- 21
- 47 850
ADULIS AKSUM ኣግኣዝያውነት
Norway
เข้าร่วมเมื่อ 18 ต.ค. 2019
ካብ ራስ-ዱሜራ ክሳብ ራስ-ቄሳር ክሳብ መሬት ኣግኣዝያን !
วีดีโอ
ኣያ Dirar Gedrekidan ብዛዕባ መምህር Mahari Yohans ዝሃቦ ? ሓቢርና ክሳብ መጨረሽታ ንከታተሎ !
มุมมอง 2643 ปีที่แล้ว
ኣያ Dirar Gedrekidan ብዛዕባ መምህር Mahari Yohans ዝሃቦ ? ሓቢርና ክሳብ መጨረሽታ ንከታተሎ !
መምህር #መሓሪ_የውሃንስ መምህር #ገብረኪዳን_ደስታ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ ሓቂ ኢዩ ከኣ መክንያቱስ ሕጊ ተፈጥሮ ክቅይር ዝክእል ስለ ዘየለ !
มุมมอง 294 ปีที่แล้ว
መምህር #መሓሪ_የውሃንስ መምህር #ገብረኪዳን_ደስታ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ ሓቂ ኢዩ ከኣ መክንያቱስ ሕጊ ተፈጥሮ ክቅይር ዝክእል ስለ ዘየለ ! ናይ ክልቲኦም ዘረባ ደስ ክብለኒ መዓት ኢዩ ነዓይ !
ዓለም ዘስደምም ታሪክ ስልጣኔ ኣክሱም zesdemm tarik sltane Aksum !
มุมมอง 5K4 ปีที่แล้ว
ዓለም ዘስደምም ታሪክ ስልጣኔ ኣክሱም zesdemm tarik sltane Aksum ! ®©History kingdon of Aksum !
#ይሰማዕ ዝነኣድን ዝድነቅን ኢዩ, 💚💙💜 ፕሮፌሰር/PHD ኣቶ #ግርማይ_በርሀ Girmay Berhe #መራሒ ው.ና.ት/ዉድብ-ናፃነት-ትግራይ
มุมมอง 7434 ปีที่แล้ว
©® #ይሰማዕ ዝነኣድን ዝድነቅን ኢዩ, 💚💙💜 ፕሮፌሰር/PHD ኣቶ #ግርማይ_በርሀ Girmay Berhe #መራሒ ው.ና.ት/ዉድብ-ናፃነት-ትግራይ ናይብሓቂ ዘዕግብ ዝነኣድን ብቁዕን ኣተናትና ንፁር ሓሳብ ንፁር ራኢን ዘለዎ መራሒ ናይብሓቂ !
ኤርትረኣ ካብ ዓለም እታ ኣገዳሲትን ዝበለጸትን ሃገር ኢያ ! እታ ቀንዲን ዝነውሐ ኣፍዴገ ባሕሪ ዘለዋን እታ ቀንዲ መራከቢት ምስ ኢሮጳን ኤሽያን ፡ እታ ቀንዲ
มุมมอง 1474 ปีที่แล้ว
ኤርትረኣ ካብ ዓለም እታ ኣገዳሲትን ዝበለጸትን ሃገር ኢያ ! እታ ቀንዲን ዝነውሐ ኣፍዴገ ባሕሪ ዘለዋን እታ ቀንዲ መራከቢት ምስ ኢሮጳን ኤሽያን ፡ እታ ቀንዲ
#Eritrean music 3ተ ሱዉኣት ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብቲ ዝከድዎስ ይራከቡ'ዶ ኮን !
มุมมอง 1.4K4 ปีที่แล้ว
#Eritrean music 3ተ ሱዉኣት ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብቲ ዝከድዎስ ይራከቡ'ዶ ኮን !
Eritrean catholic Geez wazema ዋዜማ ብ ግእዝ 2012 ዓ/ም ብፈረንጂ
มุมมอง 7844 ปีที่แล้ว
Eritrean catholic Geez wazema ዋዜማ ብ ግእዝ 2012 ዓ/ም ብፈረንጂ
#Eritrea ዶኩሜንታሪ ሕሉፍ ታሪክ እታ መሐለል ታባ ! ታሪኽ ጀጋኑ ሰማእታት ተጋፈልቲ #ኢሰያስ_ወዲ_ፍላንሳ #ምሕረትኣብ_ወዲ_ጮጊርን ኣብ ታባ ተሓላለብ
มุมมอง 1224 ปีที่แล้ว
#Eritrea ዶኩሜንታሪ ሕሉፍ ታሪክ እታ መሐለል ታባ ! ታሪኽ ጀጋኑ ሰማእታት ተጋፈልቲ #ኢሰያስ_ወዲ_ፍላንሳ #ምሕረትኣብ_ወዲ_ጮጊርን ኣብ ታባ ተሓላለብ
Zeray Deres ኣክቲቭስት ዘ ቢሔረ ኣግኣዝያን ትግራይ ትግሪኚ ብጻይ ዘራይ ደረስ & ኣያናን ጋዜጠኛን ደረስን ተጋዳላይ ኣታክልቲ ካብ ዝበልዎ ገለ ኒኡሽ
มุมมอง 1884 ปีที่แล้ว
Zeray Deres ኣክቲቭስት ዘ ቢሔረ ኣግኣዝያን ትግራይ ትግሪኚ ብጻይ ዘራይ ደረስ & ኣያናን ጋዜጠኛን ደረስን ተጋዳላይ ኣታክልቲ ካብ ዝበልዎ ገለ ኒኡሽ
ጂግና ስዉእ ገዲም ተገዳላይ #ኣሞራ ካብ ዝበሎ ! ሕጹብ መዓንጣ ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣሞራ ሓበን ኣግኣዝያን ! አሞራ አብ ጉዳይ ኤርትራ ከምታ ዝሃባ ትንታኔ
มุมมอง 3.3K4 ปีที่แล้ว
ጂግና ስዉእ ገዲም ተገዳላይ #ኣሞራ ካብ ዝበሎ ! ሕጹብ መዓንጣ ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣሞራ ሓበን ኣግኣዝያን ! አሞራ አብ ጉዳይ ኤርትራ ከምታ ዝሃባ ትንታኔ
ኣብረሀት ኣንከረ ጋል ኣንከረ ኣብ 1988 ኣብ ሳሕል ዝደረፋ ደርፊ ኢያ ። ሰይቲ ፎርዕን ወልዱ ። ፎርዕን ወልዱ ንልዕሊ 19 ዓመት ኣብ ኡሱርቤት ኣሎ ! ም
มุมมอง 31K5 ปีที่แล้ว
ኣብረሀት ኣንከረ ጋል ኣንከረ ኣብ 1988 ኣብ ሳሕል ዝደረፋ ደርፊ ኢያ ። ሰይቲ ፎርዕን ወልዱ ። ፎርዕን ወልዱ ንልዕሊ 19 ዓመት ኣብ ኡሱርቤት ኣሎ ! ም
መጀመሪያ ወደ ጦርነት አለመግባት ነበር የባህል ጨዋታችን ነው ብላቹህ ለኮሳቹሁት ራሳችሁንም አቃጣለችሁት
ሲጀመር ማነው ጦርነቱን የለኮሰው እሳት አቀጣጥለሽ ሞትኩ ቆሰልኩ ይባላል መሪዎችንሽ ጠይቂ
Axum is Amhara what are you talking about you looser lokomat
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
TEGRAY TEGELBETU 👎😜😜😜
Amharay eyu sebiaya, 😂😂kilil tigray Gigi
Gigi eko Eritreiawi eya
Jiji kewsalech
by Ukraine and Spanish can't write and talk,,, have problems, melanu Italy song
?
Ho eyalsh gifa belew eyale yeTigrayen wetet yascheresew manew? Anchina yanchi bitewech meslewun
ችድ ዓንጓል ቆንዳፍ።
Loza, smart and beautiful 👏🏾❤️🙏🏾
ጂጂ(ጊደይ) ከምኡ ውን ኣብራሃም ዝበሃል ብዕራይ ክልቲኦም ከም ነፋሒቶ ዝለዋወጡ ካብ ባህልን ስነስርዓትን ዝወጹ ዝኸሰሩ ፍጡራት እዮም። ኣቤት ግልብጥ ግልብጥ!!!!
💪💪💪💪❤💛
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Game over agame እዚ ናይ ጋል ኣንከረ ኣገኣዝያን ኣይዉክል ንኣክሱም ናይ ቆማላት ኣጋመ ኣይዉክል እዚ ናይ ንህዝቢ ኤሪትራ ቃልሲ ዘሳሲ ዝነበረ ደርፊ ኢዩ ዝዉክል ታሪኽ ክትጉዕጽጹ ብኣምሱልይነት ፍጹም ኣይትሕሰብዎ ደቂ ማለሊት ካንሰር ሕብረተሰብ
Nay behyaki baba dirar nay mehari kemeu Lebam yedlyena alo
ሻዕብያ ረሳሕ ምዃኑ ይፈልጥ ኔሩ
ድሕሪ ደብረፅዮን መራሒ ትግራይ
Girmay has been articulating this for months now. I was doubtful about the idea of independent Tigray. Now I can see it as an achievable alternative to a seditious Ethiopia. Get ready Tigray. I see Ethiopia heading to transitional government that may not recognize article 39. Tigray should have no business in Ethiopia that does not recognize all the framework of Article 39.
hey girmay berhe i am ethiopia neguse your cousin you can find me on facebook under ehtio tekue please write me best regards Ehriopia neguse❤️😊
Ehtiopia*❤️
Gerami eyu
Interesting analysis. Appreciate!
turn off the fucken background music, we need to hear the story
ደቂ ኤረይ ጻእዳ እዚ ወዲ ADULIS AKSUM ትግራዋይ መንነት ዝብል ዝስሙ ሃስዮ እዮ ኤሪትራዊ እይኮነን, ንጋል አንኸረ አይፈልጣ ሰብአያ እውን ወዲ ሃወቡኡ አይኮነን, እንታይ ደአ ኤሪትራዊነት አተሃሳስባ ንምጥፋእ እዪ ነቲ ናቶም ስነ ሃሳብ አብ ሃንጎልና ንምስራጽ ን ንምሕታምን ኤሪትራዊነት ስሚኢት ንምድኻም እዬ, ኸም ዚኦም ዝአመስሉ ቡዙሃት አለው ካብ ትግራይ ብሕውሃት ዝተወደቡ ነዚታት ክገብሩ ካብ ኢትዬጲያ ብዝተስረቀ ገንዘብ አማኢት ተከፊሎም, ንአብነት ሃደ ስብ ብዝተፈላለይ ሽም ብ10 ዝኸውን እካውንት ጌሮም ከም ኤሪትራዊ ኮይኖም ብአሌት ብ ሃይማኖት ከምኡውን አግአዚያን እንዳ በሉ ብዝተፈላለየ ሃሳባት ንኤርትራ ክበታትኑ ህንፍሽፍሽ ከብሉ ድቃስ ስኢኖም አለው ምክኒያቱ ህልሚ አሎዎም እሱ ድማ አባይ ትግራይ ንምምስራት እዪ ስለዚ ንኣና ህንፍሽፍሽ ምስ አበሉ መሬ ከምኡውን ባህሪ ንምስራቕ ኣዝዪ ምቹእ ኽኮኖሎም ኢሎም እዬም እዛ ኩላ ሃተፍተፍ ስለዚ ደቂ ኤረይ አይትገርሑ ከምኡውን አይትእመኑዋም ሃደራኩም አብ ዝተፋላለየ አጋጣሚታት ክመጽኩም እዬም አብ ኮመንት, መፍቶኦም አይትኩኑ ተጠንቀቁ, ምክኒያቱ ንአብነት ንኢትዬጲያ ብአውራጃ ብቢሔር ምቅልቅል አቢሎምዎ አለው ሕጂ ነንሃድሕዶም ይባአሱ አለው ምክኒያቱ ን4 ኪሎ ኣዲስ አበባ ተተመለሱ ይሃስቡ አለው ነዚ አጋጣሚ ተጠቂሞም 😂😩🤕
ደምሱሶ ኣታ ድቃላ ወዲ ሸሩሙጣ ወዲ ዓድኹም ኣይንፈልጥ ገለ ኣይንፈልጥ አዚ ደርፊ ክኣ ንሰብኣያ ኣይኮነትን ደሪፋትሉ ረስሓት ኣዉጻዮ ኣንሒና ናይዚኣ ደርፍን ጓል ኣንከረን ኢና ንፈልጥ ስለዚ ንስኻ ዓጋመ ትግራዋይ ኢኻ ጓል ኣንከረ ግን ሓማሴን ጻዕዳ አያ ስለዚ ሰብኣያ ንዓኹም አንተ አዚኣ ሓላል ግን ንዓና አያ ትምልከት ጉሓፋት ፉንፉናት ዓጋመጉዛይ ትብሃሉ ኮሳርቲኩም ትምጻአ
ኣሞራ ንህግደፍ ይፈልጡዎ ነይሮም እዮም።ዲሞክራሲያዊ ከምዘይኮነ ስርዓት ሻዕብያ ነብሳ እያ እትበልዕ ይብል ቀደም ኣትሒዙ ዕላማ ሻዕብያ ዲሞክራሲያዊ ኣተሓሳስባ ከምዘይብላ ኣረጋጊፁሉ ንደርጊ። 👊#ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ግን ንድልየት ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ብህወሓት ከምዝምለስን ዓላማ ወይን በረኻ ዝወፅሉ ዓላማ እዉን ሕቶ ህዝቢ ይዕፈንን ኤርትራዊያን ሕቶኦም ከይተመለሰ ይቕተሉ ምንባሮም ሽዋዊያን መቓቒሎም ሓደ ህዝቢ ከህልቕዎ ከለዉ ምስተዓዘበት እያ ህወሓት በረኻ ወፅያ።ብህወሓት ክምለስ ሙዃኑ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ካዓ ከረጋግፀልኩም ይፈቱ ይብል ኣሎ ኣብ ኢድ ደርጊ ተታሒዙ እንከሎ ጅግና ኣሞራ። #እንተኾነ ሻዕብያ ሓሰዉቲ ንዉልዶም ሕማቕ ታሪኽን ንሕልናኦም ኣእሙሮኦም ብደላር ዓረብን ብትምክሕታ ሽዋዊ ኣተሓሳስባን ተበሪዙ ንጥፍኣቶም እዮም ዝኣልሙ
ጀግና ትግራዋይ ወያናይ ኩሩዕ ኣሞራ ወዲ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ቁጠባዊ ፍትሓዊ ዲሞክራሲያዊ ሰብኣዊ ተባዕ ዘይዕፀፍ ብስለት መንፈስ ትግራዋይነት እምነት ኩርዓት ተጋዳላይ ህወሓት
ኣሞራ ጅግና
ኣይይ ቆራጽነት ኣብ ኣፍ ሞት ኮይንካ ድካ ትናገር
Naybhaqi ,ms yehwatna ms tebeasna ko yu anfetna tefiena zello
ንሓማስየን ከትፋላል እንዳዋዕልካስ ለም ምስ ትግራይ ኣብት ዘይ መስል። እቅድም ምስ ነብስካ ተዕረቅ። ኣምሰሎ።
መን ዩ ድራር ክብል ደልየ እየ'ሞ ዝርእየካ ዘለኹ። ኤርትራዊ ምዃንካስ ኣረጋጊጸ የ። ምስ ሓሳባትካ ክሰማማዕን ከይሰማማዕንብካልእ ነገር ኮይኑ ብ ኤርትራውነትካ ግን ዘጠራጥር የብለይን።
ኣበሃህላካ ግን ኣይተረዳኣንን ?
@@adulisaksum8376 ኤርትራዊ ሃገራዊ ምዃኑስ ኣረጋጊጸ የ። ዝበልኩ
@@henokhabtezgi4136 ኣብ ኤርትራ ኣብታ ናይ ባዕዲ ስም ተሸኪማ ዘለ ወደባት ኢየ ። ጽቡቅ ኣለካ
@@adulisaksum8376 ምስ መን የ ዝዛረብ ዘለኹ። ምስ ድራር?
አትምተመም እንዴ
መንድዩ ካብ አዲስ አበባ ካብ ኢቶ ዮብያ ንብረትና ዝዘመቱና ሓሲቢናላ እናዕምል ወኪል ተስፈም ከሮና አይ ገደለህም አላህ ላይሽፈክ ላንተ ነኝ ተስፍም
Adulis aksum, ata wedi gahba entay adeka gedeseka naita resah tgrayka zeytgebr komalat
Waw
ግርም ባ ወደይ በቢ ኢድኩም ትዝርግሕዎ ወናኒ ስኢኑ እዚ ደርፍታት ጉድ ርኢና ትዛረብ ድማ መሊስካ ጉድ ርኢና ብናይ መን ፍቓድ ከ ዘርጊሕካዮ ኣለኻ ባ ንገረኒ ኣክሱም ዓድዋ ክትፈቱ ወይ ክት ከውን መሰልካ ኢዩ እንተኾነ ግን ብልቢ ክብሪ ናይዛ ሰብ ሃልዩካ ዘይኮንካስ እታ ዩትዩብ ቁሩብ ክትረኽበላ ኢልካ ኢኻ እንሻላህ ድማ ተውጽኣ ትኸውን
ዋናታቱ ደኣ ባዕልና እንዲና ዓርኩ ። መክንያቱ ጋል ኣንከረ እኮ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ። ሰይቲ ፎርዖን ወልዱ ወዲ ኮርዒዳ ። ስለዚስ ኣይምልከተናን ኢዩ ማሌትካ ዲዩ ዓርኩ ?
@@adulisaksum8376 ንሱ ድሓን ንዓኻ እንቋዕ ሰበይቱ ንሓወቦኻ ኮነት ኣብኡ ኣይኮነን እቲ ክትዕን ዘረባን ካባኻ ንላዕሊ ንሳ ክትጥቀመሉ ኣለዋ ዘይምባልካ ኢዩ ኣዛሪቡኒ ።ከምኡ ድማ ንመን ይምልከቶ ዝያዳኻ ባዕለይ ይፈልጦ የግዳስ ኣይትጋገ ዳውን ሎድ ጌርካ ናብ ናትካ ቻነል ክትዝርግሖ ንከለኻ ደላይ ሕውነት ዘይኮንካ ደላይ ረብሓ ኢየ ዘብለካ መኽንያቱ ሕውነት ዘቐድም ሰብ ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ። ግርም ባ ትግራዋይ ኢየ ናበልካስ ሓዉ ኢየ ክትብለኒ ንሱ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራዊ ኢዩ ብኸመይ ኢዩ ሓውኻ ዝኸውን ጉድ ዶ ረኺብና
@@masawamtswa9842 kkkkkk gud tray elka zbluwo Eka tefiewom
Masawa mtswa, ወዲ ኤረይ ጻእዳ እዚ ወዲ @ADULIS AKSUM ትግራዋይ መንነት ዝብል ዝስሙ ሃስዮ እዮ ኤሪትራዊ እይኮነን, ንጋል አንከረ አይፈልጣ ሰብአያ እውን ወዲ ሃወቡኡ አይኮነ እንታይ ደአ ሃተፍተፍ እዪ, ከም ዚኦም ዝአመስሉ ቡዙሃት አለው ካብ ትግራይ ብሕውሃት ዝተወደቡ ነዚታት ክገብሩ ካብ ኢትዬጲያ ብዝተስረቀ ገንዘብ አማኢት ተከፊሎም, ንአብነት ሃደ ስብ ብዝተፈላለይ ሽም ብ10 ዝኸውን እካውንት ጌሮም ከም ኤሪትራዊ ኮይኖም ብአሌት ብሃይማኖት ከምኡውን አግአዚያን እንዳ በሉ ብዝተፈላለየ ሃሳባት ንኤርትራ ክበታትኑ ህንፍሽፍሽ ከብሉ ድቃስ ስኢኖም አለው ምክኒያቱ ህልሚ አሎዎም እሱ ድማ አባይ ትግራይ ንምምስራት እዪ ስለዚ ንእና ህንፍሽፍሽ ምስ አበሉ መሬ ከምኡውን ባህሪ ንምስራቕ ኣዝዪ ምቹእ ኽኮኖሎም ኢሎም እዬም እዛ ኩላ ሃተፍተፍ ስለዚ ደቂ ኤረይ አይትገርሑ ከምኡውን አይትእመኑዋም ሃደራኩም አብ ዝተፋላለየ አጋጣሚታት ክመጽኩም እዬም አብ ኮመንት መፍቶኦም ከይትኮኑ ተጠንቀቁ, ምክኒያቱ ንአብነት ንኢትዬጲያ ብአውራጃ ብቢሔር ምቅልቅል አቢሎምዎ አለው ሕጂ ነንሃድሕዶም ይባአሱ አለው ምክኒያቱ ን4 ኪሎ ኣዲስ አበባ ተተመለሱ ይሃስቡ አለው ነዚ አጋጣሚ ተጠቂሞም 😂😩🤕
@@rosinanguse762 ኣንታ ሰብ እዚ ወዲ ክደርቕ ጉድ ኢዩ እዚ ባዕለይ ዋንኡ ዝብለኒ ዘሎስ ጉድ ረኺበ እንታዋይ ኢዩ ኣነ ዘይፈልጦ ሰብ ኣብ ገዛእ ንብረተይ ናተይ ዝብለኒ ዘሎ ኣነ ከምዚ ዘናደደኒ ሰብ ኣይርኣኹን
Aksum adi agame malet dyu?
ነዓካ ዝመሰለካ ክከውን ይክእል ኢዩ ። ዓጋመ ፍንጫሕ መሰንገለና ኣሓዋትና ኢዮም ክትፈልጦ ዘለካ ።
@@adulisaksum8376 naeka kkewn ykel neay gn nbretey zemitom nay ayn kelerka des ayblen elom zsegoguni eyom anyways neay hasad gorebet enber fnchal mesengeley aykonun
ልዕለ ጀጋኑ
th-cam.com/video/prj-IWpSH2M/w-d-xo.html erireea ትብሊ ዘለኪ ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ። th-cam.com/video/prj-IWpSH2M/w-d-xo.html
ንዓይ ትበጽሓኒ ንዓኻ ሰብኣያ አዩ ዝቀርበካ አንበር ኣይትፈልጣን ኢኻ ንጓል ኣምከረ ብጽንጽ ቆንዳፍ አዚ ደርፊ ክኣ ንሰብኣያ ኣይኮነትን ደሪፋትሉ ኣወል ጎማላት ሰረቅቲ
@@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ ዕሽነት ውርሻ ድዪ
ፍሪዶም ቲቪ ምስ ሌ/ኮ መንግስተኣብ ተኽለ (ቀይሕ) ኣብ ኩነታት ኣቀታትላ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ዝምልከት ቃለመሕትት ኣካይዳ ኣላ Share on Facebook Subscribe on TH-cam th-cam.com/video/71GRggvsbN8/w-d-xo.html
ezi vido yesrhi yaln hawy bekamy kekafto ykel #
ክንድሽሕ ፍረዩ
ምስክር ጽንዓት አጀኩም ክነ
ናይ መነዴኻ ኣኹሱም ወዲ ቆንዳፍ ኤርትራዊት ጻዕዳ ያ Okey
ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ።
Ok foron eritrean or Ethiopian???
@@jamalmadayen8620 eritrea ኢዩ ። ወዲ ጽንዓደግለ ኢዩ ሰብኣይ ጋል ኣንከረ ኢዩ bro ። ግን ኤርትራ ዝብል ስም ነዓና ኣይውክለናን ኢዩ ። መልንያቱስ ጥልያን ዝሃበና ባዕዳዊ ስም ኢዩ ። ንሕና ኣግኣዝያን ኢና ወይ ድማ ንሕና ተጋሩ ኢና ። ኤርትራ መሬት እታ ቀንዲ ትግራወይቲ ወይ ኣግኣዝያዊት ሃገር ኢያ ።
@@adulisaksum8376 ጅስ ፋራ ዓቕምኻ ዘይትዛረብ ጣውላ ዋሕድ
@@ትሚትትሚት እዋይ ሞሲባ እንታይ ማሌትካ ኢዩ ክክክክክክክክ
What this song of heroes has to do with Aksum or Agazian. Long live Eritrea/EPLF/ELF…..Down to our enemys like TPLF/Agazian.
ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ደረቅ ስእሊ ዘሎ ሰብኣይ ጉለንከረ ኢዩ ። ነዓይ ከኣ ሓውቦይ ኢዩ ዝብጽሓኒ ጋል ኣንከረ ከኣ ሰይቲ ሓውቦና ኢያ ስለዚ እንታይ ኢዩ ሓቢጡኪ ሊዕለይ ስለ ዝብጽሑኪ እንቶኮይኖም ነገርኒ ዝሓፍተይ ኦኬ ።
ADULIS AKSUM , nsu tray yu meliktka maletka diyu?
Nise