I am from Eritrea and waching you Mama and Baba just broke my heart 😭😭😭 into two. Deacon you're such a blessed young man who cares about the elderly. Please keep up the good job people like Mama and Baba need you. The story of Mama and Baba is the story of most of the elderly people in Tigray and Eritrea. I just can't wait to hear the nasty Isaias and his fellow loyalists are gone for good. The same in Tigray. People like Mama and Baba have nothing to do with politics but to see them being victimised is so painful. May the Lord Alfa and Omega and his beloved holy mother virgin Mary be with you and other people like you at this difficult time.
መምህር ጸጋይስ አቲ ዘረብኡ ካብቲ ስርሑ አቲ ስርሑ ካብቲ ዘረብኡ መሊኡ ዝህቦ ኣምላኽ ዕድመን ጥአናን ይሃቦ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ናይ ብሓቒ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤
እፍፍፍፍ ወለደይ ማዓረይ ወላዲ ከምዙ ኢሉም ክትሪኢ ብጣዓሚ አዩ ዝሕዝን ፅናዓት ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏😭😭😭
እዋይ ወለደይ ምዓረይ ጽንዓት ይሃብኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ነዚሕማቅ ግዜ ይቀይረልና መ/ር ጸጋይ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይሓግዝካ
ዋይ ወለዲ ዝረኸብዎ እህህ ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና ኪደነ ምህረት ተሓልኩም።
ክብሪ ይሃብካ መምህረይ ብወለድካ እናተደሰትካ ንበር ዙሓወይ
ዋይ ወለዲ ዝረኸብዎ እህ😢 ጽንዓት ይሃባትኩም ወለድና ጽዮን ተጽንዕኹም ታይ ንፀዉየሉ ።
😢😢😢😢
ሰላም መ/ር ፀጋይ፤እቲ እትገብርዎ ዘለኹም ምኅቅስቃስ ስሒቡኒሞ፤ስመይ መ/ር ብዕድላ ይብሃል ነባርነተይ ወረዳ ሕንጣሎ ጣብያ ዓ/ወያነ፤ኾይነ3ተ ኣሕዋትይ ተስዊኦም በይነይ ተሪፈ ፤ሓሳበይ ዝገልፀሉ ምድያ ኣይረኸብኩን'ሞ፤ በይዛኹም ተሓባበርኒ ፤ሓደራ
ኣጆኪ ጋለንይ❤❤❤
ወለደይ ማኣረይ ፅን ኣት ይሃብኩም ዝተረፉ ደቅኩም ይባርከልኩም ካብ ዳግም ሃዘን የድህንኩም
ኣምላከይ ጎይታየ ነዞም ወለዲ ነዞም ህጻናት ነዞም መንእሰያት ረኣ ነቶም ቅኑዐት ልቢ ሪእካ ምሉእ ሰላምካ ኣውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤ ብዐይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣደይ መዐረይ ወላዲት ኣምላክ ኣቁራሪተ መዐት ምዐትና ኣቁርርልና ሰላምኪ ስደድልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤
መምህር ፀጋይ ፈጣሪ ከማኻ ዝዓደሎ ሰብ ዶሎ ይኾን ❤❤ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ዋጋኻ ዓብዪ እዩ❤❤❤
ወለዲ ስውአት ጠያቂ ኳ ዝየብሎም ውሽጦም ብሕሩሩ ወለደይ😢 ንስውአትና አብ ገነት የንብሮም ንወለዲ ኽዓ ፅንዓት ይሃብኹም❤
Senat yihabkum weledina ❤
እፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም ወለደይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አምላክ የፅንዕኹም መምህረይ ሓይልኻ የፅንዓዮ ሰናይ ሰራሕቲ ብዝወፀ ይተክኣልኩም 😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ኡፍፍፍፍ ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደዋይይይ
ኣደዋይይይ ማዓረይ ፀላኢኪ ይንባዕ ክቡራት ወለደይ ኣምላክ ባዕሉ ያፀኒዕኹም 😢😢😢💔💔💔💔
ኣደዋ ጽንዓት ይሃብክን ኣምላክ ክብረት ይሃብካ መምህር ጸጋይ
እፍፍፍ አምላክ አቦይ አክእሎ ይሃብኩም ካቢድ እዩ ልገበርቲ ሰናይለ ፅቡቅ ላገብርኩም የንብርኩም🙏
እፍፍፍፍፍ ፀላኢኹም ይንባዕ ኣምላክ ባዕሉ ያፀኒዕኹም😭😭🙏🙏🙏
ኣቱም ሰባት ኣነ ኣይካኣልኩን በዞም ኣቦና ዓሕሕሕሕ😭
ኣምላክ የክእልኩም ኩብራት ወለድና ምርቃኹም ኣይፈለይና ወለደይ👏👏😥
ክቡራት ወለደይ ኣምላኽ መፅናዕንዒ መንፈስ ይልኣኸልኩም ንዝተሰውኡ ኣሕዋተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዝሃብኩም እግዝኣብሔር ዕፅፍን ድርብን ገይሩ የሃብኩም መም ፀጋይን ሓገዝቱን ዓስብኹም ካብ እግዝኣብሔር ርኸብዎ ቡሩኻተይ
ኣይይይ ኣደዋይ ፀላኢኪ ይንባዕ ቅዱስ ሚካኤል የፅንዕኩም ክቡራት ወለደይ
Btami xibuq amlak msaka ykun.nhzbi tigray selam yewurdelu. Bkemey knrekbeka nkiel.
ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ❤❤❤❤
ፅንዓት ይሃብኩም ክቡራት ወለድና😢
እህህ እቶም ዝተረፉ ደቅኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክንዲ ሽሕ ይኩንልኩም ናብ ብርሃን የብቀዐዩም እግዚአብሔር አምላክ አጆኩም ክቡራት ወለድና😢❤❤
Edmen tienan yihabkum kuburatey hasa libkum yesmrelkum fetarii❤
ኣምላክ ፂንዓት ይሃብኩም ወለድነ😢😢😢😢😢😢😢😢
ክቡር መጋቤ አእላፍ መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን የሃብክም በረኸት የሃብክም ንግደት እየሩሳሌም ይግበረሎም።
እግዚአብሔር የፅንዕኩም ክቡራት ወለድና
እመብርሃን ተክእልኩም 😭
ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና 😭😭😭😭😭
ኣይይ ወላድ ዝረክቦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ወለደይ😢😢❤❤❤
ዓለም ኾንቱ😢😢😢
ኣምላኽ ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና😢😢😢😢😢😢😢😢
እፍፍፍፍ ወለድ ጽንግት ይሃብኩሙ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን😭😭😭😭
ዋይ ከሐምም ፅንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ወለድና😢🙏እእእእእእእ ገባራት ወለዲ ትግራይ ዝረከብክምዎ መን ረኪቡ😭መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏
እግዚአብሔር ኣምላክ የበትኩም ወለደይ😢💔😢 ካቢድ እዩ😢💔💔💔😢😢
ጽንዓት ይሃብኩም ወለደይ መዓረይ ንመወት ኣዋትና'ውን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢😢
ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ጽንዓት ይሀብኩም!
ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ወለዲና እዋይ ክንደይ ይኸብድ😢😢😢😭
እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ ንኩልኩም ዕድሜ ምስጥዕና ይሓብኩም❤
ኣደዋይ ፀላኢኪ ይንባዕ 😢😢 ፅንዓት ይሃብኩም🙏
Xenat yehabkum fetari bejakum etom terifom zelwu deqom atayselom kehgzwom mentan.
መምህር ግን ብጣዕሚ ፁኑዕ ኢኻ ኣምላኽ የኽእልካ
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
❤❤❤❤
ኣይይይ ክብራት ወለደይ አምላክ ሓይልን ብርተዐን ይሃብኹም ኣቦና ኢዮም ዝደቀሰ አምላክ ኣቦታትና ይደበስኹም ክብራት ወለደይ😢😢
Xnat yhabkum Egziabiher Amlak kuburat weledi 😭😭😭
ኡፍፍፍፍ ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደዋይይ😢😢😢😢
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና 😢😢😢
ወይ መከራ ኣቱ የሕዋት ነመስገን ነዚ ርኢና እግዛብሄር ነቦና ኢዮብ ደጸናንዕ የጸናንዕኩም ሓዘንኩም ምስቲ ሕጻብ እግርኹም ተሓጺ ብልኩም ይኺድ ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ መንስተ ሰማይ የዋርሶም ኣብ ተራሕወ ገነት ተነጽፈ የንብሮም ፈጣሪ
Amlak mesakume yekune kubrate sedra
ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ🙏
ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኩብራት ወለዲ 😢
ወለደይ ፅንዓት ይሃብኩም፤
ክብሪ ይሃብካ መ/ር ፀጋይ
ኣቦይ እማማ ፅንዓት ይሃብኩም
እንታይ ክግበር እሞ
ኣብ መላእ ትግራይ እኮ
ኣዶ ትግራይ ፀልሚትዋ
እዩ ዘሎ💔💔💔😭😭😭
Xinat yhabom fetari 🙏🙏🙏
ፅንዓት ይሃብኩም ወለደይ😢😢😢
Off ልብኻ ዝሰብር እግዚአብሔር ኣምላኽ የፅንዕኹም🙏💔😢😢😭
😢😢ፀላኢኩም ይንባዕ ዋይኣነ
ኣይይይይይይ፡ጊዜ😢😢😢😢😢😢😢😢ሕሱሙ
ኣምላክ የፅንዓኩም ወለደይ 😭💔
ኣይ ህዝበይ ዝረክቦ ፅንዓት ያሃብኩም ፈጣር😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢 ዋይይይ ኣሕሕሕ ከሕዙኑኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ፈውሲ ምሕረት ይላኣኸሎም ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምቶም እግዚአብሔር ይርደኣዮም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Agziabiheir amlak tsnat yahabkum ❤❤❤❤❤
እፍፍ አነስ ኣይከኣልኹን ነቢዐ ኣይከኣልኩን😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ዓኽኽኽኽኽ😢😢😢 እስከ ኣምላክ ያፅንዕኩም😢😢
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲና 😢😢😢
እፍፍፍ ወለደይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃበኩሙ😢😢😢😢
Selemawit thanks ❤❤❤❤❤❤❤
እፋፋፋፍ ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ
ኣይይይይ ወለደይ ፀላኢኩም ይንባዕ💔😢😢
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭 heartbreaking justices for Tigaru
በይዛካ፡መምሕር፡ሓወይ፡ክዳነን፡ቀይረላቶሙ፡እይካነልና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አደዋይይ😢😢ፀላኢኪ አብ ክንዲ ዑረፉትኪ 😢😢አካኣሎ ይሃብኪም
🌹🌹🌹
😢😢😢😢aboway adeway 😭😭😭 weldy tigray zerkbo teinat yhabkum ahhhhh
yekelkum
ፅንዐት ይህብኩም ወልደይ😢💔
I am from Eritrea and waching you Mama and Baba just broke my heart 😭😭😭 into two.
Deacon you're such a blessed young man who cares about the elderly. Please keep up the good job people like Mama and Baba need you.
The story of Mama and Baba is the story of most of the elderly people in Tigray and Eritrea. I just can't wait to hear the nasty Isaias and his fellow loyalists are gone for good. The same in Tigray.
People like Mama and Baba have nothing to do with politics but to see them being victimised is so painful. May the Lord Alfa and Omega and his beloved holy mother virgin Mary be with you and other people like you at this difficult time.
ዋይ ወለደይ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብኩም
❤
ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኹም 😢😢😢😢
ጽንዓት ይሃብኩም ፈታሪ
ወለደይ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢
Btami lbka zbel guday
አቦይ አደይ፡ንኩላትኩም ጺናዓት ይሃብኩም
🖤
Eway weldey mearey
Egizabher yebarkeh
Xilaekum ynba weledina 😢😢😢😢😢😢😢😢member tigay adimen tianani yehabeka Ezgbeher 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
_ጎተተይ ኣይ ወለዲ ዘረከቦ😢😢😢_
Ehhh da merahiti tigray nibatom wuhig koynu yesedkum entay mo kitgebru egzabihir amlak yetsinekum 😭💔😭
ወያነ ኣብ ዘይዓቅማ ሰብ ኣወዲኣ
ጽንዓት ኢሃቦም ኦምላክ😢😢😢
💔💔💔💔😭😭😭😭😭ፅንዓት ይሃብኩም ወለደይ እህህህህሆ
Tebarek
Memhir Tsegay🎉🎉❤🙏tebarek🎉🎉🎉🎉
Ufffffff😢😢😢
😢😢😢😢ዓክ ጽንዓት የሃብኩም ወለደይ
Ajeka about natey