ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣታልዕሊ ኢሰያስ ንኤርትራ ጸላኢ የብላን
Sawara tigray tametita tametita nab tigray
ሰላም ። እንታይ ድኣ ቅልቅል ጥፍእ ?
ጽቡቅ ተንተና
ህግደፍ አብ ዘይምልከቶ አትዩ ተደሚሩ መጥፊኢኡ ትቀላጠፍ አላ ።
አታ ሐወይ አነ ምንም ክርድአኒ ዘይክእል ህዝቢ ኤርትራ ንምንታይ ንህዝቢ ትግራይ ከምዝፀልኦ አይርደአንን ህዝቢ ትግራይ ንነፃነት ኤርትራ መስዋእቲ ከፊሉ ታኮ ኮይኑ ንኢትዮጵያውያን ከልኪሉ ሒዝዋ ፀኒሑ
ቶም ልፀልኡና ዉለታ ቢሳት እዮም ግን መዓት ጡዑያት ሃምልለዉ አይትረስዕ። ቶም ጡዑያት ርእሶም ደፊኦም ሰሪሖም ልሓድሩ እዮም ኣብ ሚዲያለ አይሳተፉይ።
ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪካ ተቐያያርን ተኣፋፍን እዩ ዘሎ ኢትዮጵያ ጊዘ ብዘየገድስ እንተስ ብድፕሎማሲ እንተስ ብሓይሊ ዓሰብ ክትሕዛ እያ ኢሳያስ ከዓ መሬት ትግራይ ሒዙ ክደራደር እዩ።
እዚይ እሰያስ ዝበሃል ሰብኣይ ንዞም ልኡካት ቻይና ከይ ሓፈረ ኣብ ኣንደር ግራውን ወሲዱ፡ይዘራረብ ኣይሓፈር ኣይስከፍ መንግስቲ ተባሂሉስ ኣብ፡ከመይ ድበለ ኣዳራሽ ከይዛራረብስ ኣብ መንደቁ ዝረአ ህድሞ ይገርም
ane zgermeni giena nEsyas ayqebexkayon zeleka mfthi azi klte hzbtat azi gn shaebyan weyanen msztefau trah ayu።።።