ATV: ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳላይ እያሱ ተስፋይ ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዘስመዖ መደረ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 12

  • @iahadu4817
    @iahadu4817 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ኣጣቕዑሉ እንዶ.... ዋይ ሰብ ኣይጽላእኻ

  • @Mengstu-p4x
    @Mengstu-p4x หลายเดือนก่อน +3

    Kdmzi nzgeberkalna kulu tnx
    Hji gn ms dictatorat weginka
    Shfan midea ab mhab trkeb
    Ezi srahka n edlat menesey tgray ztsarer eyu
    Emo ageb

  • @peace-x9s
    @peace-x9s หลายเดือนก่อน +3

    ንምንታይ ዕላማ እዩ ንሕዝቢ ዝንገር ዘሎ ንበዓል ነጎዳስ ሐዊ ደብሶ ኪዱ ባዕልኹም ነንሕድሕድኹም ተወነጃጀሉ ሐሰውቲ

    • @Seb15
      @Seb15 หลายเดือนก่อน

      ሓዱሽ ኣታዊ ይኩን እሞ 🥲 ኣነ ምስ መጻኩ ከአይ ኢላ ስልጣን ትከይድ ገና ዘይጣዓዓምኩዋ ኢሉ ይኩን
      ይገሙ እዮም

  • @Mengstu-p4x
    @Mengstu-p4x หลายเดือนก่อน +2

    Ema bejaka ba b menesey tgray ayttsawet kbur haw

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 หลายเดือนก่อน +1

    💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v หลายเดือนก่อน

    ❤💛❤️💛🌻🌼🌼💯💯💯💯

  • @zerautesfamariam8069
    @zerautesfamariam8069 หลายเดือนก่อน +2

    Why Eyasu went to The capital of Tembien, Aby Adi? It is to fool the people of Tembien as they have a representative in Tplf. Though this man from Tembien has insifignicant role in the shifta party.

  • @peace-x9s
    @peace-x9s หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ትብሎ ዘለኻ ሐቂ እንተ ኾይኑ እቶም ነዚ ገበን ዝፈጸሙ ንምንታይ ስጋብ ሕጂ አብ ትሕቲ ሕጊ ዘይአተዉ ብነፈርቲ የደብዱቡና ኔሮም ኢልኻስ ንምዝራቡ ክትሐፍር ይግበአኻ

  • @iahadu4817
    @iahadu4817 หลายเดือนก่อน

    ዝሓመናዮ ከነፃሪ ጊዜ ሃቡና ዶ ይብሃል......ዕዋሉ ዶ መሲልናዮም.... 😂

  • @gkirosgselassie923
    @gkirosgselassie923 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ውድብስ ኣይሓቃን ድያ ናብዚ በጺሓ !!
    እዚ ሰብ እዚ ብዝኾነ መዐቐኒ ናብ ማእኸላይ ኮሚቴ ክኣትው ዘይነበሮ ሰብ እዩ ፡ ፡
    ናይ ብሓቂ እዛ ውድብ ኣብ ሓደጋ እያ ዘላ ፡፡
    ኣልቦ ዓቕሚ መሕፈሪ ስርስር ጥራሕ ፎኪስ ።
    እቲ ኻልእ መሕፈሪ ነገር ብዛዕባ ኣብ ግዘ መኸተ ዝስራሕ ዝነበረ ዘይንልከቶን ብዕሊ ዘይፈክጦን ወታደራዊ ምሽጢር ይነኻኪ ኣሎ ።
    ነፈርቲ ነእትው ነይርና ይብልሎ ፡፡
    ዋእ እንታይ እዩ ሰቲዩ ነጺኡ
    ተራ ገባር ብዘይገልጾ መገዲ እዩ እዚ መድረኽ ነሪሕዎ ዘሎ ።
    ሕሶት ጥራሕ ዓቕሙ

  • @iahadu4817
    @iahadu4817 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂