ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በዓልዚ ምስደረፉ ደርፊ ተሪፉ ብገበታ መሳርሒ ሙዚቃ ኣእዛንና ንቐደድ ኣለና ፡ ናይ በሓቂ ተባዕታይ ስነጥበባዊ
ክንደይ ክፅብቕ ሙዚቃ እዩ እዚ! የቐንየልና! Thanks for uploading such a sweet slow music!
ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር ❤ኣነ ብጣዕም እየ ዝፍተወኩም❤❤❤❤❤❤❤
I remember this song , my mother used to sing when she had house wife's activities at home and I never knew this was officially a song , I thought it was women's public song..
Ahhhhh mot hayal regimti Gerie 😭😭😭💔💔💔 RIP. Beal nisikum neyrikum dereftis enber...
ናይ ቀደምሂወት ኣዘኪሩኒ❤🎉🎉❤
ወይይይ ኣደይ ወላዲተይ ብጣዕሚ እያ ትፈትዋ እስኪ ዝኩሉ ዘሎ ፀበባ ሓሊፉ የራክበና ኣግየይ💔💔💔
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ናይ ቀደም ደርፊ
ቀፅልሉ ተወሳኺ ፀዓኑልና የመስግን።
ኩለን ደርፍታቱ እባ ፀዓኑልና በጃኹም
ደሪፊ ኣብኹም ግዜ ተሪፊ😥ብህወት ዘለኹም ክቡራት ወለድና ኣምባሳደራትና ንጉሳት ጥበብ ትግሪኛ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ዘይሓስስ ብሉፅ ስራሕ ሰሪሕኩም እኹም
ዋውውውውውውውው ኣየ ክጥዕም ❤❤❤❤❤
ክቡር ኣያና ኡፍፍፍፍ ቁልዕነተይ ዘኪረ
ገበረ ጻድቅና ሕሉፍ አለሙ ዘፈኖች ህፃንነቴን ያስታውሰኛል
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ቁልዕነትናን ዓድናን ኣናፊቕካና!!! ቅፅርፅር ኢሉና ያ ዓኺ!!
KIBURAT AHWATEY .. BEBIZELENAYO ESKI SESENAYU ...
አጆኻ/ኺ መዓረይ ክወግሕ እዩ
ቁልዕነትና ኣዘኪርካና😭 ብሂወት ዶ ኣሎ በጃካ ዳሃዩ (ሂወት ታሪኩ ኣምፀልና) ክፈትዎ ማዓት እየ
ALEKLU! AB KEREBA MIS KALEOT SIRAHTI KINRAKEB NIKEWUN.. KIBURAT AHWAT.. SELAM NIKUN TIRAY!
@@asermedia ውይ ተመስገን ባዕልካ ዲካ ናትካ ድዩ ዝ ቻነል ብሓቂ ደስ ኢሉኒ በል ስራሕካ ቀፅሎ ተድልየና ኢካ ዝኮነ ሓገዝ ምትሕብባር ምስ ትደሊ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ ጎይታዋ💛❤💪
@@NewLife-n2b kibret yihabeley! እዛ ቻናል እውን እወ ናተይ ኢያ፡፡ አብ ቀረባ ብርክት ዝበሉ ደርፊታተይ ኣብዛ ቻናል ሒዘ ክቐርብ ኢየ፡፡ ኣብ ጎነይ ስለዘለኹም ብጣዕሚ የመስግን፡፡
@@asermedia እሺ ብሃንቀውታ ንፅበ ኣለና ክቡር ኣያና💛❤🙏
@@NewLife-n2b ወዲ ገብረፃዲቅ ወልደዮውሃንስ ድዩ መዓረይ?
gere betam anten anten matat ykebdal mekari abatachi neberk nebskn beyeden genet yanurat
“Music is the mediator between the spiritual and the sensual life.” - Beethoven
my favorite memories
I love this music ❤
From eritrea remember childhood
I love this song and I remembered when and where I listened it first.
When &where???
Thank you Ge Nice music,
Best Music Ever
ኣረ በጃካ ኣበይ እካ ኣያና ኣቦ ትግርኛ ብሂወት ተልካ ኣብ ምድያ ክትቀርብ ክንርኣካ ተስፍ ኣለንይ ብጣአምይ እና ንፈትወኻ አረ ነኣ እውይ ናብ ምድያ ደገ ድካ እንየካ
bhiwet yeley kdmi 3 amet ;arifu
ነብሲ ይመሀር ክፈቶ መአት
Mengiste semay yewariska amlak biyemanay idu yikebelka Gerie. Sirahka hiyaw iyu
ሃሎ ሃሎ እላበልኩ ስርሐይ ረሲዕዮበይዛኺ ፍቕረየ ልልኣምነኪልቱ ትምኒተይ ተስፋ ሃብዮብቖልዓነተይ ኣብ ገዛና ምስ ና ኪሮስ ኣለማዮ ብተደጋጋሚ ይድረፉ ካ ልነበሩ ደርፍታት ና ድምጻዊ ገብረእግዚአብሔር ገብረጻዲቕ ነይሩ ክርሳዕ ለይኽእል ድምጻዊ፣ብጽቡቕ ኣዘኪርካና ወዲ ዓበይቲ ነመስግንብህይወት ግን አሎዶ?
@@asermedia ብጣዕሚ ጽቡቅ እንኳዕ ድምጽኻ ሰማዕና፣ መጻኢ ህይወትካ ፈጣሪ ክባርኸልካ ላተመነኹ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ዓበይቲ
@@asermedia ሰላም! ታሪኽ ሂወቱ ስኪ ገለ በለና!
❤
እታ ኣይዛረብን ትብል ኣልብሙ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል?
good job
Is that him ?
❤❤❤
በዓልዚ ምስደረፉ ደርፊ ተሪፉ ብገበታ መሳርሒ ሙዚቃ ኣእዛንና ንቐደድ ኣለና ፡ ናይ በሓቂ ተባዕታይ ስነጥበባዊ
ክንደይ ክፅብቕ ሙዚቃ እዩ እዚ! የቐንየልና! Thanks for uploading such a sweet slow music!
ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር ❤ኣነ ብጣዕም እየ ዝፍተወኩም❤❤❤❤❤❤❤
I remember this song , my mother used to sing when she had house wife's activities at home and I never knew this was officially a song , I thought it was women's public song..
Ahhhhh mot hayal regimti Gerie 😭😭😭💔💔💔 RIP. Beal nisikum neyrikum dereftis enber...
ናይ ቀደም
ሂወት ኣዘኪሩኒ❤🎉🎉❤
ወይይይ ኣደይ ወላዲተይ ብጣዕሚ እያ ትፈትዋ እስኪ ዝኩሉ ዘሎ ፀበባ ሓሊፉ የራክበና ኣግየይ💔💔💔
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ናይ ቀደም ደርፊ
ቀፅልሉ ተወሳኺ ፀዓኑልና የመስግን።
ኩለን ደርፍታቱ እባ ፀዓኑልና በጃኹም
ደሪፊ ኣብኹም ግዜ ተሪፊ😥ብህወት ዘለኹም ክቡራት ወለድና ኣምባሳደራትና ንጉሳት ጥበብ ትግሪኛ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ዘይሓስስ ብሉፅ ስራሕ ሰሪሕኩም እኹም
ዋውውውውውውውው ኣየ ክጥዕም ❤❤❤❤❤
ክቡር ኣያና ኡፍፍፍፍ ቁልዕነተይ ዘኪረ
ገበረ ጻድቅና ሕሉፍ አለሙ ዘፈኖች ህፃንነቴን ያስታውሰኛል
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ቁልዕነትናን ዓድናን ኣናፊቕካና!!! ቅፅርፅር ኢሉና ያ ዓኺ!!
KIBURAT AHWATEY .. BEBIZELENAYO ESKI SESENAYU ...
አጆኻ/ኺ መዓረይ ክወግሕ እዩ
ቁልዕነትና ኣዘኪርካና😭 ብሂወት ዶ ኣሎ በጃካ ዳሃዩ (ሂወት ታሪኩ ኣምፀልና) ክፈትዎ ማዓት እየ
ALEKLU! AB KEREBA MIS KALEOT SIRAHTI KINRAKEB NIKEWUN.. KIBURAT AHWAT.. SELAM NIKUN TIRAY!
@@asermedia ውይ ተመስገን ባዕልካ ዲካ ናትካ ድዩ ዝ ቻነል ብሓቂ ደስ ኢሉኒ በል ስራሕካ ቀፅሎ ተድልየና ኢካ ዝኮነ ሓገዝ ምትሕብባር ምስ ትደሊ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ ጎይታዋ💛❤💪
@@NewLife-n2b kibret yihabeley! እዛ ቻናል እውን እወ ናተይ ኢያ፡፡ አብ ቀረባ ብርክት ዝበሉ ደርፊታተይ ኣብዛ ቻናል ሒዘ ክቐርብ ኢየ፡፡ ኣብ ጎነይ ስለዘለኹም ብጣዕሚ የመስግን፡፡
@@asermedia እሺ ብሃንቀውታ ንፅበ ኣለና ክቡር ኣያና💛❤🙏
@@NewLife-n2b ወዲ ገብረፃዲቅ ወልደዮውሃንስ ድዩ መዓረይ?
gere betam anten anten matat ykebdal mekari abatachi neberk nebskn beyeden genet yanurat
“Music is the mediator between the spiritual and the sensual life.” - Beethoven
my favorite memories
I love this music ❤
From eritrea remember childhood
I love this song and I remembered when and where I listened it first.
When &where???
Thank you Ge Nice music,
Best Music Ever
ኣረ በጃካ ኣበይ እካ ኣያና ኣቦ ትግርኛ ብሂወት ተልካ ኣብ ምድያ ክትቀርብ ክንርኣካ ተስፍ ኣለንይ ብጣአምይ እና ንፈትወኻ አረ ነኣ እውይ ናብ ምድያ ደገ ድካ እንየካ
bhiwet yeley kdmi 3 amet ;arifu
ነብሲ ይመሀር ክፈቶ መአት
Mengiste semay yewariska amlak biyemanay idu yikebelka Gerie. Sirahka hiyaw iyu
ሃሎ ሃሎ እላበልኩ ስርሐይ ረሲዕዮ
በይዛኺ ፍቕረየ ልልኣምነኪ
ልቱ ትምኒተይ ተስፋ ሃብዮ
ብቖልዓነተይ ኣብ ገዛና ምስ ና ኪሮስ ኣለማዮ ብተደጋጋሚ ይድረፉ ካ ልነበሩ ደርፍታት ና ድምጻዊ ገብረእግዚአብሔር ገብረጻዲቕ ነይሩ ክርሳዕ ለይኽእል ድምጻዊ፣
ብጽቡቕ ኣዘኪርካና ወዲ ዓበይቲ ነመስግን
ብህይወት ግን አሎዶ?
@@asermedia ብጣዕሚ ጽቡቅ እንኳዕ ድምጽኻ ሰማዕና፣
መጻኢ ህይወትካ ፈጣሪ ክባርኸልካ ላተመነኹ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ዓበይቲ
@@asermedia ሰላም! ታሪኽ ሂወቱ ስኪ ገለ በለና!
❤
እታ ኣይዛረብን ትብል ኣልብሙ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል?
good job
Is that him ?
❤❤❤