ATV: ዝርርብ ምስ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን ኣባል ምስጢራዊ ሰልፍን ነበር፡ የማነ ተኽለገርግሽ - ደራሲ `ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና?` 3ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 301

  • @cheayawet2722
    @cheayawet2722 5 ปีที่แล้ว +82

    ብፍጹም ዘይምኖ ዕላላት ብጣዕሚ ዩ ዝገርም

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 5 ปีที่แล้ว +46

    ኣገናዕ የማነ ዘይንፍልጦ ታሪኽ ኣፊሊጥካና

  • @eritreanboyloveislove2892
    @eritreanboyloveislove2892 5 ปีที่แล้ว +65

    I love this man !! Another level 😍❤️❤️🇪🇷🇪🇷we trust you we will win vivi

  • @tesfadelina1834
    @tesfadelina1834 5 ปีที่แล้ว +149

    ክሳብ ሎሚ ብቐረባ ይኹን ብማዕዶ ካብዝፈልጦምን ዝሰማዕኩዎምን ተጋደልቲ ብደረጀኦም ብዘይንህስያ ንሳዲስት ኢሰያስ ጉዱ ዘውጸኣን ንህዝቢ ኤርትራ ሓቂ ዘስነቐን ጅግና ወድ ህዝቢ።።።።።
    ክብሪ ይግበኣካ ኣያና የማነ! !!!!!!!!!!

    • @eritreanforfreedom1827
      @eritreanforfreedom1827 5 ปีที่แล้ว +2

      Yes, yes, yes
      You have said it correctly, I don't need to add anything to it.

  • @berihukuflu8569
    @berihukuflu8569 5 ปีที่แล้ว +38

    ክንጽበያ ዝጸናሕና መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ ባባ የማነ ዕደመን ጥዕና ይምነየልካ ከም'ኡ ዉን ኣሰና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ።

  • @basilosfseha1302
    @basilosfseha1302 5 ปีที่แล้ว +28

    thanks, Mr.Yemane! this is very eye-opening for all Eritreans.

  • @fthi3585
    @fthi3585 5 ปีที่แล้ว +19

    Asena aseye selamkum yibzah af wusuat bhaki hugusat ina bezie tiserhuwo zelekum sirah teawetu😍😍😍👍

  • @asaphsultan5265
    @asaphsultan5265 5 ปีที่แล้ว +72

    ጀጋኑ ስ ኣለኩምና ድሃይኩም ግን ኣርሒቁኩም ፡ሕጂ ግን ብዛዕባ ፡ነዚ ዘሎ ስርዓት ከመይ ጊርና ንኣልዮ ንዛተ

    • @halalmeret8451
      @halalmeret8451 5 ปีที่แล้ว +1

      Bdegen badin miwidab eyu. Bflay ab ertra kab sidrabet jemirka kiwideb alewo. Kulu bwishtu kurub eyu. Ni Iseyas kiqinxil zeydeli men alo silezeytewedebe ember.

    • @eriangelino7800
      @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ጅግንነት ትርጉም ተዋቒዑካ ኣሎ። ኣብ ዩ ቱ ብ ወጺኻ ምልፍላፍ እምበኣር ጅግንነት ኮይኑ ትርጉሙ። ኩስቶ ኢሉኒ ኩስቶ ኢላትኒ እንዳበልካስ ጅግንነት።

    • @tadesehagos3746
      @tadesehagos3746 5 ปีที่แล้ว +3

      ድሃዮም ከጥፍኡ ዘገደዶም ምኽንያት ንሕና ምስቲ ስርዓት ኮይና ክንጸርፎምን ክነነኣእሶምን ስለዝጸናሕና እዩ።

  • @erimanreefs8191
    @erimanreefs8191 5 ปีที่แล้ว +13

    I have never seen a Hero like Father Yemane Teklegergis

  • @amclipsmoha5142
    @amclipsmoha5142 5 ปีที่แล้ว +29

    Mr yemane thanks for your courage to say what you know!! And I called you the man of 2019!!

  • @selamnkulu3644
    @selamnkulu3644 5 ปีที่แล้ว +16

    Thank you.kubur abona Yamana Teklegergish xbuk meglexi

  • @kiflomberaki3006
    @kiflomberaki3006 5 ปีที่แล้ว +23

    Thanks ASNNA Tv for your endless effort to your people

  • @asmerommicheal8529
    @asmerommicheal8529 5 ปีที่แล้ว +10

    Thanks Amanieal assena
    Tebaa tegadaley yeman ajeka ab genika alena

  • @zerietgilay8215
    @zerietgilay8215 5 ปีที่แล้ว +13

    Wellcome Radio Assenna

  • @ereytesfaalewafithi46
    @ereytesfaalewafithi46 5 ปีที่แล้ว +2

    THANK YOU Assena , and long life Yemane, kemaka ziameselu'si yixnuhulna miskir kitkonuna, abta hadas Eritrea!!!

  • @dubola5777
    @dubola5777 5 ปีที่แล้ว +32

    አሰና ንህዝቢ ኤርትራ ካብቲ አቲዎ ዝነበረን ዘሎን ናይ ድንቁርና ዓዘቕቲ ክወጽእ ብትገብርዎ ዘለኹም፤ አብ ልቢ ኩሉ እቲ ፍትሕን ሓቅን ክነግስ ዝደሊ ህዝቢ ዓቢ አኽብሮትን ምስጋናን አሎ፤ የቐንየልና፤ አብ ኩሉ ስራሕኩም አሳልጦ ይሃብኩም፤ አቶ የማን ኸአ፤ ተንኮል እቶም ተንኮለኛትታ ግልጽልጽ አቢልካ ትምህረና ስለዘለኻ፤ ነዚ ወለዶ እዚ ንምድሓን ዓቢ ተራ ኢኻ ትጻወት ዘለካ፡ ነመስግነካ

  • @abiabity7811
    @abiabity7811 5 ปีที่แล้ว +9

    Welcam asena thanks
    Aynan hawenan yemane

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 5 ปีที่แล้ว +73

    ዝፈትዎ ጂግና ሰብ ኢካ ኣብ ጎንካ ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ

  • @Abu-RaEF-12.12
    @Abu-RaEF-12.12 5 ปีที่แล้ว +30

    Belom nezom serqti
    1000 liek habuley bejakhum

  • @abraham2254
    @abraham2254 5 ปีที่แล้ว +15

    Wellcame yemane ጅግና ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kiflomberaki3006
    @kiflomberaki3006 5 ปีที่แล้ว +13

    It is not too late , expose the true

  • @hhhhighbroke593
    @hhhhighbroke593 5 ปีที่แล้ว +8

    Its very helpful information to left up our peoples understanding as well as political consensus regarding the EPLF and his corrupt leader keep expose them. its very interesting .

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 5 ปีที่แล้ว +2

    Anesss!!! Yehgggasss!!! Eda hadarkkuu, yegggasss terayyy Eritreawett!!Mokannnayyyy efffffffffffff Eritrean Mallet No word ❤️❤️❤️👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @gualbloko4723
    @gualbloko4723 5 ปีที่แล้ว +11

    Wellcome Assena 🔊🔊 Mlki yefres Fethi yenges ⚖⚖⚖

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 5 ปีที่แล้ว +2

    What a knowledgeable man? I am amazed and I am proud of you. You gave us very good examples.

  • @sameytesfu6375
    @sameytesfu6375 5 ปีที่แล้ว +4

    N yemane zfetu eske eti genzeb zeykfelo like yhabeni

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you, thank you Yemane. God bless you.❤️💙❤️💙🎉

  • @E29-n3x
    @E29-n3x 5 ปีที่แล้ว +22

    *እዞም ኩሎም ኣብ facebook ይኣክል* *ክትብሉ ትውዕሉ ዘኹም*ሓቂ እንተለኲም* *ንቲቪ ኣሰና ዓዓቕምኲም* *እተትሕግዙ* *ኣብ'ዚ ደረጃ ኣይምበጻሕናን*

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 5 ปีที่แล้ว +30

    እንኳዕ ብዳሓን ተመልስኩም ክንጽበየኩም ጸኒሕና ተጋዳላይ የማነ የቅንየልና ኣጋላልጻካ ደስ ዝብል ኢዩ ናይ ምዝካር ተክኡሎካ ዉን ኣዚዩ ዝደነቅ ኢዩ ሞ ኣይትጥፍኡና ቀጽልዎ ጋዜጤና ኣማኑኤል ዉን የቀንየልና 4ክፋል ክትቅጽል ዉን ንጽበ ካሎኦት ዉንክምዚ ገይርኩም ኣምጽኡልና :: ዓወት ን ህዝቢ ኤርትራ ::

    • @dubola5777
      @dubola5777 5 ปีที่แล้ว

      አነውን እንዳተገረምኩ እየ ሰሚዓዮ፤ ከመይ ጌሩ እዩ ነዚ ኹሉ ዝዝክሮ ዘሎ እንዳበልኩ፤ ናይ ሎሚ ዘለና ደአ ቅድሚ ሰሙን ዝገርበናዮ ዘይንዝክሮ

  • @bisratamlesom2075
    @bisratamlesom2075 5 ปีที่แล้ว +2

    I love this Hero! Neberlna jegna!!!

  • @gebrihiwettesfay483
    @gebrihiwettesfay483 5 ปีที่แล้ว +6

    Thanks asena kntsbe tsenhna

  • @absienice5013
    @absienice5013 5 ปีที่แล้ว +2

    ክብረት ይሃበልና ኣቶ የማነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡፡

  • @natnaelEri
    @natnaelEri 5 ปีที่แล้ว +19

    ኡንኳዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ እቲ ውጹዕ ህዝቢ!!
    ወላ ነቶም ዕጥቆም ገዲፎም ዝሃደሙ ከተጋልጾም ኣለካ ምግላጽ ምግላጹ። ምክንያቱ ንሳቶም እዮም ሕጂ ሰብ ዘበሳብሱ ዘለው። ኣጆካ ኣይትሰከፍ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦን፡ ዝጥርጥሮን ዝነበረ ኢካ ትዛረብ ዝለካ ስክፍ ኣይበልካ።

  • @davidbrother4908
    @davidbrother4908 5 ปีที่แล้ว +42

    ሕጂ ግርም ኮነ ኣጆኩም ኣጆና ብሉጻት ደቂ ዓደይ ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ ኩልካ ተላዓል ህዝበይ ተቀዋሚ ደጋፊ ብዘይ ኣፈላላይ ካብ ከተማ ( ሰገነይቲ )

  • @nosignal320
    @nosignal320 5 ปีที่แล้ว +8

    ብዓል መስፍን ሓጎስ እንታይ ይጽበ ኣሎ፡ ወይስ ካብ ትሓታትነት ፈሪሁ እዩ፡ ሕሉፍ ጌጋ እንተኣለዎ ትኣሪሙ ተመክርኡ ከካፍል ብትሕትና ንሓትት ግዴትኡ ድማ እዩ፡ ወዲ ዓሻ እዩ ክልተ ግዜ ዝብደል፡ ካብ ሕሉፍ ናይ ሕጂ ስቕታ ይሃሴና ኣሎ።

  • @abufaruq2021
    @abufaruq2021 5 ปีที่แล้ว

    If we have few smart, honest and gentlemen like this man our problem would have solved early.
    I like the way he speaks very open and unafraid, we should talk and discuss our problems openly like this instead of hiding our feeling and truth inside coz it may explode later on.

  • @tesfitmehari6511
    @tesfitmehari6511 5 ปีที่แล้ว +4

    Thise man is very intelegent .

  • @ኮር271
    @ኮር271 5 ปีที่แล้ว +2

    Thanks hero yemane

  • @Hewat
    @Hewat 5 ปีที่แล้ว +7

    Betami dase zable eu Amenuel pls aytqrxa eka eza madeb mese Yemane tegbra zalak

  • @mamaeritrea8109
    @mamaeritrea8109 5 ปีที่แล้ว +1

    thanks ato birhane

  • @samuelrussom608
    @samuelrussom608 5 ปีที่แล้ว +2

    Bravo yemane eti haki ngero h hzbi eri❤️❤️

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 5 ปีที่แล้ว +5

    ዝገርመኩም ነገር ዋላ ኣገልግሎት ኮይና እዚ ኩሉ ወራራት ክሳብ 2014 ከለና ዝነበረ ተነጽሎን ኣፈላላይን ካብዚ ናትካ ዝፍለ የለን ክንደይ ዝጠፍኡ ኣለዉ ስድራቤቶም ከኣ ብስዉኣት ተነጊሮም በየን ጀሚርካ በየን ክውዳእ ናይ ኢሰያስን ቁንጣሮ ሰዓብቱን ፎእ ንዮ በልዎም እዚኦም ጨካናት እዮም እዚኦም ሰይጣውንቲ እዮም እዚኦም ጠላማት እዮም ኣርባዕተ ነጥቢ ።

  • @asmaraeritrea7560
    @asmaraeritrea7560 5 ปีที่แล้ว +1

    ነመስግንካ ተጋዳላይ የማነ ንበረልና thanks ATV ኣስና & ኣማን ሓውና

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆዃ ጅግና ኣቦና ተ/ጋ የማነ ተኽለገርግሽ። በሎ ጥራይ ኣውጻዮ እቲ ሓቂ ንህዝቢ ግርም ተንቅሖ ኣለኻ ህዝብና ድማ ምንቃሕ ዩ ዝደሊ ዘሎ so ሰስነልና ።ኣነ ክብለካ ዝደሊ ነቲ መስፉን ሓጎስ ካኣ ኣውጻዮ ሓቅነቱ ንሱ ክዛረብ ኣይደልን ኣሎ እቲ ምስጢር ፍሉጥ ዩ ቀታሊ ስለ ዝነበረ ዩ። ንስኻ ኩሉ ከተውጽኦ ኣለካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩቡር ኣቦና።

  • @adamismail4713
    @adamismail4713 5 ปีที่แล้ว +28

    ኢሳያሶ ብመደብ መሪሕነትና ፡ ሰውራና ፡መንሰያትና፡ ሃገርና እምነታትና ብተዛዋሪ አቦታትና ኣደታት የጠፊ ኣሎ።

  • @gb-ey3oz
    @gb-ey3oz 5 ปีที่แล้ว +4

    ክብረት ይሃበልና ተጋዳላይ ኣቶ የማነ ተኽለገርጊሽ ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ፈትየዮ ብሓቂ ደስ ዘብል ኢዩ ዝገርም ኩሉ ሰብ ከኣ ኣብዚ እዋን ብፍላይ ጠቂምና ኣሎ ኩሉ ሸርሒ በሪሁልና ኣጆና ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ነንፈልጦም ኣሕዋትና ብፍላይ ኣብ ሕልፍነት ዘለው ክንውድቦም ኣለና ብጥንቃቀ።

  • @ruftakibreab2075
    @ruftakibreab2075 5 ปีที่แล้ว

    Thank dear brother for information amnal

  • @delaytselam6909
    @delaytselam6909 5 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷💕❤👍👍

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 5 ปีที่แล้ว +8

    You are my Lion and a brave man. You did history to disclosure how Dictator Isseyas Afwerki murdered our brothers and sisters. I hope God will protect you so that you will see a democratic Eritrea soon.

  • @michaelhabte6068
    @michaelhabte6068 5 ปีที่แล้ว +2

    Please part 4

  • @t.tamene6760
    @t.tamene6760 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕን መሳጢ ታሪኽን እዩሞ፡ ሕጂውን ን4ይቲ ክፋል ኣብ ምጽባይ ኣለና፡፡

  • @thedrosdebassey9090
    @thedrosdebassey9090 5 ปีที่แล้ว +13

    እንታይ ኢዩ film ዱዩ ወላ ዛንታ ኢዩ፡ምእማን እኮ ሲኢነ።

    • @dubola5777
      @dubola5777 5 ปีที่แล้ว +1

      ግልጽ ልጽ አቢሉ ዝነግረና ኢና ሲእና ኔርና እምበር፤ ጫፍ ጫፉ ደአ እኮ ንሰምዖ ኔርና ኢና፤ አነ ዝገረመኒ፤ ኢሰያስ እምበርከ አብቲ ገድሊ ኔሩ እዩ፤ እዚ ኹሉ ሰብ ክዋጋእ ከሎ፤ አብ ሶማል፤ ጥልያን፤ እስያ ዶ፤ ገለ እ ዩኔሩ፤ ሓቁ እንድዩ ደአ ሓንቲ ከይተተንከፈ ክአቱ

    • @ምንባርኣብሕልናይዳነ-ዸ8ጨ
      @ምንባርኣብሕልናይዳነ-ዸ8ጨ 5 ปีที่แล้ว +1

      @@dubola5777 ata jeganu davteswiom endiyom

  • @እንታይዪሕልና
    @እንታይዪሕልና 5 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ነመስግነካ ኣማኑኤል ፡ እያሱ ኸምዚ ዓይነት መደባት ዘይፈለጥካ ፍለጥ ኣዋጅ እያ

  • @eyobgebrezgabiher4441
    @eyobgebrezgabiher4441 5 ปีที่แล้ว +5

    Anbesa sebay

  • @michaelzereyohannes3072
    @michaelzereyohannes3072 4 ปีที่แล้ว

    The most honest person ever i love how he talks how he explained.

  • @dawitappintertment5456
    @dawitappintertment5456 5 ปีที่แล้ว +15

    bitami xubuk srah qexluwo

  • @teklenetserab3191
    @teklenetserab3191 5 ปีที่แล้ว +17

    ክቡር ተጋዳላይ የማነ ተክለገርግሽ የቐንየልና ነዚ ማፍያ ጉጅለ በንስሊን ወጊእካዮም ኣሰና ከኣ ቐጽልዎ

  • @mixedworld869
    @mixedworld869 5 ปีที่แล้ว +1

    My favourite Hero,,,💪💪,

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว

    Ab hiwetey kabtenbkfelit zhnteyo zneberku. Nay behaki Ayena Yemane. Thank you so much. Please share nbelo like kea nhabo

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 5 ปีที่แล้ว +3

    በዓል ጼጥሮስ ሰለሞን እባ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም ኣብ ደገ ኮይነን ድማ ጉድ ኣቡአን ዘይፈለጣ ሃተፍተፍ ይብላ ፣ ኣቦና ኣያና ተጋዳላይ የማነ ብዙሕ ተነጽሎ ረኪብካ ኣብ ጀርመን ኮይንካ በዞም ደገፍቲ ዘሕለፍካዮ ተነጽሎ ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ ብዝኮነ ተድልየና ኢካ ነዞም ሓደሽቲ ወለዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @rapperman7801
    @rapperman7801 5 ปีที่แล้ว

    gena nayzi sebay ezi kale knseme ina gena gena eway thanks 🙏 mr yemane

  • @hermanaregai6762
    @hermanaregai6762 5 ปีที่แล้ว +3

    እቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት
    ወታደራዊ መሪሕነት ዘለው ተጋደልቲሲ ነዚ ቃለ መጠይቕ 'ዚ ክሰምዕሉ ዝኽእል ዕድል ተረኺቦም ኣብ ምንታይን ንምንታይን ዕላማን ምስ መንን ደው ኢሎም የገልግሉ ከምዘለውን ነፍሶም ክመዝኑ ዕድል ምሃቦም ነይሩ.

  • @gebrehiwethaile4968
    @gebrehiwethaile4968 5 ปีที่แล้ว +3

    Enkak bselam mesaka

  • @habtomatey9182
    @habtomatey9182 5 ปีที่แล้ว +1

    Well came assenna

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 5 ปีที่แล้ว +6

    Wey gudddd ente zey motkas buzuh eka tissemiee

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham9298 5 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ን የማነ

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 5 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቅ እዩ እዚ መግለጺ ተ/ይ ባባ የማነ ተክለገርግሽ ኢሰያስ ሲ ክንድዚ ሽጣራ ካበይ እዩ ተማሂርዎ እንቃዕ በል ፈለጥናዮ ሕጂ ውን ኢሰያስ ሲ ንቃልሲ ኤርትራ ኣደንጉይዎ ከልኪልዎ ናጽነት ኣብ ሰብዓትት ከይውዳእ መለት ድዩ ።

  • @dubola5777
    @dubola5777 5 ปีที่แล้ว +46

    እዚ እኪት ኢሰያስ፤ ሰብ ክዋጋእ፤ ንሱ አብ ሶማል ዶ፤ አብ ጥልያን ዶ፤ አብ ገለ እዩ የሕሊፍዎ፤ ይገርም እዩ

    • @matt177st.6
      @matt177st.6 5 ปีที่แล้ว

      መኣስ ንሱ ጥራሕ ወላ ኣብ ናይ ዶብ ኣብ ሞንጎ ወያነን ዝነበረ ኩነታት ክጅመር ኮሎ ኣብ ሱዑዲ ቦልዎም ይብል ነይሩ : መብዛሕትኡ ህዝቢ ግን ንእሰያስ ከም ጅግና ናጽነት ኤርትራ ብኢሰያስ ከም ዝመጸት ይዛረብ !

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 5 ปีที่แล้ว

      dubo la
      ኢሰያስ ኣብ ስብዓታትካብ ጀብሃ ክፍንጨል ከሎ አብ ክልተ ወይ ሰለስተ ኩናት ጥራሕ ኢዩ ኣብ ገረግር ዚበሀል ዶብ ሱዳን ተኻፊሉ ብድሕሪኡ ናብ ተጋደልቲ እምበር ናብ ጸላኢ ዝቶኮሶ ብረት አይነበረን ብመንጽሩ እካ ደአ አብ ወጻኢ ኢዩ የሕሊፍዎ

  • @simonmicael7752
    @simonmicael7752 5 ปีที่แล้ว +1

    Good job

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 5 ปีที่แล้ว

    you answered a lot of my questions,, thank you so much.

  • @biniamhabte5593
    @biniamhabte5593 5 ปีที่แล้ว +3

    nezi kesemaku enko e ba aymotku . hgdef bhewetna texawetomula yom . Tanks yemane eti tzkro zebele kulu kitefltena hagerawe gidetaka u . part 4 bhakewta ye dexbeya. edmen tenan ymneyelka.

  • @LuwamRezene-c6l
    @LuwamRezene-c6l 5 ปีที่แล้ว +4

    የማነ ጅግና የቀንየልና 🙏🇪🇷❤️🇪🇷

  • @thebeastinfinity617
    @thebeastinfinity617 5 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 9 หลายเดือนก่อน

    True ✅️

  • @gunnerforlife555
    @gunnerforlife555 5 ปีที่แล้ว

    you are hero

  • @drwizy8779
    @drwizy8779 5 ปีที่แล้ว +1

    yemane jigna jigna

  • @kulusebey35
    @kulusebey35 5 ปีที่แล้ว

    You are a smart guy. God bless you mr yemane.

  • @edenberhe1431
    @edenberhe1431 5 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Aman hawey neze kulu tegebro theleka theire neze wethue hezbna tesfa tekonwo zelekum meskulom meserahtka kamesgnekum yefotu thank you

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 5 ปีที่แล้ว

    Good job asena tv.

  • @ariammussie2069
    @ariammussie2069 5 ปีที่แล้ว

    Super keep going 😉✌

  • @ShalomErena
    @ShalomErena 5 ปีที่แล้ว +1

    abona yemane jigna eritrawi eka

  • @loveyoueritrea2627
    @loveyoueritrea2627 5 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና የማነ ኣጆኻ ኣለና ደቕኻ ኣብ ጎንኻ።

  • @ራዛኣንጻርዓመጽ
    @ራዛኣንጻርዓመጽ 5 ปีที่แล้ว +1

    Love you delayti fitfi nihna fthi ina nideli beka ዳሕዳሓዮ ምሳካ ኣለና

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 5 ปีที่แล้ว

    ASENA T.V.
    Thank you,
    Is possible when he give mame to put there photos just for second
    EXAMPLE
    DEYAM,
    YEMAN AFOWORKI ,
    ADYAM,
    ITS IS SO IMPORTANT

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว +1

    Yemane jegna Anbesa Wedi Eri 👍👉🇪🇷

  • @መሰልየብልናንክንዛረብ
    @መሰልየብልናንክንዛረብ 5 ปีที่แล้ว +18

    ሕቶ???? ጴጥሮስ&ድሩዕ&ሸሪፎ&ዑቕበ ካልእን ዝነበሩ ዓበይቲ ሓለፍቲ ዝነበሩ ከመይ ኔርም ኣብቲ ዉድብ ።።

    • @abdoidiris6470
      @abdoidiris6470 5 ปีที่แล้ว +5

      Kem sebom nerom. Seb yqetlu nerom

    • @godislove7721
      @godislove7721 5 ปีที่แล้ว

      @@abdoidiris6470 ya k konu aykalu nsom tezey azezwo nsu antay kgeber mkale kulom hade

    • @kingwediafom1562
      @kingwediafom1562 5 ปีที่แล้ว

      simon eritrawi kemom sebyktlu nerom nesom keman yekfew

  • @loveyoueritrea2627
    @loveyoueritrea2627 5 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ውድብ መሰረቱ ሽፍታ ኔሩዶ ክብሃል ይክኣል ምትሕርራድን ምቕታልን ዝነበሮ ኣብ ውሽጦም ፈጺምካ ውድብ ወይ ሃገራዊ ቓልሲ ክብሃል ኣይክእልን ኢዩ ምሉእ ብ ምሉእ ሽፍታ ውድብ ኢዩ ነይሩ።

  • @emnetsion2
    @emnetsion2 5 ปีที่แล้ว

    My hero yumuneyyy
    ^***

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @fthidelina4791
    @fthidelina4791 5 ปีที่แล้ว

    Wey gooooooooddddddd !

  • @MN-zv9gi
    @MN-zv9gi 5 ปีที่แล้ว

    Hero

  • @wedihagos1533
    @wedihagos1533 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ኣገላልጻ የማነ ተክ/ግሽ መስፍን ሓጎስ ልክዕ ቀኒዑ እንተዝናዘዝ ልዕሊኡ ይፈልጥ ዩ

  • @ምድሓንብኢዬሱስዩ
    @ምድሓንብኢዬሱስዩ 5 ปีที่แล้ว +2

    አዋይ ህማቅ ታሪክ ግዜ ይወስድ አምበር ዘይወጽአን ዘይጋሃድን ሚስቲር የለን። አሰያስን ሰኣብቱን

  • @abdoidiris6470
    @abdoidiris6470 5 ปีที่แล้ว +1

    Hzbi Eritrea ykatatelo dyu zi

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 5 ปีที่แล้ว

    i like it.

  • @mikimiki7432
    @mikimiki7432 5 ปีที่แล้ว

    Amanuel I always appreciate what you have been doing to get all the untold misery. Where can I get the book, tried to get it from online but I couldn’t so if you can share a link or if you can sell it for him it would be great for the young generation, thanks

  • @matt177st.6
    @matt177st.6 5 ปีที่แล้ว +4

    ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ምስጢር ኣይፈልጥን እዩ : ብፍላይ ኣብ በረኻ ዝነብር ንሃገር ዝሕሉ ዘሎ መንእሰይ !

  • @sociallife7616
    @sociallife7616 5 ปีที่แล้ว +10

    Ezi Jgna sebay zerebeu mxgabu sine

  • @bashayyehdago1230
    @bashayyehdago1230 5 ปีที่แล้ว +5

    Father Brhane dahdahyo anbesa father

  • @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
    @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ 5 ปีที่แล้ว +2

    ጂግና የማነ ገብረገርጊሽ ሑንቃዕ ብድሓን መጻካ ደለይቲ ፍትሒ በጃኩም ሃገር ነድሕን እዞም ሰተይቲ ደም ከይጥፍኡዋ ነዛ ሃገር