ኣብረሀት ኣንከረ ጋል ኣንከረ ኣብ 1988 ኣብ ሳሕል ዝደረፋ ደርፊ ኢያ ። ሰይቲ ፎርዕን ወልዱ ። ፎርዕን ወልዱ ንልዕሊ 19 ዓመት ኣብ ኡሱርቤት ኣሎ ! ም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 33

  • @adulisaksum8376
    @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว +2

    th-cam.com/video/prj-IWpSH2M/w-d-xo.html
    erireea ትብሊ ዘለኪ ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ። th-cam.com/video/prj-IWpSH2M/w-d-xo.html

    • @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
      @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ 4 ปีที่แล้ว

      ንዓይ ትበጽሓኒ ንዓኻ ሰብኣያ አዩ ዝቀርበካ አንበር ኣይትፈልጣን ኢኻ ንጓል ኣምከረ ብጽንጽ ቆንዳፍ አዚ ደርፊ ክኣ ንሰብኣያ ኣይኮነትን ደሪፋትሉ ኣወል ጎማላት ሰረቅቲ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      @@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ ዕሽነት ውርሻ ድዪ

  • @rosinanguse762
    @rosinanguse762 4 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ኤረይ ጻእዳ እዚ ወዲ ADULIS AKSUM ትግራዋይ መንነት ዝብል ዝስሙ ሃስዮ እዮ ኤሪትራዊ እይኮነን, ንጋል አንኸረ አይፈልጣ ሰብአያ እውን ወዲ ሃወቡኡ አይኮነን, እንታይ ደአ ኤሪትራዊነት አተሃሳስባ ንምጥፋእ እዪ ነቲ ናቶም ስነ ሃሳብ አብ ሃንጎልና ንምስራጽ ን ንምሕታምን ኤሪትራዊነት ስሚኢት ንምድኻም እዬ, ኸም ዚኦም ዝአመስሉ ቡዙሃት አለው ካብ ትግራይ ብሕውሃት ዝተወደቡ ነዚታት ክገብሩ ካብ ኢትዬጲያ ብዝተስረቀ ገንዘብ አማኢት ተከፊሎም, ንአብነት ሃደ ስብ ብዝተፈላለይ ሽም ብ10 ዝኸውን እካውንት ጌሮም ከም ኤሪትራዊ ኮይኖም ብአሌት ብ ሃይማኖት ከምኡውን አግአዚያን እንዳ በሉ ብዝተፈላለየ ሃሳባት ንኤርትራ ክበታትኑ ህንፍሽፍሽ ከብሉ ድቃስ ስኢኖም አለው ምክኒያቱ ህልሚ አሎዎም እሱ ድማ አባይ ትግራይ ንምምስራት እዪ ስለዚ ንኣና ህንፍሽፍሽ ምስ አበሉ መሬ ከምኡውን ባህሪ ንምስራቕ ኣዝዪ ምቹእ ኽኮኖሎም ኢሎም እዬም እዛ ኩላ ሃተፍተፍ ስለዚ ደቂ ኤረይ አይትገርሑ ከምኡውን አይትእመኑዋም ሃደራኩም አብ ዝተፋላለየ አጋጣሚታት ክመጽኩም እዬም አብ ኮመንት, መፍቶኦም አይትኩኑ ተጠንቀቁ, ምክኒያቱ ንአብነት ንኢትዬጲያ ብአውራጃ ብቢሔር ምቅልቅል አቢሎምዎ አለው ሕጂ ነንሃድሕዶም ይባአሱ አለው ምክኒያቱ ን4 ኪሎ ኣዲስ አበባ ተተመለሱ ይሃስቡ አለው ነዚ አጋጣሚ ተጠቂሞም 😂😩🤕

  • @iameritrea2682
    @iameritrea2682 2 ปีที่แล้ว +2

    Game over agame እዚ ናይ ጋል ኣንከረ ኣገኣዝያን ኣይዉክል ንኣክሱም ናይ ቆማላት ኣጋመ ኣይዉክል እዚ ናይ ንህዝቢ ኤሪትራ ቃልሲ ዘሳሲ ዝነበረ ደርፊ ኢዩ ዝዉክል ታሪኽ ክትጉዕጽጹ ብኣምሱልይነት ፍጹም ኣይትሕሰብዎ ደቂ ማለሊት ካንሰር ሕብረተሰብ

  • @merhawimichael2264
    @merhawimichael2264 4 ปีที่แล้ว +2

    Adulis aksum, ata wedi gahba entay adeka gedeseka naita resah tgrayka zeytgebr komalat

  • @EritreanKing007
    @EritreanKing007 4 ปีที่แล้ว +6

    What this song of heroes has to do with Aksum or Agazian. Long live Eritrea/EPLF/ELF…..Down to our enemys like TPLF/Agazian.

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว +1

      ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ።

    • @arfil4249
      @arfil4249 4 ปีที่แล้ว

      ADULIS AKSUM , nsu tray yu meliktka maletka diyu?

  • @ayalaavrham620
    @ayalaavrham620 4 ปีที่แล้ว +6

    ናይ መነዴኻ ኣኹሱም ወዲ ቆንዳፍ ኤርትራዊት ጻዕዳ ያ Okey

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว +3

      ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ።

    • @jamalmadayen8620
      @jamalmadayen8620 4 ปีที่แล้ว

      Ok foron eritrean or Ethiopian???

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว

      @@jamalmadayen8620 eritrea ኢዩ ።
      ወዲ ጽንዓደግለ ኢዩ ሰብኣይ ጋል ኣንከረ ኢዩ bro ።
      ግን ኤርትራ ዝብል ስም ነዓና ኣይውክለናን ኢዩ ።
      መልንያቱስ ጥልያን ዝሃበና ባዕዳዊ ስም ኢዩ ።
      ንሕና ኣግኣዝያን ኢና ወይ ድማ ንሕና ተጋሩ ኢና ።
      ኤርትራ መሬት እታ ቀንዲ ትግራወይቲ ወይ ኣግኣዝያዊት ሃገር ኢያ ።

    • @ትሚትትሚት
      @ትሚትትሚት 4 ปีที่แล้ว +2

      @@adulisaksum8376 ጅስ ፋራ ዓቕምኻ ዘይትዛረብ ጣውላ ዋሕድ

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว

      @@ትሚትትሚት እዋይ ሞሲባ እንታይ ማሌትካ ኢዩ ክክክክክክክክ

  • @abelkidane9489
    @abelkidane9489 4 ปีที่แล้ว +1

    Waw

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 4 ปีที่แล้ว +1

    Aksum adi agame malet dyu?

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว

      ነዓካ ዝመሰለካ ክከውን ይክእል ኢዩ ።
      ዓጋመ ፍንጫሕ መሰንገለና ኣሓዋትና ኢዮም ክትፈልጦ ዘለካ ።

    • @yaredtesfa97
      @yaredtesfa97 4 ปีที่แล้ว +1

      @@adulisaksum8376 naeka kkewn ykel neay gn nbretey zemitom nay ayn kelerka des ayblen elom zsegoguni eyom anyways neay hasad gorebet enber fnchal mesengeley aykonun

  • @محمداحمد-ص3ف2غ
    @محمداحمد-ص3ف2غ 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @samuelweldamaryam3589
    @samuelweldamaryam3589 5 ปีที่แล้ว +1

    Nise

  • @hfhfnvvcbchc1639
    @hfhfnvvcbchc1639 4 ปีที่แล้ว +1

    ክንድሽሕ ፍረዩ

  • @masawamtswa9842
    @masawamtswa9842 4 ปีที่แล้ว +1

    ግርም ባ ወደይ በቢ ኢድኩም ትዝርግሕዎ ወናኒ ስኢኑ እዚ ደርፍታት ጉድ ርኢና ትዛረብ ድማ መሊስካ ጉድ ርኢና ብናይ መን ፍቓድ ከ ዘርጊሕካዮ ኣለኻ ባ ንገረኒ ኣክሱም ዓድዋ ክትፈቱ ወይ ክት ከውን መሰልካ ኢዩ እንተኾነ ግን ብልቢ ክብሪ ናይዛ ሰብ ሃልዩካ ዘይኮንካስ እታ ዩትዩብ ቁሩብ ክትረኽበላ ኢልካ ኢኻ እንሻላህ ድማ ተውጽኣ ትኸውን

    • @adulisaksum8376
      @adulisaksum8376  4 ปีที่แล้ว

      ዋናታቱ ደኣ ባዕልና እንዲና ዓርኩ ።
      መክንያቱ ጋል ኣንከረ እኮ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ።
      ሰይቲ ፎርዖን ወልዱ ወዲ ኮርዒዳ ።
      ስለዚስ ኣይምልከተናን ኢዩ ማሌትካ ዲዩ ዓርኩ ?

    • @masawamtswa9842
      @masawamtswa9842 4 ปีที่แล้ว

      @@adulisaksum8376
      ንሱ ድሓን ንዓኻ እንቋዕ ሰበይቱ ንሓወቦኻ ኮነት ኣብኡ ኣይኮነን እቲ ክትዕን ዘረባን ካባኻ ንላዕሊ ንሳ ክትጥቀመሉ ኣለዋ ዘይምባልካ ኢዩ ኣዛሪቡኒ ።ከምኡ ድማ ንመን ይምልከቶ ዝያዳኻ ባዕለይ ይፈልጦ የግዳስ ኣይትጋገ ዳውን ሎድ ጌርካ ናብ ናትካ ቻነል ክትዝርግሖ ንከለኻ ደላይ ሕውነት ዘይኮንካ ደላይ ረብሓ ኢየ ዘብለካ መኽንያቱ ሕውነት ዘቐድም ሰብ ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ። ግርም ባ ትግራዋይ ኢየ ናበልካስ ሓዉ ኢየ ክትብለኒ ንሱ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራዊ ኢዩ ብኸመይ ኢዩ ሓውኻ ዝኸውን ጉድ ዶ ረኺብና

    • @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
      @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ 4 ปีที่แล้ว

      @@masawamtswa9842 kkkkkk gud tray elka zbluwo Eka tefiewom

    • @rosinanguse762
      @rosinanguse762 4 ปีที่แล้ว

      Masawa mtswa, ወዲ ኤረይ ጻእዳ እዚ ወዲ @ADULIS AKSUM ትግራዋይ መንነት ዝብል ዝስሙ ሃስዮ እዮ ኤሪትራዊ እይኮነን, ንጋል አንከረ አይፈልጣ ሰብአያ እውን ወዲ ሃወቡኡ አይኮነ እንታይ ደአ ሃተፍተፍ እዪ, ከም ዚኦም ዝአመስሉ ቡዙሃት አለው ካብ ትግራይ ብሕውሃት ዝተወደቡ ነዚታት ክገብሩ ካብ ኢትዬጲያ ብዝተስረቀ ገንዘብ አማኢት ተከፊሎም, ንአብነት ሃደ ስብ ብዝተፈላለይ ሽም ብ10 ዝኸውን እካውንት ጌሮም ከም ኤሪትራዊ ኮይኖም ብአሌት ብሃይማኖት ከምኡውን አግአዚያን እንዳ በሉ ብዝተፈላለየ ሃሳባት ንኤርትራ ክበታትኑ ህንፍሽፍሽ ከብሉ ድቃስ ስኢኖም አለው ምክኒያቱ ህልሚ አሎዎም እሱ ድማ አባይ ትግራይ ንምምስራት እዪ ስለዚ ንእና ህንፍሽፍሽ ምስ አበሉ መሬ ከምኡውን ባህሪ ንምስራቕ ኣዝዪ ምቹእ ኽኮኖሎም ኢሎም እዬም እዛ ኩላ ሃተፍተፍ ስለዚ ደቂ ኤረይ አይትገርሑ ከምኡውን አይትእመኑዋም ሃደራኩም አብ ዝተፋላለየ አጋጣሚታት ክመጽኩም እዬም አብ ኮመንት መፍቶኦም ከይትኮኑ ተጠንቀቁ, ምክኒያቱ ንአብነት ንኢትዬጲያ ብአውራጃ ብቢሔር ምቅልቅል አቢሎምዎ አለው ሕጂ ነንሃድሕዶም ይባአሱ አለው ምክኒያቱ ን4 ኪሎ ኣዲስ አበባ ተተመለሱ ይሃስቡ አለው ነዚ አጋጣሚ ተጠቂሞም 😂😩🤕

    • @masawamtswa9842
      @masawamtswa9842 4 ปีที่แล้ว

      @@rosinanguse762 ኣንታ ሰብ እዚ ወዲ ክደርቕ ጉድ ኢዩ እዚ ባዕለይ ዋንኡ ዝብለኒ ዘሎስ ጉድ ረኺበ እንታዋይ ኢዩ ኣነ ዘይፈልጦ ሰብ ኣብ ገዛእ ንብረተይ ናተይ ዝብለኒ ዘሎ ኣነ ከምዚ ዘናደደኒ ሰብ ኣይርኣኹን

  • @hfhfnvvcbchc1639
    @hfhfnvvcbchc1639 4 ปีที่แล้ว +1

    ምስክር ጽንዓት አጀኩም ክነ