Natey Tv ናተይ ቲቪ | "ዘይተሰምዐ ጉድ ትግራይን TDFን ተካሒዶም" ዶር ደብረፅዮን ‎@NateyTv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 191

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አንታ ሕውሓት ሞይታ TDF እዩ ተሽኪምዋ ዘመፀእ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አብ ትግራይ እታ ፀሪይቲ ምርጫ ተካይዳ ተዋሪድኩም ከትወረዱ ጥራሕ አይከነን ናብ ሕጊ ከትቀረብ ኢካ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ወጣታታት ምስ ጌታቸው አረግቶት ካድሬታት ምስ ድብረፀንተት መን ከምዘስዕር ክንረእይ ኢና

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    🤔🤔🤔🤔ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ዝበሉ ኸምዚ ናይደብርጽ እዩ ታደሰ ናትካ ዘረባ ምርዳእ እንዳኣበየና ከይኣክል ታደሰ ከመይ ኢልና ክንሰምዖ እና 🤔🤔

  • @BrhaneAbraham
    @BrhaneAbraham 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አየ ኣዙኩሊ መንእሰየ ትግራይ አጥፈእኩም ህዝቢይ አብሱዳን እናተሳቀየ ህዝብን መሬየት ትግራይ አርክብኩም ንሱልጣንኩም ዕንክልሊ ምባልኩም መሕዘንቲይ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ክልተ ዓመት ሙሉእ ኣኼባስ እነታይ ይብሃል ?

    • @Tadesse-ht9ob
      @Tadesse-ht9ob 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጊዜ ሲናኖራችሁ አድምጡት

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    በዓል ንስካ እንዳሀለካ ከመይ ገይሩ ይስራሕ

  • @HsBd-m9y
    @HsBd-m9y 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንመራሕቲ ህወሓት (ፀረ መናእሰይ)ኣጥፊኡ ንህዝቢ ትግራይ ብሰላም ዝመርሕ ሰብ ፍጠረልና ፈጣሪ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጉባኤ ይኹን ንኣዲስ ኣበባ ኸይድኩም ስልጣን ምልማንኩም ይኹን ካሊእ ስልጣንን መሠረት ዝገበረ ጥራሕ እዩ፣ ዘለኣለም ንስልጣን ጥራሕ ሕኹትኩት ክተብሉ 26 ወርሓት ወዲእኹም ፣መሬት ትግራይ ኣውሪርኩም ሕዚ እውን እናተወረረ ህዝብ ንርእሱ ከይከላኸል ናይ በዓልትኹም ስልጣን ብዝምልከት ሓድሽ ኣጀንዳ እናፈጠርኩም ኣሲርኩም ሒዝክሙዎ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ ነፃ ከውፅአካ እየ ስለ ዘበለ

  • @smc1-k5wjan
    @smc1-k5wjan 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብረ ዕንክሊል

  • @FjfDo
    @FjfDo 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ፀዋርያ ኩቡድ ❤ እ/ሄር ምሳኻ ይኹን ደብሪፀይ ኣቦ ሓቂ
    እዚ ቃል ክሳብ መወዳእታ ስምዕዎ ሓደራ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አታ እታ ናይ ቀተልቲ ማሕበር ከትፈረስ እያ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንስካ አብ ሽግር ተሓቢእካ ምንባር ኢካ ትድሊ ምክንያቱ ስልጣን እንበር ምምራሕ አይትከእልን።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    TDF ትንፉስ ትግራይ እዩ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕውሓት አብ አፍካ ጥራይ እያ ተሪፉ

  • @mengistuadhana2248
    @mengistuadhana2248 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንስካ እይካ ተናውሃ ዘለካ

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አታ ዘርባ ቢ ተቀብልኻ መፅኢኻ

  • @MahdereEwket-ww4kb
    @MahdereEwket-ww4kb 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኩሉኹም ንስልጣንኩም እዩ። forget about your concern for the people of Tigray. It is bulhit። ለማኒ ስልጣን
    ካብዚኹሉ ጊዜ ሃለው ዝበልካዮ እዘን ዝስዕባ ነጥብታት ምርኣይ ድልየትካ ስልጣን ጥራይ ከምዝኾነ ፍሉጥ እዩ።
    1. ህወሓት ኣይተኸፈለን፣ ህወሓት ሓደ እዩ! ከመይ ኢሉ ሓደ ክኸውን? ብፆም ድዩ ብፆሎት?
    2. ኣዲስ ኣበባ ክንማያየጥ ከይኮናስ ኣቦ ወንበር ክንትክእን ክንቅይር ኢና መፅይና ኢልናዮም። ኣቤት ውርደት
    3.ብገበን ዝሕተቱ እዮም? እዋእ እሞ ብኣኻ ክትጅምር ድልዊ ዲኻ? ኣብ ጥራይ መዓኮርካ እናፈከርካ ዘወዳእኻዮ 1 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ (ብርግፅ ንስኻ ሓሶት እዩ ኢኻ ትብሎ) ብኸቢድ ገበን ከምዘሕትተካ ይርደአካ ዶ?
    4.ብሃገራዊ ኽሕደት መን እዩ ንመን ዝውንጅል?
    5. ዓመፅ ብምልዕዓል መን እዩ ንመን ዝውንጅል? እምቢ በሉ እናበልካ ትውልዖ ዘለኻ ህዝባዊ ናዕቢ ዓመፅ ዶ ኣይኮነን? ካልእ ሽም ኣለዎ ድዩ?
    6. ነጋዶን ሰብ ሃፍትን ምፍርራሕ፣ ኣብ መኸተ ዘይነበሩ ገለመለ ምባል እንታይ ኣምፀኦ፣ ናይ ልቦም ከይዛረቡ ንምሽቑራር ድዩ? ንስኻ መን'ዩ ኣብ መኸተ ዝተሳተፈ ዘይተሳተፈ ትግረዋይ ደረጃ መዳቢ ገይሩካ? ኣብቲ ንኽውላዕ ቤንዚን ዝነስነስካሉ ኩናት ኣይኣምነሉን ኣይሳተፍን ዝበለ ትግረዋይ እንተነይሩ መሰሉ እዩ። ያው እዩ እኮ ፈኪሪካ ህዝቢ ምስኣወዳእኻ ንስልጣን ክትብል ናይ ኣብይ ጫማ እንዳኣ ትልሕስ ዘለኻ፣ ንምንታይ ዳኣ ህዝቢ ናብ ኩናት ጠጢቅካዮ ኣወዲኢኻዮ፣
    7. እታ ወንበር እንተሒዝናያ ካልእ ፀገም ኩሉ ክፍታሕ እዩ ትብል ኣለኻ። ውድብ ንምዕራይ፣ ሪፎርም ንክትገብር ናይ ግድን መንግስታዊ ስልጣን ክትሕዝ ኣድላዩን ኣገዳሲን ድዩ? ብግልባጡ ውሽጣዊ ውዳበ ምትዕርራይ ዘድሊ ቅድሚ ስልጣን ምሓዝ ዶ ኣይኮነን፣ እንታይ ዘተኣሳስር ነገር ኣለዎ።
    8.ብዘይ ምንም ማስረጃ ሹም ሰብ እናልዓልካ ኣብ ኣደባባይ ብግዕዝይና ምውንጃል ብሽም ምጥፋእ የሕትት እዩ፣ ናይ በየነ፣ ሹሻይ ወዘተ ተልዕል ኔርካ፣ ወላ ገበን ይሃልዎም ብፍርድ ቤት ክሳብ ዘይተረጋገፀ ንፁሃት ምኻኖም ዘይምፍላጥ እሞ ኻኣ መራሒ እየ ካብዝብል ሰብ ድንቁርና እዩ።

  • @Ketatamuger
    @Ketatamuger 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደብረፂዮን እንድሕር ሐቀኛ ኮንካ እቲ ጦርነት ቅድሚትን ድሕሪ ኩናትን ንምንታይ ዘይት ግምገም ናይ ሐፂን መፂን ናይ ርዳታ ሥርናይ ናይ ዲያስፓራ ዶላር አበይ አቲዩ ናይ ትእምት ገንዘብ ኦዲት ዘይግበር እቲ ገንዘብ አበይ አቲዩ ።ትግራይ ሐሙሽተኹም ተበለፅቲ ሥልጣንኩም ብሠላም አረክቡ እንድሕር ሐቀኛ ኮንኩም ብሥም ሕዝቢ ትግራይ አትሸቀጡ ። ንሐምሣ ዓመታት አብ ድኽነት አእቲኹምና ብወገንን ብኽባቢነት ነቲ ካልኦት ሕብታት አጥፊኩምና አሠዲድኩምና ናይ መንግሥቲ ገንዘብን ሥልጣንን ንብሕቶኾም ገይርኩምዎ ብሥም ሕውሐት ንተወሠኑ አንጊሥኩም ንአብዛሐና ካብ ዓድና አባሪርኩምና አጢፍኪምና ትግራይስ ናይ ሌላን ጉሌላን ገርኩምዎ ሐንቲ ዓቅምን ፍልጠትን ዘይብልኩምሥ ሔዚዉን ሥልጣን ካባና ክትወፂእ የብላን እዩ እቲሕልምኹም ድሕሪ ሔዚ እምብልና አይንግዛዕን አምቢልና ።

    • @Ketatamuger
      @Ketatamuger 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሔዚዉን እምልና ዝደለኾምዎ ሽማሸም እንተዉፃኹም ሔዚሰ ሕዚቢ ትግራይ ፈሊጡክምስ ዓኽእንትፍ ኢሉኩም ወጊድ ሐሠዉትን ሠረቅትን ነዉሪ ዘይትፈልጡ ሠረቅቲ ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኩፉእ ከንዲ ዘስተር ይግተር ይበል አያቴ

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew is the best political in Tigray ever

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መተዓዛዘቢ ዘረባ ሓዚዶ ኣብዚ ኣጀንዳዚ ጊዜ ምጥፋእ መድለየ ናብ ከምናሃተይ እምነት ምስ መንግስቲ ፌደራል መንግስቲ ከህሉ ዝግበኦ ምዝርራብ ተፈናቀልቲ ናብቦተአም ይመለሱ ይሳቀዩ አለው ገዝኣና ናቦ ቦትኡ ይመለስ ውዕሊ ፕሮተርያ አይትግበርን ዘሎ ምኮነ ነይሩ ነገር ግን ጌታቸው አልዑልና ታደሰ ግበሩል እንታይ ማለትዩ ጊዚያዊ መንግስቲ ጌታቸው ጥራሕ ድዩ ዘመርሖ ዘሎ ታደሰ ምክትሉ እንድዩ ካልኦትስ ግደዶ የብሎምንዮም እዚ ቶንኮልዩ ነፃፂልካ ንምውቃዕ ክምቹ ምእንታን ሓዚ ጌታቸው ምውራድ ቀፂሉ ንታደሰ ካሊእ ምክንያት የብሉን

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ዘጠቅም ነገር ሓንቲ ስሪሕኩም አይትፈልጡን

  • @YcycXcg
    @YcycXcg 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክልተ ዓመት ሙሉእ ሰብ ብጥምየት ይመዉት ንሰኩም ኣከባ ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ሓንቲ ፍታሕ ዘይብሉ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አንቱም ስባት ንስኩም ተድሕንው ወልሐድ የለን

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዕንክሊል

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደብረሰይጣን ኣይትሓሱ፡
    ሓደ እግርኻ ጉድጓድ ኣትዩስ ቁሩብ እዝጊ ኣይትፈርሕን ?
    ዘለኻዮ ዕድመ ንስልጣም ዘይኮነስ ናብ ቤተክርስትያን ትኸደሉ እዋን እዩ ።
    ዕድሜኻ ሙሉእ ለመጭ መደናገሪ ፈታዊ ኲናት ጸረ መንእሰይ ኮንካ የሕሊፍካዮ።

  • @Tadesse-ht9ob
    @Tadesse-ht9ob 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብሪፅ ኩሉ ሐቅካ ኢካ።ትግራይን ትግረዋይን ባርያ ንመግበር።መራሕቲ ሠራዊት ምበሥባሥ።ወዘተ እዩ ንሥካ ጊዜ አይትቅተል ተሎ።ንገረና አኬባ አየተበዝሕ መአልተዊ።ንገሩዎ።ንሕዝቢ አብ ጎንኩም እዩ

    • @muluwelday4144
      @muluwelday4144 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደብሪፅ ኩሉሐቀካ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @muezaregawi5147
    @muezaregawi5147 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቦ ዕንክሊል፣ ታይ አይነት ትህተ-ሰብ እዩ እዚ።አረ ተሕባእ፣ባዕልካ እካ መጥፋእካ ድሕሪ እዚ ኩሉ ህልቂትስ

  • @atakilthailemariam2514
    @atakilthailemariam2514 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I tinke gatachw is a prsidant tigray is not a prisedant of tplf so deber enkile live the people of tigray.

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አታ ድንዙዝ አብይ ከመይ ይፃወተካ ከምዘሎ አይርደአካን ፣ ዕንዙዝ ናይ ፖለቲካ መሃይም ፣

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    You make it complicated the the moment of TIGIRAY. Always talk for your Owen power but not solving the displaced problem

  • @user-dlbwjgbkgnchgoelb
    @user-dlbwjgbkgnchgoelb 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The wise people of Tigray coordinate your power with TDF and TPLF plesse. The more time you take, the more things go out of hand.

  • @abebaeyasu
    @abebaeyasu 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሀሳዊ ገለል በል ኻብ ትግራይ ህዝቢ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ንላዕሊ ገዛእን ከዳዕን የብሉን፤ ቅድድም መድረኽ እናገበርኹም አይተፅሙሙና፤ ካብ ዘርግታት ፅቡቕ ወፂኡ ስለዘይፈልጥ ዓሪፍኹም ተቀመጡ፤ ይኣክል ስቓይ ህዝቢ።

    • @Tadesse-ht9ob
      @Tadesse-ht9ob 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ጠጋ ተቃለሥ ለማሥ

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መረፃ ቦርድ ዘይፈልጦ ጉባኤ ኣካይድካሰ ኣነ'የ ህወሓት እዚ ሰብኣይ ሕጊ ይፈልጥ'ዶ ምሰ መቃልሰትካ ተረዳዲእካ ክትሰርሕ ዘይካኣልካ ምሰ ዘፅነተካ ኣካል ሓቢረ ክሰርሕ'የ መነወሪ'ዩ ናይኩም ምርጋፅ ንህዝቢ ደም የንብዕ ኣሎ ምሰ ሻዕብያ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ዘይተፀገምኩም ምሰ ብፆትጉም ግን ናይ ወንበር ጉዳይ ሰለ ዝኾነ ካልኣይ ፀገም ትፈጥሩሉ ኣለኹም

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንስካ ቁጸሪ ሓድ አዳናጋሪ ንስካ

  • @Seido-g3q
    @Seido-g3q 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣታ ሰብ ዶየለይ? ከመይሉዩ ክሳዕ ክንድዚ ንሕዝቢ ዝነዓቐ? በዚሰብዚ ክትምራሕ መርገም ዩ። ደም ናይቶም ብሰንኪ ድኹምን ልሙስን ዘይብቑዕ ኣመራርሓኻን ዘብላዕኻዮም ዕሸላት ይፋረድካ። ናይ ኢድካ ኣይትስኣን።

  • @MezgebeGebregergs
    @MezgebeGebregergs 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዕድመ ልክዕካ ን ስርቅን ንሓሶትን ትቃለስ ነይርካ።

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ድምጽኻ ድምጺ ደብረጼን ፍርሒ ዝዓብለሎ እዩ ኮይኑ ዘሎ

  • @DestaWubshet
    @DestaWubshet 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ እዛ ጊዝያዊ ምምሕዳር ጀነራል ታደሰ፣ ጀነራል ፍስሃ፣ ጀነራል ተኽላይን ካልኦትን ዘይትሓወስ ድያ?

  • @sisaysolomon1293
    @sisaysolomon1293 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tesareb kitemen ethi haki

  • @visitaleck
    @visitaleck 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ወምበር

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣብ ትግራይ ከም ሰብኣይ ደው ኢሎም ዝሸኑ ፡
    ብኣጻብዕቲ ዝቑጸሩ ኮይኖም ኣዝዮም ውሑዳት እዮም ማለት'ዩ።
    ካልእ ኩላ ሰብኣያ ሰበይታ ኮፍ ኢላ እያ ትሸይን ።
    ንሱ'ውን ሕውሓት እንተፈትያ'ማለት'ዩ።
    ከይትሸኑ እንተተባሂሎም'ውን ግድን እሺ'ምበይ ካብ ምባል ሓሊፋ ካልእ መልሲ የብላን ።
    😅😅😅😅😅😅

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዓይንኻ ብጨው ሓጺብካ፡
    ከይሓፈርካ ኣብ መድረኽ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ትግተር ?
    በጃኻ ተሰተር ልዕሊ 2-3 ደቀን ዘሰዋእካለይ ዳግማይ ልበን ኣይተድምየለን !!

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓሳዊ ኢካ ክንድይ ግዜ አድናጊርካና

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተዳናግረው ስብ የለን ስተይቲ ድም በለዕቲ ስብ ክንድይ ስብ ኢኩም አጥፉእኩም

  • @stpual1
    @stpual1 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኩሉኹም ፡ ካብ ፡ ስልጣንኩም ፡ ውረዱ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አንታ አይተረፈካን ተንጠልጢልካ ናብሕጊ ከትቀረብ ኢካ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እው አሎ ንስካ ዓቀይታይ ኢካ

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hwehat btaimi ekum tehfru hzbi Tigray n meselu ember n Hwehat aykonen tekalisu tefenfunu

  • @AaA-ob1sr
    @AaA-ob1sr 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብቅዓት የብልኩምን ይአክል!

  • @atakilthailemariam2514
    @atakilthailemariam2514 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Deber inkell put him injall.

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TDF እዩ ተዓዊቱ ሕውሓት አብ 27 ማዓልቲ ተስናቤታ እያ በዓል ድብረፀንተት መቀሌ ገዲፈም ናብ ባዕቲ እዩ አትዩ

  • @HaftamuAbay-k4f
    @HaftamuAbay-k4f 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለካት ሐዚ መን ክሰምዐካ ይአክለና በይንካ ተዋጋእ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንታ ህዝቢ ነቂሑ እዩ እታ ኔትወርክ ከይፈረስት ስላም ዘብሀል የለን

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እታ ናትኩም ስራሕ ናብ ካልእ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመቂሉ እዩ ዘመናዊ እና ባህላዊ ስብ ድማ ዘመናዊ እዩ ዘድልይ ለውጢ ድላይ ምስ ጌታቸው አሎ ወጣት ናይ ለውጢ አካል እዩ

  • @edenyisak8707
    @edenyisak8707 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    But you opposed Getachew from the very beginning because you wanted to be a president yourself. Then you worked hard Getachew not to succeed. So you’re responsible for the failure. Tsadkan worked better than you for Tigrayans.

  • @BereketGebremedhn-x9q
    @BereketGebremedhn-x9q 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብረ ፅንተት ንስካ ምስውድብካ አብ ትሕቲ መሬት ተቀበር

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ 154 comment 63 L ዝጸሓፎ ዩ:: ንሕድሕድ comment ይኽፈለካ ድዩ?

  • @haben8627
    @haben8627 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይኾኖ,ዝዓምነካ የለን ሓሳዊ

  • @abab-cg8ym
    @abab-cg8ym 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጉባኤ አኬባ ጉባኤ አኬባ ጉባኤ አኬባ ዋእ አረ በይዛኩም መሓሩናታ??? ብስሩ ኩሉ አተሓሳስባኩም ተግባርኩም ሎሚ እዩ በሪሁልና። ክስቶውንኮ እዚ ኹሉ ሕመቕኩም ተጠቒሙዩ አብ መዓንጣኹም አትዩ ፋሕ ብትንኩም ዘውጸአኩም። አእዱግ!

    • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
      @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሓመድ ደናቁር አስተውዕሉ ፁሩይ ትግራዋይ እንተኮንካ(ኪ)

  • @stpual1
    @stpual1 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃተው---ተው
    ትግራይ ፡ ናብዚኩሉ ፡ ፀገም ፡ ዘውደቕካያ ፡ ንስኻ ፡ ኢኻ,ናትካ ፡ ድኽመት ፡ እዩ,ነቲ ፡ ወራር ፡ ዘድሊ ፡ ምድላው ፡ ተትገብር ፡ ነይርኻ እዙይ ፡ ኩሉ ፡ ፀገም ፡ አይምመፀን።

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብሪፅ ባዕልካ እንዶ ምርሓና እንታይ ክስካብ ንኮን ትፅበ ኣለካ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መጀመርያ ንስካ ክትጠፈእ አለካ ህዝቢ ፀሊኡካ አሎ

    • @amanuelbrhane7583
      @amanuelbrhane7583 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጥፋእ ካብዚ ወዲ ባንዳ😭

  • @ZerayGebretnsa
    @ZerayGebretnsa 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እትም ናመርገም ሰባት ድሕሪ ሐዚ፣ቅድሚ፣አብይ፣እንሕና እና ነጥፍእኩም

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዱሽ ኣፍልጦ ዝሓዘ ደብዳቤ ንምንታይ ፈርምካ ሕዝካዮ መፅኻ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንድብረፀንተት ናይ ጥፈአት አንቴና ኢካ ናይዚ ኩሉ ጥፉአት ጠንሳሲ ንስካ ኢካ ንስካ እንከለካ ዘስታካከል ነገር የለን

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢሊት ዓድዋ በቃቹ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ደብሪፅ ካባኻ ንላዕሊ ሕማቕስ ኣብ ዓለም ክነብር ኢልካ ተሓስብ?? ዘደንፁ እዩ!!!

  • @WedHaji
    @WedHaji 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ሎሚ ከ ኣይሓፈረን ደዬ አታ ለማኒ ሰልጣን በሰበ አይትፃወት ጋሓፈ

  • @SiedFerej
    @SiedFerej 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተሰተር😂 😂ስልጣን የለን ዝብኢ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ መዋቅር ከምባሐድሽ ከጣየስ አለው ድሓር ምርጫ መን ከምዘስዕር ክንረእይ

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Stay strong original president tigray Doctor Debretsion original man .free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF .weyaney tigray TPLF means a father mather sister daughter son family grandfather grandmother wife husband original weyaney tigray TPLF 💪💪💪all tigray people stand together with original president tigray Doctor Debretsion free independent tigray people soon banda messengers selfish power and money lovers tigray clean them up from tigray Land free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 💪💪💪

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወድዛ ማሀይም ለማኒ ስልጣን ሃበኒ ኢልካ ከትልምን ትውዕል ዘለካ

  • @سبحانالله-ث1ظ8ش
    @سبحانالله-ث1ظ8ش 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ድሙ

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abi deliberately misleading debrexion

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Abiy kicks debretsion like a ball where ever he wants.
      He considers him like a dummy.

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወድብን መንግስትን ከፈለይ አለው እዚኣ እንታ ተሕምም አለዋ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጀ እውን ናይ ህዝቢ እዩ ዲካ ትብል ዘለካ አንታ ማሀይም አብዛ ግዜ ናይ አርባዕተ ስባት ጌረኩሞ እኮ

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምሓራ ኦሮሞ ይዓጥቕ ትግራይ ዕጥቃ ትፈትሕ

  • @haftombeyene4546
    @haftombeyene4546 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሰብኣይ ናይ ትግራይ መርገም 'ዩ!

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌች ትግራይ ናብ መሰመር ሓቂ ከየእተዋ ምልቃቅ የለን ዴሞክራት ከይገበራ እዚ በአዘማድ ዘተበከለ ከጠፈእ አለው

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዴታት ስውአት ዓሪቀን ተሽጊረን ንስካ አብ አዳራሽ ከትስዕስዕ ትውዕል አለካ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ምስ ለውጢ እዩ ዘሎ

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሰኻስ ወዲ ገብረሚካኤል ፋዱል ኤርትራዊ እንድኻ ይኣኽለካ ኣብ ትግራይ ኣይትረብሽ ናብ ዓዲ ኣቦኻ እንዳዘምበልካ ህዝቢ ትግራይ ኣይትበድሎ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈዴራል ከአቱ ዘይድለካዩ ምክንያት እንታይ እዩ

  • @BirchikoHile
    @BirchikoHile 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ok

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ኣብ ክልተ ተመቂሉ ማለት ማእኸላይ ኮሚቴ ፍርቂን ሙሉእ ቁፅፅር ኮሙሽንን ዘይተሣተፈሉ ጉባኤ ከመይ ኢሉ እዩ ኣይተኸፈለን ዝበሃል ?? ያውምቁፅፅር ኮሙሽን ናይቲ ጉባኤ ሂደት ጉባኤተኛ ብትቤዞ እዩ ዝምረፅ ዘሎ ፣ ስለዙይ ሕገወጥ እዩ ኢሉ ብይፋ መግለፂ ዝተውሃበሉን ፀረ ዲሞክራሲን እዩ ነይሩ፣ ሰለዙይ ክሣ መዓስ ኢኹም ካብ ጫንቃ ህዝብ ትግራይ ክትወርዱ??

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በአኩም ከመይ እዩ ህዝቢ ትግራይ27 ዓመት ዘተመረሐ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ ድብረፀንተት ግዜካ አኪሉ እዩ ከም ከልኪ ከትዋረድ ኢካ😊

  • @Mijngeld6
    @Mijngeld6 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Debrexyon guhila atfiekayo hzbi tigray lomi ke entay u dletka

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መራሕቲ ህወሓት ባዕልኹም ለያቡ ደገፍትኹም ለያቡ ሰብ ሃፍቲ እዮም። ካብ ገባር፣ ካብ ሸቃላይ፣ ካብ ወያናይ ሙሕርን ካብ ልምዓታዊ ብዓል ሃፍቲ ዝተነፀልኩም ኢኹም።

  • @TirhasGetachew-s3f
    @TirhasGetachew-s3f 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hi

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ደብረፅንተት እንትርፊ ናይ ትግራይ ህልቂት እንታይ ዝመፅእ ሓዱሽ ለውጢ አሎ?

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ተሰብሲቡ ዘሎ ህዝብ ስ ምንም ምድያ ዘይሰምዕ ዘይፈልጥ ድዩ ገይርዎ ??ሎሚዶ ይሕሶ?? ግዚያዊ ምምሕዳር ከይኣማሓድር ንስኻትክሙን ውሱናት መራሕቲ ሠራዊትን እኮ ተተዓናቅፉ ከምዘሎ እኮ ባዕሎም መራሕቲ ሠራዊት ጀነራላት እኮ ገምጊሞም ኣሚኖሙሉ እዮም።

  • @alganeshashenaf7272
    @alganeshashenaf7272 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘይበልዕ የለን ግን ዘይፀግብ ሕማቅ

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ወንበር ብክያት፣ብክያት፣ብክያት

  • @bird1144
    @bird1144 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብረፅዩን ፈትለወርቅ አለምገብረዋህድ ውረዱ