክልእኸልካ።
That’s not Abraham aferki but he looks like him
Nobody care, bro
Snki nayti kulu Serawit ke bkemey yshfen btaemi eyu zegerm.
NATKE GADLW NABYNU EYUUUU
ናንታ ክንደይ ጓሶት ያ ፈጢራ ዘላ ዛ ሃገር ባኣልጂንጂብል ዋይ ባዓል ዕደኮንቶ ሰሪሕኩምስከ ነብስኩም ካኣሉ ፖለቲካስ ይጽንሃልኩም ነቶም ፖለቲከኛታት ንግደፎ
ሳብስክራይብ ንግበር pls ናይ ወዲ ጣባ 100 ሽሕ ክትበጽሕ ኣለዋ
Wedi taba geltemtem edablka eko mesmae kelikana
wedi taba izia iske des inte ilatika video serahla: America~birged ni hamedu ~weyane ~birged ni hamedu izia serelka zeleku iza regime change itbhal wey iti eritrawinet zibil kefrisu zidelu eyom selzi iti agenda zhib USA iti zeselasil kemta sereyom zelku
*Smart City እዮም ክገብሮዋ ደልዮም ወዲ ጣባ::
❤sharia means people of Eritrea ❤
Thank you
Merghem iyu nay bhaki.
Hzbi dha lekimom.
❤❤❤❤❤
🙏🇪🇷👋
🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷⚘️🇪🇷👍🇪🇷👍⚘️🇪🇷🇪🇷💖🇪🇷🦁🇪🇷
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎈🎈🎈💥💥💥👍👍👍😍😍😍
❤️❤️🇪🇷🌿🌹🌿🇪🇷❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👏
💞💞🇪🇷🇪🇷👍💞💞🇪🇷🇪🇷💞✊🇪🇷🇪🇷💞🙏🏾🌿🍀🌷🌷🌷🌷